Author: Admin

1 99 100 101 102 103 265 1010 / 2647
ሚኒስትሪ ዜና፣ ንኣባላቱ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዝኾነ ዜና ከየዳልዉ መምርሒ ሂቡ

ሚኒስትሪ ዜና፣ ንኣባላቱ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዝኾነ ዜና ከየዳልዉ መምርሒ ሂቡ

Radio Erena: 24 November 2020 ኣዳለውቲ ዜና ሚኒስትሪ ዜና፣ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዝኾነ መደብ ከየዳልዉ መምርሒ ተዋሂብዎም። እቲ ሚኒስትሪ፣ ብዛዕባ'ቲ [...]
ስድራቤታቶም ንምብጽሕ ናብ ትግራይ ዝገሹ ሓያሎ ኤርትራውያን፣ መውጽኢ ስኢኖም ምህላዎም  ተፈሊጡ

ስድራቤታቶም ንምብጽሕ ናብ ትግራይ ዝገሹ ሓያሎ ኤርትራውያን፣ መውጽኢ ስኢኖም ምህላዎም ተፈሊጡ

Radio Erena: 24 November 2020 ብሰንኪ'ቲ ካብ 4 ሕዳር ኣትሒዙ፣ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ዝነበሩ ኣስታት 100 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ኣብ መንጎ ክልተ ሓዊ ተቐር [...]
ናይ ባንክ ሕሳብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝኸፈቱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ፣ ሕሳቦም ደስኪሉ

ናይ ባንክ ሕሳብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝኸፈቱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ፣ ሕሳቦም ደስኪሉ

Radio Erena: 24 November 2020 ናይ ባንክ ሕሳብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝኸፈቱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ፣ ሕሳቦም ደስኪሉ ከምዘሎ ተፈሊጡ ኣሎ። እቶም ኤርትራ'ውያን፣ ገንዘቦም ከንቀሳቕሱ ብዘ [...]
“ኵናት ትግራይ፣ ብዘተ ክፍታሕ እንተዘይክኢሉ፣ ኢትዮጵያ ን10ታት ዓመታት ኣብ ዝቕጽል ኵናት ሰሜን ክትሽመም’ያ።” ተንተንቲ

“ኵናት ትግራይ፣ ብዘተ ክፍታሕ እንተዘይክኢሉ፣ ኢትዮጵያ ን10ታት ዓመታት ኣብ ዝቕጽል ኵናት ሰሜን ክትሽመም’ያ።” ተንተንቲ

Radio Erena: 24 November 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ዘካይዶ ዘሎ ኵናት፣ ብፖለቲካዊ ዘተ መዕለቢ እንተዘይተጌርሉ፣ እታ ሃገር ዳግማይ፣ ብሰሜን ን10ታት ዓመታት ኣብ ዝቕዕል ኵናት ክትሽመም ምዃ [...]
“ነበርቲ ሓደ ሓደ ከባቢታት ኣስመራ፣ ሎሚ ምሸት ካብ ኣባይቶም ከይወጹ መጠንቀቕታ ተዋሂቡ” ኤምባሲ ኣመሪካ

“ነበርቲ ሓደ ሓደ ከባቢታት ኣስመራ፣ ሎሚ ምሸት ካብ ኣባይቶም ከይወጹ መጠንቀቕታ ተዋሂቡ” ኤምባሲ ኣመሪካ

Radio Erena: 23 November 2020 ነበርቲ ሓደ ሓደ ከባቢታት ኣስመራ፣ ሎሚ ምሸት ካብ ኣባይቶም ከይወጹ ዘጠንቅቕ ሓበሬታ፣ ብመንግስቲ ከምዝተሓበሮም ኣብ ኣስመራ ዝመደበሩ ኤምባሲ ኣመሪካ፣ ኣብ ወግዓዎ መርበብ ሓበሬ [...]
‘’ኩነታት ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣተሓሳሳቢ ኮይኑ’ሎ’’፣ ሕ.ሃ.

‘’ኩነታት ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣተሓሳሳቢ ኮይኑ’ሎ’’፣ ሕ.ሃ.

Radio Erena: 22 November 2020 ኩነታት ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣተሓሳሳቢ ኮይኑ ከምዘሎ፣ ሕቡራት ሃገራት ደጊሙ ኣጠንቂቑ። ወኪል ተጸዋዒ ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃበቶ ቃል፣ ኣብ ት [...]
‘’ኤርትራ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ካብ ዝርከባ ሃገራት ንመነባብሮ ደቀንስትዮ ዝኸፈአት ሃገር’ያ’’ A.C.P.F

‘’ኤርትራ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ካብ ዝርከባ ሃገራት ንመነባብሮ ደቀንስትዮ ዝኸፈአት ሃገር’ያ’’ A.C.P.F

Radio Erena: 22 November 2020 ኤርትራ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ካብ ዝርከባ ሃገራት ንመነባብሮ ደቀንስዮ ዝኸፈአት ሃገር ምዃና ብዓርቢ 20 ሕዳር ዝወጸ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ገሊጹ። ኣፍሪካን ቻይልድ ፖሊሲ ፎረም ኣብ ዘቕረቦ ጽሑፍ [...]
ሕቡራት ሃገራት፣ ውግእ ሓድሕድ ኢትዮጵያ ንምሽምጋል ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝተወስደ ተበግሶ ሕቡራት ሃገራት ሞጊሱ

ሕቡራት ሃገራት፣ ውግእ ሓድሕድ ኢትዮጵያ ንምሽምጋል ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝተወስደ ተበግሶ ሕቡራት ሃገራት ሞጊሱ

Radio Erena: 22 November 2020 ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ዝተወለዐ ውግእ ንምሽምጋል ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝተወስደ ተበግሶ ሕቡራት ሃገራት ሞጊሱ። ብኣቦ ወንበር ሕብረት ኣፍሪቃ ፕረዚደንት ሲሪል [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 20 ሕዳር 2020 ፈነወና

ናይ ሎሚ ዓርቢ 20 ሕዳር 2020 ፈነወና

Radio Erena: 20 November 2020 https://www.youtube.com/watch?v=7BIY2S2zyUs&feature=emb_title [...]
ተዘክሮ ኵናት 1998 -2000 ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ ዝፈጠሮ በሰላ

ተዘክሮ ኵናት 1998 -2000 ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ ዝፈጠሮ በሰላ

Radio Erena: 20 November 2020 https://www.youtube.com/watch?v=H2so-51CZ60&feature=emb_title [...]
1 99 100 101 102 103 265 1010 / 2647