1 762 763 764 765 766 993 7640 / 9930
ሽወደን ኣብ ጉዳይ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ሓድሽ ሕጊ ኣጽዲቓ

ሽወደን ኣብ ጉዳይ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ሓድሽ ሕጊ ኣጽዲቓ

Radio Erena: 18 May 2016 ፓርላማ ሽወደን፣ ጉዳዮም ብክፍሊ ኢምግሬሽን ስለዝተነጽገ ካብታ ሃገር ክወጹ ትእዛዝ ዝተዋህቦም ሓተቲ ዑቕባ፣ ናይ መጽለሊን ካልእ ንመዓልታዊ መግብን ዘድሊ ማሕበራዊ ሓገዝ ንኸይግበረሎም ዝኽልክል ሓ [...]
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ነቲ ብህግደፍ እናተወደብ ዝካየድ ዘሎ ጽምብላት መዓልቲ ናጽነት ይቓወሙ

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ነቲ ብህግደፍ እናተወደብ ዝካየድ ዘሎ ጽምብላት መዓልቲ ናጽነት ይቓወሙ

Radio Erena: 17 May 2016 ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ነቲ ብኣባላት ህግደፍ እናተወደብ ዝካየድ ዘሎ ጽምብላት መዓልቲ ናጽነት ንምቅዋም ሰለማዊ ሰልፍታት የካይዱ ኣለው። ዛጊት በጺሑና ብዘሎ ሓ [...]
“ነባሪ ስደት የለን” ብዝብል ኣርእስቲ ብኤርትራውያን ዝተዳለወ ስእላዊ ምርኢት ኣብ ከተማ ቴልኣቪቭ ቀሪቡ

“ነባሪ ስደት የለን” ብዝብል ኣርእስቲ ብኤርትራውያን ዝተዳለወ ስእላዊ ምርኢት ኣብ ከተማ ቴልኣቪቭ ቀሪቡ

Radio Erena: 17 May 2016 ኤርትራውያን ተበግሶ ንማሕበራዊ ለውጢ ዝተሰምየት ማሕበር፣ "ነባሪ ስደት የለን" ብዝብል ኣርእስቲ ዘዳለወቶ ስእላዊ ምርኢት ባህላዊ ኣቝሑን ኣልባሳትን ኣብ እስራኤል፣ ከተማ ቴልኣቪቭ፣ ብ13 ግንቦት [...]
ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ክፍጽሙ ዝተፈቕደሎም ጉጅለ ጋዜጠኛታት ፈረንሳ፣ ኤርትራ ካብ ዝገመትዋ ንላዕሊ ዕጽውቲ ሃገር ኮይና ከምዝጸንሓቶም ይገልጹ

ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ክፍጽሙ ዝተፈቕደሎም ጉጅለ ጋዜጠኛታት ፈረንሳ፣ ኤርትራ ካብ ዝገመትዋ ንላዕሊ ዕጽውቲ ሃገር ኮይና ከምዝጸንሓቶም ይገልጹ

Radio Erena: 16 May 2016 ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ክፍጽሙ ዝተፈቕደሎም ጉጅለ ጋዜጠኛታት ፈረንሳ፣ ኤርትራ ካብ ዝገመትዋ ንላዕሊ ዕጽውቲ ሃገር ኮይና ከምዝጸንሓቶም ኣረጋጊጾም።። እቶም ካብ TF1ን France 24 ዝተባህላ ክልተ [...]
ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን ኣብ ከባቢ ሩባ ሞጎራይብ፣ ኣሸሊ ኣብ ዝተባህለ ቦታ ሓድሽ ዳህሳስ የካይድ

ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን ኣብ ከባቢ ሩባ ሞጎራይብ፣ ኣሸሊ ኣብ ዝተባህለ ቦታ ሓድሽ ዳህሳስ የካይድ

