Category: News

1 89 90 91 92 93 968 910 / 9678
ኣብ ኤውሮጳ ዓመታዊ ልዕሊ 3,000 ደቂንስትዮ ብመጻምድተን ወይ ብኣባላት ስድራቤተን ይቕተላ

ኣብ ኤውሮጳ ዓመታዊ ልዕሊ 3,000 ደቂንስትዮ ብመጻምድተን ወይ ብኣባላት ስድራቤተን ይቕተላ

Radio Erena: Wednesday, 29 November 2023 ዓመታዊ ዝካየድ ኣህጉራዊ መዓልቲ ምውጋድ ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ደቂንስትዮ ትማሊ ቀዳም 25 ሕዳር ተኸቢሩ። ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ዓመት ልዕሊ 3,000 ደቂንስትዮ ብመ [...]
ኣዛዚ ሰራዊት ሱዳን፣ ኢማራት ዓረብ ንፈጣን ሓይልታት ወተሃደራዊ ደገፍ ብምሃባ ነቒፉ

ኣዛዚ ሰራዊት ሱዳን፣ ኢማራት ዓረብ ንፈጣን ሓይልታት ወተሃደራዊ ደገፍ ብምሃባ ነቒፉ

Radio Erena: Wednesday, 29 November 2023 ኣባል ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳንን ተሓጋጋዚ ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ሱዳንን ያሰር ኣልዓታ፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ (ኢማራት ዓረብ) ንፈጣን ሓይልታት ወተሃደራዊ ደገፍ ብ [...]
‘ሓደ እዋን ንስቓይን መቕጻዕትን ዝነበረ ዕዮ፣ ካልእ ግዜ ምኽንያት ሽልማት ክኸውን ይኽእል’ዩ ’ ጸሓፊት ይርግኣለም ፍስሃ

‘ሓደ እዋን ንስቓይን መቕጻዕትን ዝነበረ ዕዮ፣ ካልእ ግዜ ምኽንያት ሽልማት ክኸውን ይኽእል’ዩ ’ ጸሓፊት ይርግኣለም ፍስሃ

Radio Erena: Wednesday, 29 November 2023 ኤርትራዊት ጸሓፊት ይርጋኣለም ፍስሃ ኣብ ስነ ጥበብ ብዝገበረቶ ኣበርክቶ ተዓዋቲት ሽልማት ‘ባይረሽ ኩንስትፎርደረፕራይስ’ [Bayerischer Kunstförderp [...]
ጀነራል ዓብደለፈታሕ ኣልቡርሃን ናይ ካልኣይ ዙር ዑደት ጎረባብቲ ሃገራት የካይድ ኣሎ

ጀነራል ዓብደለፈታሕ ኣልቡርሃን ናይ ካልኣይ ዙር ዑደት ጎረባብቲ ሃገራት የካይድ ኣሎ

Radio Erena: Tuesday, 28 November 2023 ፕረዚደንት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፡ ጀነራል ዓብደለፈታሕ ኣልቡርሃን ናይ ካልኣይ ዙር ዑደት ጎረባብቲ ሃገራት የካይድ ኣሎ። እቲ ጀነራል፡ ኣብቲ ዛጊት ናብ ኤር [...]
ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዝጸንሑ 54 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም

ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዝጸንሑ 54 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም

Radio Erena: Tuesday, 28 November 2023 መንግስቲ ኤርትራ ቀይድም ዝጸንሐ 54 የመናውያን ገፍፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ከምዝተፋነዉ ኣራብ ኒውስ ሓቢሩ። እቶም ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ የመና [...]
እስራኤል፡ ኣብ እዋን መጥቃዕቲ ሓማስ ንሓደ መኮንና ንዘድሓነ ኤርትራዊ ናይ ክብሪ ሽልማትን መንበሪ ፍቓድን ሂባ

እስራኤል፡ ኣብ እዋን መጥቃዕቲ ሓማስ ንሓደ መኮንና ንዘድሓነ ኤርትራዊ ናይ ክብሪ ሽልማትን መንበሪ ፍቓድን ሂባ

Radio Erena: Tuesday, 28 November 2023 መንግስቲ እስራኤል፡ ኣብቲ፡ ብ07 ጥቅምቲ፡ ሓማስ ዘካየዶ መጥቃዕቲ ተወጊኡ ሃለዋቱ ኣጥፊኡ ንዝጸንሖ እስራኤላዊ ኮለነል ንዘድሓነ ኤርትራዊ ንጅግና ዝግባእ ናይ ክብሪ [...]
ዋጋ ሽኮር ከቢሩ: ንሃገራት ኣፍሪቃ ይሃሲ

ዋጋ ሽኮር ከቢሩ: ንሃገራት ኣፍሪቃ ይሃሲ

Radio Erena: Monday, 27 November 2023 ዋጋ ሽኮር ካብ 2011 ንደሓር ኣብ ዝለዓለ ዋጋ ይሽየጥ ኣሎ:: እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ኣብ ዓበይቲ ኣፍረይቲ ሽኮር ዝኾና ሃገራት ህንድን ታይላንድን ብሰንኪ ዘጋጠ [...]
ሶማልያ: ኣብ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪቃ(EAC) ተጸንቢራ: ኢትዮጵያውን ክትጽንበር ሓሳብ ኣለዋ

ሶማልያ: ኣብ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪቃ(EAC) ተጸንቢራ: ኢትዮጵያውን ክትጽንበር ሓሳብ ኣለዋ

Radio Erena: Monday, 27 November 2023 ኣብዚ ሕጂ እዋን ‘ብቀጽሪ ምትእኽኻብ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪቃ’ (EAC) እዩ ዝጽዋዕ ዘሎ፡ ኣብ ቀረባ መጻኢ ድማ እዚ ማሕበረሰብ'ዚ ናብ ፈደረሽን ክምዕብል ይስርሓ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: Sunday, 26 November 2023 Radio Erena · ሰንበት 26 ሕዳር 2023   [...]
ቻይና፣ ኣብ ህጻናት ብብዝሒ ሕማም ስርዓተ ምስትንፋስ ከምዝተራእየ ተገሊጹ

ቻይና፣ ኣብ ህጻናት ብብዝሒ ሕማም ስርዓተ ምስትንፋስ ከምዝተራእየ ተገሊጹ

Radio Erena: Friday, 24 November 2023 ሰበስልጣን ቻይና ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና፣ ብ13 ሕዳር 2023 ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለጺ፣ ኣብ ቻይና ተርእዮ ሕማማት ስርዓተ ምስትንፋስ ከምዝወሰኸ ሓቢሮም። እዚ [...]
1 89 90 91 92 93 968 910 / 9678