Author: amanuel

1 149 150 151 152 153 578 1510 / 5772
ፖሊስ ጀርመን፣ ኣብ ጊሰን ክልዓለ ንዝኽእል ባእስን ዕግርግርን ኤርትራውያን ንምግታእ ምድላዋቱ ከምዘጻፈፈ ኣፍሊጡ

ፖሊስ ጀርመን፣ ኣብ ጊሰን ክልዓለ ንዝኽእል ባእስን ዕግርግርን ኤርትራውያን ንምግታእ ምድላዋቱ ከምዘጻፈፈ ኣፍሊጡ

Radio Erena: Wednesday, 05 July 2023 ፖሊስ ጀርመን፣ ኣብ ፌስትቫል ጊሰን፣ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ክልዓል ንዝኽእል ባእስን ዕግርግርን ንምግታእ ምድላዋቱ ከምዘጻፈፈ ኣፍሊጡ። መደበር ፖሊስ ከተማ ጊሰን [...]
ጀርመን፣ ንሓንቲ ጓል 14 ዓመት ቆልዓ ብኻራ ዝቐተለ ኤርትራዊ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪዱ

ጀርመን፣ ንሓንቲ ጓል 14 ዓመት ቆልዓ ብኻራ ዝቐተለ ኤርትራዊ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪዱ

Radio Erena: Tuesday, 04 July 2023 ኣብ ደቡባዊ ጀርመን፣ ኢለሪክበርግ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ኣብ ጎደና ናይ ካራ መጥቃዕቲ፣ ብምፍጻም፣ ንጓል 14 ዓመት ቆልዓ ዝቐተለን ንኻልእ ጓል 13 ዓመት ድማ ብጽኑዕ ዘ [...]
ኢትዮጵያን ጁቡቲን፣ ኣብ ዶብ ዝንቀሳቐሱ ነጋዶ፣ ካብ ሓደ ሽሕ ዶላር ከይሓልፉ ክድረቱ’ዮም

ኢትዮጵያን ጁቡቲን፣ ኣብ ዶብ ዝንቀሳቐሱ ነጋዶ፣ ካብ ሓደ ሽሕ ዶላር ከይሓልፉ ክድረቱ’ዮም

Radio Erena: 04 July 2023 ኣብ ከባቢ ዶባት ኢትዮጵያን ጂቡቲን፣ ካብን ናብን ዝንቀሳቐሱ ተራ ነጋዶ፣ ኣብ ወርሒ ካብ ሓደ ሽሕ ዶላር ንላዕሊ ዝግመት ንግዳዊ ልውውጢ ከየካይዱ ዝእግድ ኣዋጅ ኣብ ግብሪ ክውዕል ምዃኑ [...]
ሶማል፣ ኣባላት ዳዒሽ ምዃኖም ዝተገልጹ ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያንን ክልተ ሱዳናውያንን ኢዶም ሂቦም

ሶማል፣ ኣባላት ዳዒሽ ምዃኖም ዝተገልጹ ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያንን ክልተ ሱዳናውያንን ኢዶም ሂቦም

Radio Erena: 04 July 2023 ኣባላት ናይቲ ኣብ ሶማል ዝንቀሳቐስ ኣካል ጉጅለ ዳዒሽ ምዃኖም ዝተገልጹ ኣርባዕተ ኢትዮጵውያንን ክልተ ሱዳናውያንን፣ ንሓይልታት ጸጥታ ኢዶም ከምዝሃቡ መርበብ ዜና ጋረወ ሓቢሩ። እቶ [...]
‘ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ እትፍጽሞ ዘላ መጥቃዕታት፣ ንጸጥታ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ዝዘርግ’ዩ።’  የመን

‘ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ እትፍጽሞ ዘላ መጥቃዕታት፣ ንጸጥታ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ዝዘርግ’ዩ።’ የመን

Radio Erena: Tuesday, 04 July 2023 ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ እትገብሮ ዘላ መጥቃዕታት፣ ንጸጥታን ርግኣትን ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ዝዘርግ ምዃኑ ሚኒስትሪ ሃብቲ ዓሳ የመን ኣጠንቂቑ። እቲ ሚ [...]
ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኣጽኒዓቶ ዝጸንሐት ክልከላታት ኣልዒላ

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኣጽኒዓቶ ዝጸንሐት ክልከላታት ኣልዒላ

Radio Erena: Monday, 03 July 2023 መንግስቲ ኣሜሪካ ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ ግጭት ናብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኣጽኒዕዎ ዝጸንሐ ናይ ኢኮኖምያውን ጸጥታውን ሓገዛት ክልከላ ከፋኹሶ ምውሳኑ ተገሊጹ። ኣፈኛ ሃ [...]
መሰጋገሪ ልኡኽ ኣፍሪቃ ኣብ ሶማልያ፡መዓስከራቱ ኣረኪቡ

መሰጋገሪ ልኡኽ ኣፍሪቃ ኣብ ሶማልያ፡መዓስከራቱ ኣረኪቡ

Radio Erena: Monday, 03 July 2023 መሰጋገሪ ልኡኽ ኣፍሪቃ ኣብ ሶማልያ 7ተ ካብ መዓስከራቱ፡ንሓይልታት ጸጥታ ሱማልያ ከም ዘረከበ ኣፍሊጡ። ካብ 1 ሚያዝያ 2022 ጀሚሩ፡ ንዝሓለፉ 14 ኣዋርሕ ኣብ ሶማል [...]
ኤርትራ፡ ኣብ ዩኔስኮ ኣንጻር ኣመሪካ ኣድሚጻ

ኤርትራ፡ ኣብ ዩኔስኮ ኣንጻር ኣመሪካ ኣድሚጻ

Radio Erena: Sunday, 02 July 2023 ንኣመሪካ ናብ ዓለምለኻዊ ውድብ ትምህርቲ፡ ስነ ፍልጠትን ባህልን ዩኔስኮ ንምምላስ ኣብ ዝተገብረ ድምጺ፡ ኤርትራ ኣይፋል ኣድሚጻ። ኣብቲ ብዓርቢ 30 ሰነ ዝተኻየደ ድምጺ ናይ ምሃ [...]
ኢትዮጵያ፡ናብ ብሪክስ ክትጽንበር ሓቲታ

ኢትዮጵያ፡ናብ ብሪክስ ክትጽንበር ሓቲታ

Radio Erena: Sunday, 02 July 2023 ኢትዮጵያ ናብቲ ብብራዚል፡ሩስያ፡ህንዲ፡ቻይናን ደቡብ ኣፍሪቃን ዝቖመ ብሪክስ ዝተባህለ ማሕበር ንኽትጽንበር ሕቶ ከም ዘቕረበት ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ’ታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣፈኛ ሚንስት [...]
ክሊ ኣየር ሱዳን፤ ካብ ነፈርቲ ናጻ ዝኾነሉ ግዜ ክሳብ 10 ሓምለ ክጸንዕ እዩ

ክሊ ኣየር ሱዳን፤ ካብ ነፈርቲ ናጻ ዝኾነሉ ግዜ ክሳብ 10 ሓምለ ክጸንዕ እዩ

Radio Erena: Sunday, 02 July 2023 በዓል መዚ ኣቭየሽን ሱዳን፣ ክሊ ኣየር እታ ሃገር ካብ ነፈርቲ ናጻ ክኸውን ንዘሕለፎ ውሳኔ፣ ክሳብ 10 ሓምለ ክናዋሕ ወሲኑ። ኣቭየሽን ሱዳን፣ ብዓርቢ 30 ሰነ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ [...]
1 149 150 151 152 153 578 1510 / 5772