መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብዚ ቀረባ ክራኸቡ ምዃኖም ተገሊጹ

መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብዚ ቀረባ ክራኸቡ ምዃኖም ተገሊጹ

Radio Erena: 28 June 2018

Osman Werkneh

መራሕት ኤርትራፓርክን ኢትዮጵያን ኣብዚ ቀረባ እዋን ክራኸቡ ምዃኖም ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ኣፍሊጡ።

እቲ ሚኒስተር ነዚ ዘፍለጠ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዘንሓሉ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዛዚሙ ሎሚ 28 ሰነ ናብ ሃገሩ ንዝተበገሰ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ድሕሪ ምፍናው ምዃኑ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።።

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ምስቲ ወኪል ናብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ደብዳቤ ከምዝልኣኸ’ውን እቲ ሚኒስተር ጠቒሱ።

ብሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብርኣብን ዝቖመል ወኪል መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝጸንሓሉ ክልተ መዓልታት፣ ኣብ ኣዋሳ ኣብ ዝተደኮነ ናይ ኢንዱስትሪ ዑደት ከምዘካየደ ተፈሊጡ።

 

=======================

COMMENTS

WORDPRESS: 0