Author: amanuel
ኤርትራን ኢትይጵያን ብኣመሪካ ንዝቐረበለን ክሲ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ነጺገን
Radio Erena: 24 March 2023
መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ንዝቐረበሎም ክሲ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ነጺጎም።
"ጸሓፍ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ መርትዖ ዘይብሉን ጸለሎ ዝቐብ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ንኣቶ ጌታቸው ረዳ ግዜያዊ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ክኸውን ብወግዒ ሸይምዎ
Radio Erena: 23 March 2024
ብማእከላይ ባይቶ ህወሓት፣ ግዝያዊ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ክኸውን ዝተረቝሐ ኣቶ ጌታቸው ረዳ፣ ብቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ብወግዒ ተሸይሙ።
ቤት ጽሕፈት እቲ ቀዳማይ ሚኒስተ [...]
ኤርትራ እትርከበን 37 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ዝበኣሰ ዋሕዲ ሰብ ሞያ ጥዕና ከምዘለወን ተገሊጹ
Radio Erena: 23 March 2023
ኤርትራ እትርከበን 37 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ዋሕዲ ብቑዓት ሰብ ሞያ ጥዕና ዘለወን ሃገራት ምዃነን ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ።
እቲ ውድብ ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝዘርግሖ መግለጺ፣ ብደረ [...]
ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ኣብ ምርጫ ከምዝወዳደር ብወግዒ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 23 March 2023
ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣብ 2026 ኣብ ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ ወዱ ነቲ ነታ ሃገር ን37 ዓመታት ዝመርሕ ዘሎ፣ ዩዌሪ ሚሴቬኒ ክወዳደር ምዃኑ ኣፍሊጡ።
እቲ ናይ ጀነራል ማዕረግ ዘለዎን ላዕለዋ [...]
ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ‘ህወሓት ሽበራዊ’ዩ’ ንዝብል ውሳኔ ኣልዒልዎ
Radio Erena: 22 March 2023
ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ምስ ምውላዕ ኵናት ተተሓሒዙ፣ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ሽበራዊ'ዩ ክብል፣ ቅድሚ ክልተ ዓመታት ንዘሕለፎ ውሳኔ፣ ሎሚ ረቡዕ 22 መጋቢት ኣልዒል [...]
ሱዳን፣ ኣብ 11 ሚያዝያ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ
Radio Erena:22 March 2023
ኣብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ወትሃደራውያን ጉጅለታትን በርጌሳውያን ማሕበራት ዝሓቖፈ ፖለቲካውያን ሓይልታትን ብዝተበጽሐ ስምምዕ መሰረት፣ ኣብ 11 ሚያዝያ መሰጋገሪ መንግስቲ ክቐውም ምዃኑ ሱዳ [...]
ሩስያ፣ 43 መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝተጋብኡሉ ዋዕላ ተኻይዱ
Radio Erena:22 March 2023
ኣብ ሩስያ፣ ወከልቲ ልዕሊ 50 ሃገራት ዝተሳተፍዎ ዋዕላ፣ ካብ 19 ክሳብ 20 መጋቢት ተኻይዱ።
ኣብቲ 'ኣህጉራዊ ዋዕላ ባይቶ' ዝተሰምየ፣ ኣብ ከተማ ሞስኮ ዝተኻያደ ኣኼባ ሩስያን [...]
ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምኡ ድማ ሚሊሻታት ኣምሓራ፣ ኣብ ትግራይ ገበን ኣብ ልዕሊ ሰብኣውነት ምፍጻሞም ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ገሊጹ
Radio Erena:21 March 2023
ሰራዊት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሚሊሻታት ኣምሓራን፣ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝተኻየደ ኵናት፣ ጃምላዊ ቅትለትን ዓመጽ ደቂንስትዮን ዝርክብዎ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ከምዝፈጸሙ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻ [...]
ኣብ ኤርትራ ዑደት ዘካየደ ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኡጋንዳ’ውን ንዝስልጥኑ ዘለዉ ወትሃደራት ሃገሩ በጺሑ
Radio Erena: 20 March 2023
ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ኣብ ኡጋንዳ ንዝስልጥኑ ዘለዉ ወትሃደራት ሃገሩ ከምዝበጽሐ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
ኣብ ኡጋንዳ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዘካይድ [...]
ሶማል፣ ኣስታት 43 ሽሕ ሰባት ብደርቂ ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ
Radio Erena: 20 March 2023
ኣብ ሶማል፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ጥራይ፣ ኣስታት 43 ሽሕ ሰባት ብደርቂን ምስኡ ዝተተሓሓዘ ሳዕቤናትን ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ጸብጻብ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ።
እቲ ኣካል ሕቡራት [...]