Author: amanuel
መንገዲ ኣየር ፍላይናስ ናይ ስዑዲ ዓረብ፣ ካብን ናብን ጂዳ – ኣስመራ ቀጥታዊ በረራ ክጅምር ምዃኑ ገሊጹ
Radio Erena: Thursday, 30 November 2023
መንገዲ ኣየር ፍላይናስ ናይ ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ 17 ጥሪ 2024 ኣትሒዙ፣ ካብን ናብን ጂዳ ኣስመራ ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ።
እቲ [...]
ኣብ ኤውሮጳ ዓመታዊ ልዕሊ 3,000 ደቂንስትዮ ብመጻምድተን ወይ ብኣባላት ስድራቤተን ይቕተላ
Radio Erena: Wednesday, 29 November 2023
ዓመታዊ ዝካየድ ኣህጉራዊ መዓልቲ ምውጋድ ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ደቂንስትዮ ትማሊ ቀዳም 25 ሕዳር ተኸቢሩ።
ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ዓመት ልዕሊ 3,000 ደቂንስትዮ ብመ [...]
ኣዛዚ ሰራዊት ሱዳን፣ ኢማራት ዓረብ ንፈጣን ሓይልታት ወተሃደራዊ ደገፍ ብምሃባ ነቒፉ
Radio Erena: Wednesday, 29 November 2023
ኣባል ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳንን ተሓጋጋዚ ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ሱዳንን ያሰር ኣልዓታ፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ (ኢማራት ዓረብ) ንፈጣን ሓይልታት ወተሃደራዊ ደገፍ ብ [...]
‘ሓደ እዋን ንስቓይን መቕጻዕትን ዝነበረ ዕዮ፣ ካልእ ግዜ ምኽንያት ሽልማት ክኸውን ይኽእል’ዩ ’ ጸሓፊት ይርግኣለም ፍስሃ
Radio Erena: Wednesday, 29 November 2023
ኤርትራዊት ጸሓፊት ይርጋኣለም ፍስሃ ኣብ ስነ ጥበብ ብዝገበረቶ ኣበርክቶ ተዓዋቲት ሽልማት ‘ባይረሽ ኩንስትፎርደረፕራይስ’ [Bayerischer Kunstförderp [...]
إرتريا تفرج عن دفعات جديدة من الصيادين اليمنيين المحتجزين في السجون الارترية
إذاعة أرينا الدولية 28.11.2023
ذكرت وسائل الاعلام اليمنية بأن السلطات الارترية أطلقت ، دفعات جديدة من الصيادين اليمنيين بعد أشهر من الاعتقال بتهمة [...]
ጀነራል ዓብደለፈታሕ ኣልቡርሃን ናይ ካልኣይ ዙር ዑደት ጎረባብቲ ሃገራት የካይድ ኣሎ
Radio Erena: Tuesday, 28 November 2023
ፕረዚደንት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፡ ጀነራል ዓብደለፈታሕ ኣልቡርሃን ናይ ካልኣይ ዙር ዑደት ጎረባብቲ ሃገራት የካይድ ኣሎ።
እቲ ጀነራል፡ ኣብቲ ዛጊት ናብ ኤር [...]
ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዝጸንሑ 54 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም
Radio Erena: Tuesday, 28 November 2023
መንግስቲ ኤርትራ ቀይድም ዝጸንሐ 54 የመናውያን ገፍፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ከምዝተፋነዉ ኣራብ ኒውስ ሓቢሩ።
እቶም ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ የመና [...]
እስራኤል፡ ኣብ እዋን መጥቃዕቲ ሓማስ ንሓደ መኮንና ንዘድሓነ ኤርትራዊ ናይ ክብሪ ሽልማትን መንበሪ ፍቓድን ሂባ
Radio Erena: Tuesday, 28 November 2023
መንግስቲ እስራኤል፡ ኣብቲ፡ ብ07 ጥቅምቲ፡ ሓማስ ዘካየዶ መጥቃዕቲ ተወጊኡ ሃለዋቱ ኣጥፊኡ ንዝጸንሖ እስራኤላዊ ኮለነል ንዘድሓነ ኤርትራዊ ንጅግና ዝግባእ ናይ ክብሪ [...]
إسرائيل تمنح الإقامة الدائمة للاجئ إرتري بعد إنقاذه ضابطا إسرائيليا خلال هجوم 7 أكتوبر
إذاعة إرينا الدولية 27.11.2023
منح وزير الداخلية الإسرائيلي موشيه أربيل الإقامة الدائمة الى لاجئ من ارتريا بعد إنقاذه ضابطا إسرائيليا خلال [...]
ዋጋ ሽኮር ከቢሩ: ንሃገራት ኣፍሪቃ ይሃሲ
Radio Erena: Monday, 27 November 2023
ዋጋ ሽኮር ካብ 2011 ንደሓር ኣብ ዝለዓለ ዋጋ ይሽየጥ ኣሎ::
እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ኣብ ዓበይቲ ኣፍረይቲ ሽኮር ዝኾና ሃገራት ህንድን ታይላንድን ብሰንኪ ዘጋጠ [...]