Author: Admin

1 125 126 127 128 129 265 1270 / 2647
To Betray a Revolution

To Betray a Revolution

Radio Erena: 31 August 2020 Celebrating the First of September the anniversary of the Eritrean Revolution, many Eritreans change their profile [...]
ናይ ሎሚ ሰኑይ 31 ነሓሰ ፈነወና፣-

ናይ ሎሚ ሰኑይ 31 ነሓሰ ፈነወና፣-

https://www.youtube.com/watch?v=7Gdwu2jafzE&feature=emb_title [...]
“ካብ ኮረና ቫይረስ ክንናገፍ፣ ኣምላኽ፣ ሃገራዊ ጸሎት ክእውጅ፣ ብሓደ ሰብ ጌሩ’ዩ ነጊሩኒ።” ፕረዚደንት ኡጋንዳ

“ካብ ኮረና ቫይረስ ክንናገፍ፣ ኣምላኽ፣ ሃገራዊ ጸሎት ክእውጅ፣ ብሓደ ሰብ ጌሩ’ዩ ነጊሩኒ።” ፕረዚደንት ኡጋንዳ

Radio Erena: 31 August 2020 ከም ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ኣብ እትምክት ዘላ ኡጋንዳ፣ ዝሓለፈ ዓርቢ 29 ነሓሰ ሃገራዊ መዓልቲ ጸሎት ኣዊጃ ኔራ። እቲ ናይ ጸሎት መዓልቲ ብመንገ [...]
ቱርኪ፣ 12 ድሩዓት መኪና ንሰራዊት ሶማል ብሓገዝ ሂባ

ቱርኪ፣ 12 ድሩዓት መኪና ንሰራዊት ሶማል ብሓገዝ ሂባ

Radio Erena: 31 August 2020 ቱርኪ ሰራዊት መንግስቲ ሶማል ንምሕያል 12 ድሩዓት መካይን ብሓገዝ ሂባ። ቱርኪ ንሶማል እትገብሮ ደገፍ ክቕጽል ምዃኑ ዘረጋገጸ ኣብ ሞቛድሾ ዝመደበሩ ኣምባሳደር ቱርኪ፣ እተን ድ [...]
ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ዘካየድኦ ዘተ ሕጂ’ውን ብዘይፍረ ተበቲኑ

ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ዘካየድኦ ዘተ ሕጂ’ውን ብዘይፍረ ተበቲኑ

Radio Erena: 31 August 2020 ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ዲጋ ተሃድስን ብዝምልከት ዘካየድኦ ዘተ፣ ሕጂ'ውን ብዘይ ፍረ ተበቲኑ። እቲ ብ28 ነሓሰ፣ ዝተኻየደ ዘተ፣ ሰለስቲኤን ሃገ [...]
እስራኤልን ኢማራትን፣ ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ወሽመጥ ዓደንን ዝስልይ መዓስከር ክሃንጻ ተሰማሚዐን

እስራኤልን ኢማራትን፣ ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ወሽመጥ ዓደንን ዝስልይ መዓስከር ክሃንጻ ተሰማሚዐን

Radio Erena: 30 August 2020 እስራኤልን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ምስ ወሽመጥ ዓደን ዘዋስነን ሃገራት ዝስልይ መዓስከር ክሃንጻ ከምዝተሰማምዓ ዘ ኔሽን ኣመልኪቱ። ብሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝ [...]
27 ስደተኛታት ዝጸዓነት መርከብ፣ ካብ ማልታ ፍቓድ ስለዘይተዋህባ፣ ኣብ ባሕሪ ካብ እትዕሸግ ሰለስተ ሳምንታት ኣቑጺራ

27 ስደተኛታት ዝጸዓነት መርከብ፣ ካብ ማልታ ፍቓድ ስለዘይተዋህባ፣ ኣብ ባሕሪ ካብ እትዕሸግ ሰለስተ ሳምንታት ኣቑጺራ

Radio Erena: 30 August 2020 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 27 ስደተኛታት ዝጸዓነት መርከብ፣ ካብ ሰበስልጣን ማልታ ፍቓድ ስለዘይተዋህባ፣ ኣብ ባሕሪ ካብ እትዕሸግ ሰለስተ ሳምንታት ኣቑጺራ ከምዘላ ንጉዳይ ስደተኛታት ዝከታተሉ [...]
ኢትዮጵያ፣ ካብ ሕ.መ.ኣ. ትረኽቦ ዝነበረት ሓገዝ ደስኪሉ

ኢትዮጵያ፣ ካብ ሕ.መ.ኣ. ትረኽቦ ዝነበረት ሓገዝ ደስኪሉ

Radio Erena: 30 August 2020 ምምሕዳር ትራምፕ ንኢትዮጵያ ዝለገሶ ልምዓታዊ ሓገዝ ከደስክሎ ምዃኑ፣ መጽሔት ዝምድናታት ወጻኢ’ታ ሃገር ኣመልኪቱ። ቀንዲ ዕላማ ምድስካል ናይዚ 130 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ፣ ኢትዮጵያ ን [...]
ኣስመራ፣ ገንዘብ ዝተሓወለሎም ኣማኢት ሰባት፣ መዓልታዊ ኣብ ባሕቲ መስከረም ኣብ ዝርከብ ጨንፈር ሂምቦል  ይከላበቱ

ኣስመራ፣ ገንዘብ ዝተሓወለሎም ኣማኢት ሰባት፣ መዓልታዊ ኣብ ባሕቲ መስከረም ኣብ ዝርከብ ጨንፈር ሂምቦል ይከላበቱ

Radio Erena: 28 August 2020 ብጉልባብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ድሕሪ ዝተኣወጀ ምዕጻው ምንቅስቓስ ሰባትን ትካላትን፣ ንኹሉ'ቲ ካብ ወጻኢ ሃገራት ናብ ኤርትራ ዝካየድ ዝነበረ ሸርፍን ሓዋላን ብሒቱ ዝርከብ ናይ ህግደፍ [...]
ነበርቲ ከሰላ፣ ሰዓታት እቶ እቶ ብምጥሓስ፣ ንሲቪላዊ ምምሕዳር ዘለዎ ደገፍ ንምግላጽ ሰፊሕ ሰላምዊ ሰልፊ ኣካይዱ

ነበርቲ ከሰላ፣ ሰዓታት እቶ እቶ ብምጥሓስ፣ ንሲቪላዊ ምምሕዳር ዘለዎ ደገፍ ንምግላጽ ሰፊሕ ሰላምዊ ሰልፊ ኣካይዱ

Radio Erena: 28 August 2020 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ከተማ ከሰላ፣ ብሰንኪ ቀቢላዊ ግጭታት ዝተኣወጀ ሰዓታት እቶ እቶ ብምጥሓስ፣ ህዝቢ ንሲቪላዊ ምምሕዳር ዘለዎ ደገፍ ንምግላጽ ሰፊሕ ሰላምዊ ሰልፊ ኣካይዱ። እቲ [...]
1 125 126 127 128 129 265 1270 / 2647