Author: amanuel
‘ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ ንምእላይ ዝተኻየደ ምእካብ ገንዘብ ኣይተዓወተን’ ው.ሕ.ሃ.
Radio Erena: 07 May 2023
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ ንምእላይ፤ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘድልዮ ባጀት ሓገዝ ንምርካብ ዘካየዶ ጻዕሪ ከምዘይተዓወተ ተገሊጹ።
እቲ ውድብ ብሓሙስ 4 ግንቦት ኣብ ዘካየ [...]
‘ኮቪድ 19፤ ከም ኣህጉራዊ ህጹጽ ጥዕናዊ ሓደጋ ኣይረኣይን’ዩ’ ውድብ ጥዕና ዓለም
Radio Erena: 07 May 2023
ሕማም ኮቪድ 19፤ ከም ኣህጉራዊ ህጹጽ ጥዕናዊ ሓደጋ ከምዘይረኣይ፤ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ።
ዳይረክተር'ቲ ውድብ ብዓርቢ 5 ግንቦት ኣብ ዝሃቦ ቃል፤ 'ምስ ኮሚቴ ህጹጽ ሓደጋ ንመበል 15 ግዜ [...]
መራሒ መንግስቲ ጀርመን፣ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ንምዝርርራብ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ
Radio Erena: 05 May 2023
መራሒ መንግስቲ ጀርመን፣ ኦላፍ ሹልስ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንምዝርራብ ናብ ኢትዮጵያ ኣትዩ።
ትማሊ 04 ግንቦት ናብ ኢትዮጵያ ዝኣተወ ቻንስለር ጀርመን፣ ኦላፍ ሹልስ፣ [...]
ሶማል፣ ድሕሪ 50 ዓመታት ቆጸራ ህዝቢ ምክያድ ጀሚራ
Radio Erena: 05 May 2023
ኣብ ሶማል፣ ድሕሪ 50 ዓመታት ንመጀመርያ እዋኑ ቆጸራ ህዝቢ ይካየድ ከምዘሎ ተሓቢሩ።
ሓላፊ ቆጸራ ህዝቢ፣ ዶ/ር ዓብዲ ዓሊ ዒገ፣ ንድምጺ ኣመሪካ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እቲ መደብ፣ ኣ [...]
‘ናብ ትግራይ ዝተላእከ ረዲኤት ካብ መኻዚኖታት ተሰሪቑ ኣብ ዕዳጋታት ይሽየጥ ኣሎ።’
Radio Erena: 05 May 2023
ናብ ትግራይ፣ ዝተላእከ ረድኤት፣ ካብ መኻዚኖታት ተሰሪቑ፣ ኣብ ዕዳጋታት ይሽየጥ ኣሎ ክትብል ኣመሪካ ወቒሳ።
ዳይረክተር ናይቲ ብመንግስቲ ኣመሪካ ዝውነን ትካል ረዲኤት USAID፣ ሳም [...]
ኣመሪካ፣ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ምሉእ ብምሉእ ክወጽእ ደጊማ ኣተሓሳሲባ
Radio Erena: 04 May 2023
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶንዮ ብሊንከን፡ ሰራዊት ኤርትራን ካብ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ወጻኢ ዝኾኑ ሓይልታትን ካብ መሬት ትግራይ ጠቕሊሎም ክወጹ ደጊሙ ኣተሓሳሲቡ።
ንሱ፡ ብምኽን [...]
ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ኦነግን ክካየድ ዝቐነየ ዘተ ብዘይ ስምምዕ ተዛዚሙ
Radio Erena: 04 May 2023
ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን፡ ንገዛ ርእሱ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ኢሉ ዝጽውዕ 'ኦነግ ሸኔን'፡ ኣብ ታንዛንያ፣ ንሓደ ሰሙን ክካየድ ዝጸንሐ ዘተ ብዘይ ስምምዕ ተዛዚሙ።
“ወላ’ኳ እ [...]
ዩክሬይን ንፕረዚደንት ፑቲን ብድሮን ክትቀትል ፈቲና ክትብል ሩስያ ከሲሳ
Radio Erena: 04 May 2023
ዩክሬይን ኣብ ልዕሊ፣ ክረምሊን- ቤተ መንግስቲ ሩስያ ናይ ድሮን መጥቃዕቲ ብምፍጻም፣ ንፕረዚደንት ብላድሚር ፑቲን ክትቀትል ፈቲና ክትብል ሩስያ ከሲሳ።
ብሰሉስ 2 ግንቦት፣ ኣብ ሰዓታት ምሸት፣ [...]
ሕቡራት ሃገራት፣ ምስ ኩነታት ሱዳን ብዝተሓሓዘ፣ ወኪላቱ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሃገራት እቲ ዞባ ልኢኹ
Radio Erena: 03 May 2023
ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ሱዳን ተኸሲቱ ምስ ዘሎ ኩነታት ብዝተሓሓዝ፣ ወኪላቱ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሃገራት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ምልኣኽ ይርከብ።
እቶም ልኡኻት፣ ኣብ ተኽእሎ ፖለቲካ [...]
ኢትዮጵያ ኣሽሓት ሶማላውያን ወትሃደራት ኣሰልጢና
Radio Erena: 03 May 2023
ኣብ ኢትዮጵያ ክስልጥኑ ዝጸንሑ ወትሃደራት ሶማል፣ ታዕሎሞም ከምዝዛዘሙ ተገሊጹ።
መንግስቲ ሶማል፣ ብመንገዲ ኣገልግሎት ዜናኡ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ እቶም ወትሃደራት ብ29 ሚያዝያ ታዕ [...]