Author: Admin

1 127 128 129 130 131 265 1290 / 2647
ማሊ፣ ብዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ን3 ዓመታት ከም መሰጋገሪ ኣብ ስልጣን ክጸንሕ ከምዝደሊ ተገሊጹ

ማሊ፣ ብዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ን3 ዓመታት ከም መሰጋገሪ ኣብ ስልጣን ክጸንሕ ከምዝደሊ ተገሊጹ

Radio Erena: 25 August 2020 ብምርጫ ናብ ስልጣን ንዝመጸ ፕረዚደንት ብዕልዋ ዝኣለየ ወትሃደራዊ ጉጅለ ማሊ፣ ከም መሰጋገሪ ንሰለስተ ዓመታት ዝጸንሕ ወትሃደራዊ መንግስቲ ክምስርት ከምዝደሊ ተገሊጹ። እቲ ጉጅለ፣ ኣብ [...]
እስራኤል፣ ጓል 16 ዓመት ቆልዓ ብ30 መንእሰያት ተዓሚጻ

እስራኤል፣ ጓል 16 ዓመት ቆልዓ ብ30 መንእሰያት ተዓሚጻ

Radio Erena: 24 August 2020 ኣብ እስራኤል፣ ሓንቲ ጓል 16 ዓመት ቆልዓ ብ30 መንእሰያት ከምዝተዓመጸት ማዕከናት ዜና ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣቃሊሐን። እቲ ኣብ ከተማ ኤላት ዘጋጠመ ዓመጽ፣ "ገበን ኣብ ልዕሊ ሓ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ “ወለድኻ ምህራም ክሳብ 3 ዓመታት ማእሰርቲ ዘፍርድ ከቢድ ገበን’ዩ”

ስዑዲ ዓረብ፣ “ወለድኻ ምህራም ክሳብ 3 ዓመታት ማእሰርቲ ዘፍርድ ከቢድ ገበን’ዩ”

Radio Erena: 24 August 2020 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ብማእሰርቲ ዘቕጽዕ'ዩ ዝበለቶ 25 ከበድቲ ገበናት ናብ ህዝቢ ዘርጊሓ። እቲ ብኣኽባር ሕጊን ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያትን ጸዲቑ፣ ኣብ ትሕቲ ገበናዊ ሕጊ ሰፊ [...]
ምብራቕ ሱዳን ዝካየድ ዘሎ ግጭታት ናይ ቀቢላ ዘይኮነ ፖለቲከኛታት ዘጎሃሃርዎ ምዃኑ ተገሊጹ

ምብራቕ ሱዳን ዝካየድ ዘሎ ግጭታት ናይ ቀቢላ ዘይኮነ ፖለቲከኛታት ዘጎሃሃርዎ ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 24 August 2020 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዝጎሃሃር ዘሎ ግጭታት፣ ቀቢላዊ ዘይኮነ ፖለቲከኛታት ዘጎሃሃርዎን ፖለቲካዊ ዕላማ ዘለዎን ምዃኑ ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ፣ ካብ ብሄር [...]
‘ብምኽንያት ባጀት፣ መዓስከር ስደተኛታት ሕጻጽ ምዕጻው፣ ምኽኑይ ኣይኮነን’ ተጸዋዒ ስደተኛታት

‘ብምኽንያት ባጀት፣ መዓስከር ስደተኛታት ሕጻጽ ምዕጻው፣ ምኽኑይ ኣይኮነን’ ተጸዋዒ ስደተኛታት

Radio Erena: 23 August 2020 ኣብ ኢትዮጵያ መዓስከር ሕጻጽ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ’ተን ካልኦት ክልተ መዓስከራት ንምግዕዓዞም ዝተወጠነ መደብ፣ ምስ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣዝዩ ሓደገኛ ምዃኑ ተገሊጹ። መንግ [...]
ደቡብ ሱዳን፤ ገንዘብ ጽዒና ትበርር ዝነበረት ነፋሪት ወዲቓ

ደቡብ ሱዳን፤ ገንዘብ ጽዒና ትበርር ዝነበረት ነፋሪት ወዲቓ

Radio Erena: 23 August 2020 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ጥረ ገንዘብ ጽዒና ትበርር ዝነበረት ነፋሪት ወዲቓ ብምሕምሻሻ፣ ሸውዓተ ሰባት ከምዝሞቱ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እታ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ከተማ ጁባ ተ [...]
ቆንስል ሚኒስተራት ኢትዮጵያ፣ ንሕጊ ፕረስ ብዝምልከት ዘተ ኣካዪዱ

ቆንስል ሚኒስተራት ኢትዮጵያ፣ ንሕጊ ፕረስ ብዝምልከት ዘተ ኣካዪዱ

Radio Erena: 23 August 2020 ቆንስል ሚኒስተራት ኢትዮጵያ፣ ንሕጊ ፕረስ እታ ሃገር ብዝምልከት ዘተ ኣካዪዱ። መበል 88 ስሩዕ ኣኼባ’ቲ ቆንስል ብቪድዮ ኮንፈረንስ ኣብ ዝተኻየደሉ፣ ንሕጊ ፕረስ ክግበረሉ ዘለዎ ምቅይ [...]
End High School in Sawa

End High School in Sawa

Radio Erena: 21 August 2020 In March 1988, the Eritrean People’s Liberation Army (EPLA) infiltrated the positions of several Ethiopian units de [...]
“ኣፍሪቃ፣ ናይ መራሕቲ ምቅይያር እንተዘይኮኑ ኣብ ኩነታተን ዝተለወጠ ነገረ የለን”

“ኣፍሪቃ፣ ናይ መራሕቲ ምቅይያር እንተዘይኮኑ ኣብ ኩነታተን ዝተለወጠ ነገረ የለን”

Radio Erena: 21 August 2020 ኣብዘን ዝሓለስ ሰለስተ ዓመታት፣ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ መራሕቲ ምቅይያር እኳ እንተተራእየ፣ ኣብ ኩነታት እተን ሃገራትን ግና ዝተለወጠ ነገረ ከምዘየለ ማዕከን ዜና መይል ኤን [...]
ሶማል፣ ህዝቢ ንምንቛት ክሰርሕ ጸንሑ ዝተባህለ ዳይረክተር ትካል ግብረ ሰናይ ካብታ ሃገር ተሰጕጉ

ሶማል፣ ህዝቢ ንምንቛት ክሰርሕ ጸንሑ ዝተባህለ ዳይረክተር ትካል ግብረ ሰናይ ካብታ ሃገር ተሰጕጉ

Radio Erena: 21 August 2020 መንግስቲ ሶማል፣ ኣብ ውሽጣዊ ፖለቲካዊ ጉዳይ ጣልቃ ብምእታው፣ ናዕቢ ከሳውር ጸኒሑ ንዝበሎ ዳይረክተር CARE ናይ ዝተባህለ ማሕበር ግብረ ሰናይ፣ ካብታ ሃገር ክስጎግ ኣዚዙ። ሚ [...]
1 127 128 129 130 131 265 1290 / 2647