Radio Erena: 16 May 2016 ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን ኣብ ከባቢ ሩባ ሞጎራይብ፣ ኣሸሊ ኣብ ዝተባህለ ቦታ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ሓድሽ ናይ ዕደና ዳህሳስ ዘተባብዕ ውጽኢት ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ቢሻ ናይ ወርቂ ዕደና ዘካይድ ዘ [...]
ፈረንሳ፣ ንፌስቡክ ብጽኑዕ ካብ ዝቖጽጸራ ሃገራት ቀዳማይ ደረጃ ሒዛ

ፈረንሳ፣ ንፌስቡክ ብጽኑዕ ካብ ዝቖጽጸራ ሃገራት ቀዳማይ ደረጃ ሒዛ

Radio Erena: 16 May 2016 ፈረንሳ ንፌስቡክ ብጽኑዕ ካብ ዝቖጻጸራ ሃገራት ቀዳመይቲ ምዃና ተሓቢሩ። ሓንቲ ካብ ተጣበቕቲ ናጽነት ፕረስ ምዃና እትግለጽ ፈረንሳ፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓመተ 2015 ጥራይ ኣብ ፌስቡክ ካብ ዝተኸፍቱ ሚል [...]
ኣብ ደቡባዊ ኢትዮጵያ ዝተፈጸመ ወትሃደራዊ መጥቃዕቲ መንግስትን ተቓወምትን ዝተፈላለየ መግለጺታት ይህብሉ

ኣብ ደቡባዊ ኢትዮጵያ ዝተፈጸመ ወትሃደራዊ መጥቃዕቲ መንግስትን ተቓወምትን ዝተፈላለየ መግለጺታት ይህብሉ

Radio Erena: 16 May 2016 ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ደቡባዊ ኢትዮጵያ ዝተፈጸመ ወትሃደራዊ መጥቃዕቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ተቓወምትን ዝተፈላለየ መግለጺታት ይህብሉ። መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብ12 ግንቦት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ካብ ኤርትራ [...]
ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ መንእሰያት ናብ ኤርትራ ክዛወሩ ይዕደሙ፣ ኣብ ኤርትራ ዝነብሩ መንእሰያት ከኣ ናብ ታዕሊም ክወርዱ ይጽውዑ

ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ መንእሰያት ናብ ኤርትራ ክዛወሩ ይዕደሙ፣ ኣብ ኤርትራ ዝነብሩ መንእሰያት ከኣ ናብ ታዕሊም ክወርዱ ይጽውዑ

Radio Erena: 13 May 2015 ምምሕዳራት ከተማ ኣስመራ፣ ናብ ታዕሊም ዘይወረዱ መንእሰያት፣ ኣብ ዝሓጸረ ናብ ክብገሱ ጻውዒት የቕርባ ምህላወን ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ምምሕዳር ዕዳጋ ሓሙስ ብ10 ዝለጠፎ መጸ [...]
ኤርትራን ግብጽን ኣብ ጽላት ሕርሻ ብዛዕባ ክህሉ ዝኽእል ምትሕግጋዝ ዘትየን

ኤርትራን ግብጽን ኣብ ጽላት ሕርሻ ብዛዕባ ክህሉ ዝኽእል ምትሕግጋዝ ዘትየን

Radio Erena: 13 May 2015 ኣብ መንጎ ኤርትራን ግብጽን ኣብ ጽላት ሕርሻ ብዛዕባ ክህሉ ዝኽእል ምትሕግጋዝ ብዝምልከት ወከልቲ ክልትኤን ሃገራት ኣብ ኣስመራ ዘትዮም። ብማህር ዓብደል ሞነይም ዝምራሕ ልኡኽ ሚኒስትሪ ሕርሻ ግብጺ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን ኣብ ኡጋንዳ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም

ፕረዚደንት ሱዳን ኣብ ኡጋንዳ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም

Radio Erena: 13 May 2015 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልብሽር ኣብ ኡጋንዳ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ትማሊ ሓሙስ 11 ግንቦት ናብታ ሃገር ኣትዩ። ዕላማ ዑደት ፕረዚደንት ኣልብሽር ናብ ኡጋንዳ ብንጹር እኳ እንተዘይተገ [...]
1 762 763 764 765 766 993 7640 / 9930