1 583 584 585 586 587 993 5850 / 9924
ሶማል፣ ኣመሓዳሪ ደቡብ ሸበሌ ብዝተኻየዶ መጥቃዕቲ ምስ ሰለስተ ርእሱ ቖሲሉ

ሶማል፣ ኣመሓዳሪ ደቡብ ሸበሌ ብዝተኻየዶ መጥቃዕቲ ምስ ሰለስተ ርእሱ ቖሲሉ

Radio Erena: 01 July 2018 ኣብ ሶማል፣ ኣመሓዳሪ ደቡብ ሸበሌ ብዝተኻየዶ መጥቃዕቲ ምስ ሰለስተ ርእሱ ከምዝቖሰለ ተገሊጹ። መሓመድ ኢብራሂም ባረ፣ ካብ ሞቓድሾ ናብ ኣፍጎየ ኣብ ዝወስድ መንገዲ እንዳተጓዕዘ እንከሎ፣ ዝተጻወደ [...]
ሊብያ፣ ናብ ኢጣልያ ዝተበገሱ ኣስታት 100 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጥሒሎም

ሊብያ፣ ናብ ኢጣልያ ዝተበገሱ ኣስታት 100 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጥሒሎም

Radio Erena: 29 June 2018 ካብ ገማግም ሊብያ ኢጣልያ ተበጊሶም ናብ ኢጣልያ ንምእታው ዝሓለኑ ኣስታት 100 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ከምዝጠሓሉ ሓለዋ ገምግም ባሕሪ ሊብያ ሓቢሩ። ኣፈኛ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣብ [...]
ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ እስራኤል፣ ኤምባሲ ኤርትራ ኣንጻሮም ንዝውድቦ ዘሎ ጎነጽ ዝኹንን ሰልፊ ኣካይዶም

ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ እስራኤል፣ ኤምባሲ ኤርትራ ኣንጻሮም ንዝውድቦ ዘሎ ጎነጽ ዝኹንን ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 29 June 2018 ኣስታት 200 ዝኾኑ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ እስራኤል፣ ኤምባሲ መንግስቲ ኤርትራ ኣንጻሮም ንዝውድቦ ዘሎ ጎነጽ ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ፣ ኣብ ቀጽሪ ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣካይዶም [...]
ክልተ ሰበ ስልጣን ክልል ደቡብ ናይ ኢትዮጵያ ካብ መዝነቶም ተኣልዮም

ክልተ ሰበ ስልጣን ክልል ደቡብ ናይ ኢትዮጵያ ካብ መዝነቶም ተኣልዮም

Radio Erena: 29 June 2018 ክልተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን መንግስትን ኢህወደግን ዝነበሩ ኣባላት መሪሕነት ክልል ደቡብ፣ ሲራጅ ፈጌሳን ሽፈራው ሽጉጤን ካብ ዝነበሮም መዝነታት ተኣልዮም። እቶም ሰበ ስልጣን ብወለንትኦም ስልጣኖም [...]
መቐናቕንቲ ወገናት ደቡብ ሱዳን ነባሪ ስምምዕ ምቁራጽ ቶዅሲ  ከቲሞም

መቐናቕንቲ ወገናት ደቡብ ሱዳን ነባሪ ስምምዕ ምቁራጽ ቶዅሲ ከቲሞም

Radio Erena: 29 June 2018 ኣብ ካርቱም፣ ዘተ ሰላም ከካይዱ ዝጸንሑ ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ሚያርዲትን ተቓዋሚኡ ሬክ ማቻርን፣ ነባሪ ስምምዕ ምቁራጽ ቶዅሲ ከምዝኸተሙ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኣል ዲርዲሪ መሓ [...]
መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብዚ ቀረባ ክራኸቡ ምዃኖም ተገሊጹ

መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብዚ ቀረባ ክራኸቡ ምዃኖም ተገሊጹ

Radio Erena: 28 June 2018 መራሕት ኤርትራፓርክን ኢትዮጵያን ኣብዚ ቀረባ እዋን ክራኸቡ ምዃኖም ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስተር ነዚ ዘፍለጠ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዘንሓሉ ወግዓዊ [...]
ኣብ ኤርትራ ዝመደበሩ ብጀነራል ከማል ገልቹ ዝምራሕ ዕጡቕ ተቓዋሚ ኦሮሞ ናብ ሃገሩ ኣትዩ

ኣብ ኤርትራ ዝመደበሩ ብጀነራል ከማል ገልቹ ዝምራሕ ዕጡቕ ተቓዋሚ ኦሮሞ ናብ ሃገሩ ኣትዩ

Radio Erena: 28 June 2018 ወከልቲ ናይቲ ኣብ ኤርትራ ናይ ዝመደበሩ ብጀነራል ከማል ገልቹ ዝምራሕ ዕጡቕ ተቓዋሚ ኦሮሞ ናብ ሃገሮም ከምዝተመልሱ ምንጭታት ዜና ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢረን። ትሽዓተ ላዕለዎት መራሕቲ ናይቲ ውድብ [...]

وحدات من الجيش الارتري تعتقل جنودا معارضين اثيوبيين في القرقف

اذاعة إرينا: الاخبار الاربعاء 27 يونيو 2018 تفيد مصادر إذاعة إرينا بأن وحدة عسكرية مكونة من 30 جنديا اثيوبيا من الذين ينتمون إلى الجناح العسكري لحركة [...]
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ፣ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ንዝገበረሎም ኣቐባብላ ኣመስጊኑ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ፣ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ንዝገበረሎም ኣቐባብላ ኣመስጊኑ

Radio Erena: 27 June 2018 ሚኒስተር ጉዳያት ውጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ንዝገበረሎም ምቕሉል ኣቀባብላ ኣመስጊኑ። ንሱ ብ26 ሰነ ኣብ ቤት መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዘስ [...]
ኤርትራ፣ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብዝበኣሰ ይቕጽል ከምዘሎ ተገሊጹ

ኤርትራ፣ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብዝበኣሰ ይቕጽል ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 27 June 2018 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሽዱሽተ ዓመታት ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብዝበኣሰ ይቕጽል ከምዘሎ ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ከተጽንዕ ብሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘት ሸይላ ኪታሩት ሓቢራ። ንሳ ኣብ [...]
1 583 584 585 586 587 993 5850 / 9924