1 747 748 749 750 751 992 7490 / 9912

Libya is set to deport Eritrean Immigrants

The Libya government is reported to be in talks with Eritrean diplomats in the country in preparation for deporting Eritrean immigrants back to their [...]
ላዕለዎት ወትሃደራውያን ሰበ ስልጣንን ሱዳንን ስዑዲ ዓረብን ዘትዮም

ላዕለዎት ወትሃደራውያን ሰበ ስልጣንን ሱዳንን ስዑዲ ዓረብን ዘትዮም

Radio Erena: 27 July 2016 ላዕለዎት ወትሃደራውያን ሰበ ስልጣን ሱዳንን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ህሉው ወትሃደራውያን ጸጥታውን ኩነታት ዘተኮረ ዘተ ኣካይዶም። ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሱዳን ሌተናት ጀነራል ዒማድ ኣል ዲን ሙ [...]
ኢትዮጵያ ካብ 11 ኩባንያታት ግብጺ እትሽምቶ ዝነበረት መድሃኒት ደው ኣቢላቶ

ኢትዮጵያ ካብ 11 ኩባንያታት ግብጺ እትሽምቶ ዝነበረት መድሃኒት ደው ኣቢላቶ

Radio Erena: 27 July 2016 ኢትዮጵያ ካብ ግብጺ እተምጽኦ ዝነበረት መድሃኒታት ደው ከምዘበለቶ ማዕከናት ዜና ግብጺ ሓቢረን። ኢትዮጵያ ኣብ ግብጺ ካብ ዝርከባ 13 ኩባንያት መፍረ መድሃኔት ክትሽመት ከምዝጸንሐ ዝሓበረ ማዕከን [...]
ኣብ ካሌ፣ ኣብ ሞንጎ ስደተኛታት ብዝተጎሃሃረ ግጭት ሓደ ኢትዮጵያ ተቐቲሉ፣ ሽዱሽተ ቆሲሎም

ኣብ ካሌ፣ ኣብ ሞንጎ ስደተኛታት ብዝተጎሃሃረ ግጭት ሓደ ኢትዮጵያ ተቐቲሉ፣ ሽዱሽተ ቆሲሎም

Radio Erena: 26 July 2016 ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ፈረንሳ ወደብ ካሌ ዝተኣኻኸቡ ስደተኛታት ኣብ ሓድሕዶም ብዘካየድዎ ግጭት ሓደ ኢትዮጵያ ክቕተል እንከሎ ሽዱሽተ ካልኦት ከኣ ከምዝቖሰሉ ፖሊስ ፈረንሳ ሓቢሩ። ኣብቲ ብሰ [...]
ፖሊስ ሱዳን ኣብ ስዋኪን ዝሓዞም 20 ኤርትራውያን ንምምላሶም ምስ ኤምባሲ ኤርትራ ይዘራረብ

ፖሊስ ሱዳን ኣብ ስዋኪን ዝሓዞም 20 ኤርትራውያን ንምምላሶም ምስ ኤምባሲ ኤርትራ ይዘራረብ

Radio Erena: 25 July 2016 መንግስቲ ሱዳን ብመንገዲ ስዋኪን፣ ብጃልባ ዝኣተዉ 20 ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ንምምላሶም ምስ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ካርቱም ይዘራረብ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም ኣብ 16 ሓምለ [...]
ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ዝተጠርጠረ ኤርትራዊ ኣብ ኡጋንዳ ተቐይዱ

ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ዝተጠርጠረ ኤርትራዊ ኣብ ኡጋንዳ ተቐይዱ

Radio Erena: 25 July 2016 ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ዝተጠርጠረ ኤርትራዊ ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተወ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ምሕረትኣብ ስዮም ዝተባህለ ኤርትራዊ፣ ብዘይካ'ቲ ካብ ኤርትራ ናብ ኡ [...]
ቻይና፣ ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ገዘፍቲ ፕሮጀክታት ንምትግባር ሓያሎ ስምምዓት ትኽትም

ቻይና፣ ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ገዘፍቲ ፕሮጀክታት ንምትግባር ሓያሎ ስምምዓት ትኽትም

Radio Erena: 25 July 2016 ቻይና፣ ብዘይካ'ቲ ኣቐዲማ ኣብ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ጅቡትን እተሰላስሎ ዘሎ ሰፋሕቲ ናይ ዕደናን ህንጻን ፕሮጀክታት፣ ምስ መንግስታት እዘን ሃገራት ተወሳኺ ስምምዓት ንምኽታም ምስ ኣብ ቀጻሊ ዝርር [...]
ኣብ ጁባ ተኸሲቱ ዘሎ ወጥሪ ካብ ዝነበሮ ሃዲኡ ከምዘሎ ኤርትራውያን ነበርቲ እታ ከተማ ይገልጹ

ኣብ ጁባ ተኸሲቱ ዘሎ ወጥሪ ካብ ዝነበሮ ሃዲኡ ከምዘሎ ኤርትራውያን ነበርቲ እታ ከተማ ይገልጹ

Radio Erena: 25 July 2016 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ከተማ ጁባ ካብ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ ኣትሒዙ ተኸሲቱ ዘሎ ወጥሪ ካብ ዝነበሮ ሃዲኡ ከምዘሎ ተገሊጹ። ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ኤርትራውያን ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፣ እቲ ወጥሪ ከምዝሃ [...]
ክልተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ዝተሳተፍዎ መበል 103 ዙር ፈረንሳ ተዛዚሙ

ክልተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ዝተሳተፍዎ መበል 103 ዙር ፈረንሳ ተዛዚሙ

Radio Erena: 25 July 2016 ካብ 2 ሓምለ ኣትሒዙ ክካየድ ዝጸንሐ መበል 103 ቅድድም ብሽክለታ ዙር ፈረንሳ ትማሊ 24 ሓምለ ኣብ ከተማ ፓሪስ ጎደና ሻ-ን-ዘ-ሊዘ ተዛዚሙ። ኣብዚ ንኣስታት ሰለስተ ሰሙን ዝተኻየደ ቅድድም፣ [...]
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል 22 ስደተኛታት ሞይቶም

ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል 22 ስደተኛታት ሞይቶም

Radio Erena: 22 July 2016 ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ናይ 22 ሰባት ሬሳታት ከምዝረኸበ ሓካይም ብዘይዶብ ኣፍሊጡ። እቲ መራኽብ ብምውፋር ኣብ ምድሓን ስደተኛታት ዝነጥፍ ዘሎ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ሓበሬትኡ፣ ብሮቡዕ 20 ሓምለ ካብ [...]
1 747 748 749 750 751 992 7490 / 9912