Author: amanuel
ሩስያውያን ደቂንስትዮ ሰብኡተን ናብ ቤቶም ክምለሱ ንሰበስልጣን ይሓታ
Radio Erena: Friday, 26 January 2024
እዘን ብማሕበራዊ መራኸቢታት ተኣኻኺበን፣ ወይ ሆም ዝብል ጉጅለ ብምቛም ዝነጥፋ ዘለዋ ደቂንስትዮ፣ እቶም ኣብ የካቲት 2022 ኣብ ዩክሬን ንዝካየድ ኲናት ዝወፈሩ ልዕሊ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ጉዳይ ሶማሊላንድ ፖለቲካዊ ደገፍ ንምሕታት ዞባዊ ዑደቱ ይቕጽል
Radio Erena: Thursday, 25 January 2024
ኣብ ጉዳይ ሉኣላውነት ሶማል፣ ዞባዊ ፖለቲካዊ ደገፍ ንምሕታት ዑደት ኣብ ምክያድ ዝርከብ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ናብ ቐጠር በጺሑ።
ድሕሪ'ቲ ኢትዮጵያን ርእሰ ምም [...]
ኤርትራ፣ ጋዜጠኛታት ብምእሳር ኣብ ኣፍሪቃ ቀዳማይ ቦታ ትሕዝ
Radio Erena: Thursday, 25 January 2024
ኤርትራ፣ ጋዜጠኛታት ብምእሳር ኣብ ኣፍርቃ ቀዳማይ ቦታ ከምእትሕዝ፣ ኮሚቴ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት ኣፍሊጡ።
እቲ ኣብ ኣመሪካ ዝምደበሩ ትካል፣ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዝዘርግሖ ዓመታ [...]
ኤርትራ፣ ዞባ ደቡብ መጠን መልከፍቲ ሕማም ዓሶ ብ54% ወሲኹ
Radio Erena: Thursday, 25 January 2024
ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ደቡብ፣ መጠን መልከፍቲ ሕማም ዓሶ ብ54% ከምዝወሰኸ፣ ንጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና እቲ ዞባ ብምጥቃስ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ሓቢራ።
እታ ጋዜጣ፣ ንሓላፊ [...]
ቢንያም ግርማይ፡ ኣብ ኣውስትራልያ ዕዉት ቅድድም ክላሲክ ኮይኑ
Radio Erena: Thursday, 25 January 2024
ሎሚ ሓሙስ 25 ጥሪ 2024 ወጋሕታ: ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ብሽክለታ: ተቐዳዳማይ በልጅዩማዊት ዎርልድ ቱር ቲም Intermarche-Wanty ኤርትራዊ ቢን [...]
ኣባል ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳንን ተሓጋጋዚ ዋና ኣዛዚ ሰራዊትን ያሲር ኣልዓታ፣ መንግስቲ ሱዳን ኣንጻር ኢማራት ዓረብ ዝቐንዐ ጥርዓን ከቕርብ ምዃኑ ኣጠንቂቑ
Radio Erena: Wednesday, 24 January 2024
ኣባል ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳንን ተሓጋጋዚ ዋና ኣዛዚ ሰራዊትን ያሲር ኣልዓታ፣ መንግስቲ ሱዳን ኣንጻር ኢማራት ዓረብ ዝቐንዐ ጥርዓን ናብ ዞባዊ ውድባትን ባይቶ ጸጥታ ሕቡ [...]
እንግሊዝ ቻነል ክሰግሩ ዝፈተኑ ሓሙሽተ ሓተቲ ዑቕባ ሞይቶም
Radio Erena: Wednesday, 24 January 2024
ንእንግሊዝ ቻነል ክሰግሩ ዝፈተኑ ሓሙሽተ ሓተቲ ዑቕባ፡ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ማያት ፈረንሳ ከምዝሞቱ ሓደ በዓል ስልጣን ባሕሪ ፈረንሳ ንቢቢሲ ሓቢሩ።
እዚ ፍጻሜ ናብ ብሪ [...]
ኢትዮጵያ ንግብጽን ኤርትራን ተኸቲላ ኣብ 2023 ብዘጋጠመ ማእሰርቲ ጋዜጠኛታት ኣብ ኣፍሪቃ ሳልሰይቲ ንጋዜጠኛታት ዘይምችእቲ ሃገር ተባሂላ
Radio Erena: Wednesday, 24 January 2024
ኢትዮጵያ ንግብጽን ኤርትራን ተኸቲላ ኣብ 2023 ብዘጋጠመ ማእሰርቲ ጋዜጠኛታት ኣብ ኣፍሪቃ ሳልሰይቲ ንጋዜጠኛታት ዘይምችእቲ ሃገር ከምዝኾነት ኮሚቴ ንምጥባቕ ጋዜጠኛታት [...]
ቤት ምኽሪ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ሱዳን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ኣበርክቶ ይገብራ ኣለዋ ንዝበለን ሽዱሽተ ኩባንያታት ኣጊዱ
Radio Erena: Tuesday 23, January 2024
ቤት ምኽሪ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ሱዳን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ኣበርክቶ ይገብራ ኣለዋ ኣብ ልዕሊ ዝበለን ሽዱሽተ ኩባንያታት፣ ብ22 ጥሪ እገዳ ከምዘንበረ ኣፍሊጡ።
እዘ [...]
ጂቡቲ፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ፣ ኮንተነር ናይ ምጽዓንን ምርጋፍን ኣገልግሎታት ወደብ ናብ ሓደ ሚልዮን ከተዕብዮ መዲባ
Radio Erena: Tuesday 23, January 2024
ጂቡቲ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፣ 600 ሽሕ ኮንተይነራት ናይ ምርጋፍን ምጽዓንን ዓቕሚ ንዝነበሮ ኣገልግሎት ወደብ ናብ ኣስታት ሓደ ሚልዮን ክብ ከተብሎ ምምዳባ ኣፍሊጣ።
እታ [...]