Author: Admin

1 126 127 128 129 130 265 1280 / 2647
ሶማል፣ ሓደ ካብ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ኣልሸባብ ናብ ሰራዊት መንግስቲ ሰሊሙ

ሶማል፣ ሓደ ካብ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ኣልሸባብ ናብ ሰራዊት መንግስቲ ሰሊሙ

Radio Erena: 28 August 2020 ሓደ ካብ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ኣልሸባብ ምዃኑ ዝተገልጸ፣ መሓመድ ዓብዲ ሓሰን፣ ናብ ሰራዊት መንግስቲ ሶማል ኢዱ ሂቡ። እቲ ኣብ ክሊ ዕድመ መፋርቕ 30ታት ዝርከብ ኣባል ኣልሸባብ፣ [...]
ከሰላ፣ ኣብ ዝተጎሃሃረ ሓድሽ ግጭት ብውሕዱ ሓደ ሰብ ተቀቲሉ ኣስታት 20 ድማ ቆሲሎም

ከሰላ፣ ኣብ ዝተጎሃሃረ ሓድሽ ግጭት ብውሕዱ ሓደ ሰብ ተቀቲሉ ኣስታት 20 ድማ ቆሲሎም

Radio Erena: 27 August 2020 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ከተማ ከሰላ፣ ብ25 ነሓሰ ኣብ ዝተጎሃሃረ ሓድሽ ግጭት ብውሕዱ ሓደ ሰብ ክቕተል እንከሎ ኣስታት 20 ድማ ከምዝቖሰሉ ተሓቢሩ። እቲ ግጭት፣ ደገፍቲ ናይቲ ካብ [...]
ኣፍሪቃ፣ ካብ ፖልዮ ናጻ ኮይና ተባሂላ

ኣፍሪቃ፣ ካብ ፖልዮ ናጻ ኮይና ተባሂላ

Radio Erena: 27 August 2020 ኣፍሪቃ፣ ካብ ፖልዮ ናጻ ምዃና ተገሊጹ። እዛ ኣህጉር፣ ን10ታት ዓመታት፣ ንህጽናት ስግኣት ስንክልና ክይኑ ዝጸንሐ፣ 'ፖልዮ' እናተባህለ ዝግለጽ ዋይልድ ፖልዮ ቫይረስ ናጻ ምዃና ናይ [...]
ምንጻል ደቡብ የመን ዝኣወጀ መሰጋገሪ ባይቶ፣ ካብ ስምምዕ ሪያድ ስሒቡ

ምንጻል ደቡብ የመን ዝኣወጀ መሰጋገሪ ባይቶ፣ ካብ ስምምዕ ሪያድ ስሒቡ

Radio Erena: 27 August 2020 ምንጻል ደቡብ የመን ዝኣወጀ መሰጋገሪ ባይቶ ዝተሰምየ ዕጡቕ ጉጅለ፣ ካብቲ ብስዑዲ ዓረብ ተማእኪሉ ምስ መንግስቲ የመን ዝተኻየደ ስምምዕ ከምዝሰሓበ ኣፍሊጡ። እቲ ጉጅለ፣ ካብ ስምምዕ ሪ [...]
The Stitches of Change in Eritrea

The Stitches of Change in Eritrea

Radio Erena: 26 August 2020 The Eritrean journalist Ahmed Alhaj wrote an article from Melbourne, Australia, that went viral in the social media [...]
ኤርትራ፣ ክሳብ ዝሓለፈ ዓመት፣ ልዕሊ 21 ሽሕ ተጠቀምቲ ፌስቡክ ተመዝጊቦም

ኤርትራ፣ ክሳብ ዝሓለፈ ዓመት፣ ልዕሊ 21 ሽሕ ተጠቀምቲ ፌስቡክ ተመዝጊቦም

Radio Erena: 26 August 2020 ክሳብ ታሕሳስ 2019 ኣብ ዝነበረ ግዜ፣ ኣብ መላእ ኤርትራ፣ 21, 900 ተጠቐምቲ ፌስቡክ ከምዝተመዝገቡ ኢንተርነት ዎርልድ ስታተስ ኣብ ጸብጻቡ ኣስፍሩ። ብመሰረት እቲ ትካል፣ [...]
“ሱዳን፣ ካብ መዝገብ ሽበራ ዝምውላ ሃገራት ክትእለ ተስፋ ኣለዋ” ክብል ቀ/ሚ ዓብደላ ሓምዶክ ገሊጹ

“ሱዳን፣ ካብ መዝገብ ሽበራ ዝምውላ ሃገራት ክትእለ ተስፋ ኣለዋ” ክብል ቀ/ሚ ዓብደላ ሓምዶክ ገሊጹ

Radio Erena: 26 August 2020 ሱዳን፣ ካብ መዝገብ ሽበራ ዝምወላ ሃገራት ክትሕኸኽ ተስፋ ከምዘሎ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ገሊጹ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ነዚ ዝገለጸ፣ ብጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ማይክ ፖምፕ [...]
ኬንያ፣ ኣብዚ ሓሙሽተ ኣዋርሕ፣ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ቆልዑ ብኮረና ቫይረስ ተለኺፎም

ኬንያ፣ ኣብዚ ሓሙሽተ ኣዋርሕ፣ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ቆልዑ ብኮረና ቫይረስ ተለኺፎም

Radio Erena: 26 August 2020 ኣብ ኬንያ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሓሙሽተ ኣዋርሕ፣ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ቆልዑ ብኮረና ቫይረስ ከምዝተለኽፉ ንሰብ መዚ ጥዕና ብምጥቃስ ማዕከን ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቶም 768 ኣብ ክሊ [...]
ቀዳም 29 ነሓሰ ኣብ ዝጅምር ዙር ፈረንሳ፣ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣይክሳተፉን’ዮም

ቀዳም 29 ነሓሰ ኣብ ዝጅምር ዙር ፈረንሳ፣ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣይክሳተፉን’ዮም

Radio Erena: 25 August 2020 ቀዳም 29 ነሓሰ፣ ካብ ከተማ ኒስ ኣብ ዝጅምር፣ ብዕቤቱን ህቡብነቱን ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ፡ ውድድር ብሽክለታ ቱር ደ ፍራንስ 2020፡ ተስፋ ዝተነብረሎም ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ [...]
“ፕረዚደንት፣ ስልጣን ብዘይገደብ ይጥቀምን ብልሽውና ይፍጽም ኣሎ።” ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን

“ፕረዚደንት፣ ስልጣን ብዘይገደብ ይጥቀምን ብልሽውና ይፍጽም ኣሎ።” ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን

Radio Erena: 25 August 2020 ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን፣ ፕረዚደንት ዚምባብዌ፣ ኤመርሰን ምናንጋጓ፣ ስልጣን ብዘይገደብ ይጥቀምን ብልሽውና ይፍጽምን ከምዘሎ ዝኸስስ ቅሉዕ መልእኽቲ ዘርጊሖም። እቶም ጳጳ [...]
1 126 127 128 129 130 265 1280 / 2647