Author: amanuel

1 166 167 168 169 170 572 1680 / 5716
ዋዕላ ምብራቕ ሱዳን ይካየድ ኣሎ

ዋዕላ ምብራቕ ሱዳን ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 10 April 2023 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ንዘሎ ኩነታት ዝግምግምን ናብ ሓፈሻዊ ምርድዳእ ዘብጽሕን ዋዕላ ይካየድ ኣሎ። እቲ ብ09 ሚያዝያ ኣብ ካርቱም ዝጀመረ ዋዕላ ምብራቕ ሱዳን፣ ክሳብ ረቡዕ 12 ሚያዝያ [...]
ሶማል ምስ ሩስያ ከይትውግን ዝዓለመ ዑደት ላዕለዋይ ልኡኽ ፊንላንድ ናብ ሞቛድሾ ተኻይዱ

ሶማል ምስ ሩስያ ከይትውግን ዝዓለመ ዑደት ላዕለዋይ ልኡኽ ፊንላንድ ናብ ሞቛድሾ ተኻይዱ

Radio Erena: 10 April 2023 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ፔካ ሃቪስቶ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ፊንላንድ፣ ናብ ሶማል ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ላዕለዋይ ልኡኽ፣ ብ07 ሚያዝያ ናብ ሞቛድሾ ኣብ [...]
ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፤ ኣብ ከባቢ ደቀምሓረ፤ ብ50 ሚልዮን ዶላር፤ ጸሓያዊ መመንጨዊ ጸዓት፤ ክሃንጽ እዩ

ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፤ ኣብ ከባቢ ደቀምሓረ፤ ብ50 ሚልዮን ዶላር፤ ጸሓያዊ መመንጨዊ ጸዓት፤ ክሃንጽ እዩ

Radio Erena: 09 April 2023 ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፤ ኣብ ተተካኢ ጸዓት ዝውዕል፤ ንኤርትራ ናይ 50 ሚልዮን ዶላር ባጀት ኣጽዲቑ። እቲ ባንክ ብ6 ሚያዝያ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፤ እቲ ኣብ ከባቢ ደቀምሓረ ዝህነ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፤ ኩሎም ዕጡቓት ሓይልታትን ዞባዊ ምልሻታትን፤ ብፈደራላዊ ሰራዊት ክትክኡ ንዘሕለፎ ውሳኔ፤ ተቓውሞታት ይገጥሞ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፤ ኩሎም ዕጡቓት ሓይልታትን ዞባዊ ምልሻታትን፤ ብፈደራላዊ ሰራዊት ክትክኡ ንዘሕለፎ ውሳኔ፤ ተቓውሞታት ይገጥሞ

Radio Erena: 09 April 2023 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፤ ኩሎም ዕጡቓት ሓይልታትን ዞባዊ ምልሻታትን፤ ብፈደራላዊ ሰራዊት ክትክኡ ንዘሕለፎ ውሳኔ፤ ተቓውሞታት ይገጥሞ ከምዘሎ፤ ማዕከናት ዜና'ታ ሃገር ገሊጸን። [...]
ኣልቡርሃን፤ ሰበ ስልጣን’ታ ሃገር ኣብ ስምምዕ ክበጽሑ እንተዘይክኢሎም፤ ስልጣኖም ከረክቡ ጸዊዑ

ኣልቡርሃን፤ ሰበ ስልጣን’ታ ሃገር ኣብ ስምምዕ ክበጽሑ እንተዘይክኢሎም፤ ስልጣኖም ከረክቡ ጸዊዑ

Radio Erena: 09 April 2023 ኣቦ ወንበር ላዕለዋይ ቆንስል ሱዳን ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን፤ ሰበ ስልጣን'ታ ሃገር ኣብ ስምምዕ ክበጽሑ እንተዘይክኢሎም፤ ስልጣኖም ከረክቡ ጸዊዑ። ንሱ፤ ፍጡር ናይ ጾመ ሮሞዳን ንምኽባ [...]
ናይ ዓርቢ 07 ሚያዝያ 2023 ፈነወና፦

ናይ ዓርቢ 07 ሚያዝያ 2023 ፈነወና፦

Radio Erena: 07 April 2023 Radio Erena · ዓርቢ 07 ሚያዝያ 2023   [...]
ሩስያ፣ ሰለስተ ዓበይቲ ናይ ብሕቲ ኩባንያታት ልኣኽቲ ኣእካል ስርሐን ደው ከምዘብላ ኣፍሊጠን

ሩስያ፣ ሰለስተ ዓበይቲ ናይ ብሕቲ ኩባንያታት ልኣኽቲ ኣእካል ስርሐን ደው ከምዘብላ ኣፍሊጠን

Radio Erena: 07 April 2023 ኣብ ሩስያ፣ ኣብ ምእካብን ምልኣኽን ስርናይ ዝርከቦ ኣእካል ናብ ዕዳጋ ዓለም ተዋፊረን ዝጸንሓ ሰለስተ ዓበይቲ ናይ ብሕቲ ኩባንያታ ስርሐን ደው ከምዘብላ ኣፍሊጠን። እተን ካርጂል፣ [...]
ሶማልን ኩባን፣ ድሕሪ 46 ዓመታት ዳግም ዝምድና መስሪተን

ሶማልን ኩባን፣ ድሕሪ 46 ዓመታት ዳግም ዝምድና መስሪተን

Radio Erena: 07 April 2023 ሶማል፣ ድሕሪ 46 ዓመታት ምስ ኩባ ዳግም ዝምድና ከምዝመስረተት ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ሚኒስተር ኣብሺር ዑመር ጃማ፣ ብ4 ሚያዝያ ብትዊተር ኣብ ዝዘርግሖ መል [...]
ሰራሕተኛታት ብመንግስቲ ናይ ዝውነና ራድዮን ቴሌቪዥንን ሱዳን፣ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ክካየድ ጸዊዖም

ሰራሕተኛታት ብመንግስቲ ናይ ዝውነና ራድዮን ቴሌቪዥንን ሱዳን፣ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ክካየድ ጸዊዖም

Radio Erena: 07 April 2023 ሰራሕተኛታት ናይቲ ብመንግስቲ ዝውነን ራድዮን ቴሌቪዥንን ሱዳን፣ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ክካየድ ከምዝጸውዑ ራድዮ ዳባንጋ ሓቢራ። እቲ ካብ ኤውሮጳ እትፍኖ ራድዮ ኣብ ጸብጻባ፣ [...]
ሱዳንን ግብጽን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ኣካይደን

ሱዳንን ግብጽን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ኣካይደን

Radio Erena: 06 April 2023 ሱዳንን ግብጽን፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ከምዘካየዳ መርበባት ዜና ካብ ካይሮ ሓቢረን። እቲ ካብ መወዳእታ ወርሒ መጋቢት ኣትሒዙ፣ ኣብ ፖርት ሱዳን ዝተኻየደ ሓባራዊ [...]
1 166 167 168 169 170 572 1680 / 5716