Author: amanuel

1 158 159 160 161 162 233 1600 / 2328
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: 24 April 2022 Radio Erena · ሰንበት 24 ሚያዝያ 2022   [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 23 ሚያዝያ ፈነወ ራድዮ ኤረና

ናይ ሎሚ ቀዳም 23 ሚያዝያ ፈነወ ራድዮ ኤረና

Radio Erena: 23 April 2023 Radio Erena · ቀዳም 23 ሚያዝያ 2022   [...]
ሓድሽ ፕረዚደንት የመንን ነታ ሃገር ክመርሕ ዝቖመ ቤት ምኽሪን ስርሖም ንምጅማር ቃለ መሓላ ፈጺሞም

ሓድሽ ፕረዚደንት የመንን ነታ ሃገር ክመርሕ ዝቖመ ቤት ምኽሪን ስርሖም ንምጅማር ቃለ መሓላ ፈጺሞም

Radio Erena: 22 April 2022 ብ07 ሚያዝያ ስልጣኑ ንዝሓደገ ፕረዚደንት የመን ነበር፣ ዓብደረቦ መንሱር ሓዲ፣ ዝተከአ፣ ራሽድ ኣል ዓሊሚን ነታ ሃገር ክመርሕ ዝቖመ ቤት ምኽሪን፣ ስርሖም ንምጅማር ቃለ መሓላ ፈጺሞም [...]
ኣብ ትግራይ፣ ኣብ 11 ኣዋርሕ፣ ልዕሊ1900 ቆልዑ ብዓጸቦ ከምዝሞቱ ተሓቢሩ

ኣብ ትግራይ፣ ኣብ 11 ኣዋርሕ፣ ልዕሊ1900 ቆልዑ ብዓጸቦ ከምዝሞቱ ተሓቢሩ

Radio Erena: 21 April 2022 ኣብ ትግራይ ጸኑዑ ዘሎ ከበባን ዕጽዋን ብሰንኪ ዘስዓቦ ዓጸቦ፣ ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ዝዕድሚኦም፣ ልዕሊ 1900 ቆልዑ ከምዝሞቱ፣ ብሰብ ሞያ ሕክምና ናይቲ ክልል ንዝተዳለወ ጸብጻብ ብምጥ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንሩስያ ዘለዎ ደገፍ ደጊሙ ንምግላጽ፣ ወኪሉ ናብ ሞስኮ ክልእኽ’ዩ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ንሩስያ ዘለዎ ደገፍ ደጊሙ ንምግላጽ፣ ወኪሉ ናብ ሞስኮ ክልእኽ’ዩ

Radio Erena: 21 April 2022 ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ወራር ድሕሪ ምፍጻማ፣ ኣንጻራ ብኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ንዝተወስደ ስጉምታት ብወግዒ ዝተቓመ መንግስቲ ኤርትራ፣ ደገፉ ደጊሙ ንምርግጋጽ ወኪሉ ናብ ሞስኮ ክልእኽ' [...]
ፈረንሳ፣ ልዕሊ 2 ሽሕ ወትሃደራዊት ዝተሳተፈዎ ጽዑቕ  ልምምድ ኣብ ጂቡቲ ኣካይዳ

ፈረንሳ፣ ልዕሊ 2 ሽሕ ወትሃደራዊት ዝተሳተፈዎ ጽዑቕ ልምምድ ኣብ ጂቡቲ ኣካይዳ

Radio Erena: 22 April 2022 ፈረንሳ፣ 2100 ወትሃደራዊት ዝተሳተፍዎ ጽዑቕ ልምምድ ኣብ ጂቡቲ ኣካይዳ። እቲ ካብ መፋቕር ወርሒ መጋቢት ኣትሒዙ ዝተኻየደ፣ 'ዋክሪ' ዝተሰምየ ልምምድ፣ ሓይልታት ምድሪ፣ ኣየርን [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ሓይልታት መንግስትን ኦነግን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭታ ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ሓይልታት መንግስትን ኦነግን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭታ ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

Radio Erena: 22 April 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ሓይልታት መንግስቲን ግንባር ሓርነት ኦሮሞን ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ሓያሎ ሰባት ግዳያት ሞትን መቑሰልትን ከምዝኾኑ ተገሊጹ። ብፍላይ ኣብ ከባቢታት ሰሜን [...]
ዴንማርክ፣ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ናብ ርዋንዳ ንምግዓዝ ትዝቲ ኣላ

ዴንማርክ፣ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ናብ ርዋንዳ ንምግዓዝ ትዝቲ ኣላ

Radio Erena: 20 April 2022 መንግስቲ ዴንማርክ፣ ኣሰር እስራኤልን ብሪጣንያን ስዒቡ፣ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ናብ ርዋንዳ ንምግዓዝ ይዝቲ ከምዘሎ ሮይተርስ ሓቢሩ። 'ምስ ርዋንዳ ነካይዶ ዘሎ ዘተ፣ ኣተገባብ [...]
ሱዳን፣ ዞባ ኣልፋሺጋ፣ ዘየከራኽር ሉኣላዊ መሬታ ምዃኑ ገሊጻ

ሱዳን፣ ዞባ ኣልፋሺጋ፣ ዘየከራኽር ሉኣላዊ መሬታ ምዃኑ ገሊጻ

Radio Erena: 19 April 2022 ንሱዳንን ኢትዮጵያን ዘዋስን ሰፊሕ ናይ ሕርሻ ዞባ ኣልፋሺጋ፣ ዘየከራኽር ሉኣላዊ ኣካል ሱዳን ምዃኑ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፣ ዓሊ ኣል ሳድቕ ገሊጹ። ሚኒስተር ኣል ሳድቅ [...]
ባንክ ዓለም፣ ንኢትዮጵያ ኣስታት 300 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ምምዳቡ፣ ግዜኡ ኣይኮነን ክብል ኮሚሽን ኤውሮጳ ተቓውምኡ ኣስሚዑ

ባንክ ዓለም፣ ንኢትዮጵያ ኣስታት 300 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ምምዳቡ፣ ግዜኡ ኣይኮነን ክብል ኮሚሽን ኤውሮጳ ተቓውምኡ ኣስሚዑ

Radio Erena: 19 April 2022 ብሰንኪ ኵናት፣ ዜጋታታ ንከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላውን ሕሰምን መነባብሮን ተቓሊዖም ዘለው ኢትዮጵያ፣ ንህጹጽ ሓገዝ ዝኸወን ረድኤት ካብ ዝተፈላለዩ ለገስቲ ኣካላት ይውሕዘላ ኣላ። ባንክ [...]
1 158 159 160 161 162 233 1600 / 2328