Author: amanuel
ቀይሕ ባሕሪ፣ ብኣመሪካዊ ኩባንያ እትውነን መርከብ ተጠቒዓ
RADIO ERENA - Wednesday, 06 March 2024
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ብኣመሪካዊ ኩባንያ ከም እትውነን ንዝተነግረላ ናይ ደረቕ ጽዕነት መርከብ፣ ብዝተፈነወላ መጥቃዕቲ፣ ገለ ክፋላ ከምዝተቓጸለ ተሓቢሩ።
እታ True Co [...]
‘ብኤርትራ ዝተታሕዘ ከባቢታት ትግራይ ኣጻሪና፣ መፍትሒ ንምንዳይ ብዕምቖት ንሰርሕ ኣለና’ ሚ/ምክልኻል ኢትዮጵያ
RADIO ERENA - Wednesday, 06 March 2024
ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶርያ፣ ብኤርትራ ዝተታሕዘ ከባቢታት ትግራይ ብምጽራይ፣ መፍትሒ ክርከበሉ ብዕምቆት ይስርሓሉ ከምዘሎ ሚኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ፣ ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ገ [...]
ቤት ምኽሪ ሰላምን ጸጥታን ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ህጹጽ ምውፋር ሳድክ ኣብ ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ጸዊዑ
RADIO ERENA:- Wednesday, 06 March 2024
እቲ ቤት ምኽሪ ሰላምን ጸጥታን ሕብረት ኣፍሪቃ፣ነዚ ንምትግባር ካብ ሕብረት ኤውሮጳን ማሕበረሰብ ዓለምን ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዘድሊ ኣብ ዝገለጸሉ እዋን፡ “ህጹጽ ተኹሲ [...]
ጋዛ፣ ኲናት ዘስዓቦ ሞት ህጻናት ይብእስ
RADIO ERENA:- Wednesday, 06 March 2024
ዞባዊ ዳይረክተር ማእከላይ ምብራቕን ሰሜን ኣፍሪቃን ዩኒሴፍ ኣደለ ኮድር ትማሊ ሰንበት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ “እቲ ዝፈራሕናዮ ሞት ህጻናት ኣብዚ ኣሎ” ብምባል ነቲ እ [...]
ኢትዮጵያ፡ ምስጓግ ኤርትራውያን ይቕጽል
RADIO ERENA:- Tuesday, 05 March 2024
መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት ገፊፉ ኣሲርዎም ዝጸንሐ ኤርትራውያን ምስጓግ ቀጺሉ።
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ መንእሰያት ዝበዝሕዎም 10ታት ኤርትራውያን ብመንገዲ [...]

ቱርኪ፡ ጂኦ ፖለቲካዊ ኩነታት ኣብ ኣህጉራዊ ንግዲ ፈጢርዎ ዘሎ ብድሆታት ዝዳህሰሰ ዋዕላ ተኻይዱ
RADIO ERENA:- Tuesday, 05 March 2024
ኣብ ቱርኪ፡ ጂኦ ፖለቲካዊ ኩነታት ኣብ ኣህጉራዊ ንግዲ ፈጢርዎ ዘሎ ብድሆታት ብዝምልከት፡ ኣህጉራዊ ዋዕላ ተኻይዱ።
እቲ ብ'ኣናቶልያ ዲፕሎማሲ ፎሮሞ' ዝተሰምየ ኣህጉራዊ [...]
ጂቡቲ፡ ህሉው ኩነታት ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ፡ ንጠለባት ወደባታ ከምዘዕበዮ ገሊጻ
RADIO ERENA:- Tuesday, 05 March 2024
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ተኸሲቱ ምስ ዘሎ ኩነታት ጸጥታ ተተሓሒዙ፡ ወደባት ጂቡቲ ጠለባቱ እናዓበየ ከምዝመጸ ተሓቢሩ።
ሻርቕ ኣል ኣውሰጥ፡ ንሰብ መዚ ወደብ ጂቡቲ ብምጥቃስ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ: ፈረንሳዊ ጋዜጠኛ ተቐይዱ
RADIO ERENA:- Monday ,04 March 2024
ኣብ ኢትዮጵያ ሕንፍሽፍሽን ዕግርግርን ከተእቱ ደሊኻ ተባሂሉ ተኸሲሱ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ ዝጸንሐ ኣንቶንዮ ጋሊንዶ ዝተባህለ ፈረንሳዊ ጋዜጠኛ ድሕሪ ሓደ ሰሙን ነጻ ተፈ [...]
ሱዳን: ህርፋን ስልጣን ጀነራላት ሃገር የዕኑ
RADIO ERENA:- Monday ,04 March 2024
ኣብ ሱዳን ስልጣን መን ጨበጠ ኣብ መንጎ ክልተ ጀነራላት ዝካየድ ዘሎ ኲናት ሕድሕድ ንሃገረ ሱዳን ናብ እተስካሕክሕ ናይ ገበን ማእከል ይቕይራ ከምዘሎ ውድብ ሕቡራት ሃገራ [...]
ቀይሕ ባሕሪ: ሑቲ ዝሃረሙዋ መርከብ ጥሒላ
RADIO ERENA:- Monday ,04 March 2024
'ሩቢማር' ዝተባህለይ ዋንነታ ናይ ብሪጣንይ ዝኾነት መርከብ ብዑጡቓት ሑቲ-የመን ብሚሳይል ድሕሪ ምህራማ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከባቢ ባብ-ኤል መንደብ ከምዝጠሓለት ተገሊጹ::
[...]