Category: News
ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣብ ዝጠሓለት ጃልባ፣ ብውሕዱ 36 ስደተኛታት ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዝሞቱ ተገሊጹ
Radio Erena: May 12, 2014 ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣብ ዝተሓለት ጃልባ ብውሕዱ 36 ስደተኛታት ከምዝጠሓሉ ይግለጽ ኣሎ። ዜግነት ናይቶም ግዳያት ዛጊት ብንጹር ኣይተሓበረን። እታ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 130 ስደተ [...]
ብዝሒ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ነርወይ ቀዳማይ ደረጃ ሒዙ
Radio Erena: May 12, 2014 ሎሚ ዓመት ኣብ ነርወይ ዑቕባ ካብ ዝሓተቱ 2 835 ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት እቶም 774 ኤርትራውያን ምንባሮም ክፍሊ ኢምግሬሽንን ስደተኛታትን እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ክፍሊ ብዝዘርግሖ ሓበሬታ [...]
ኤርትራ፣ መጠነ ሞት ኣዴታት ኣብ እዋን ጥንስን ሕርስን ብ75 ሚእታዊት ካብ ዘጉደላ 11 ሃገራት ምዃና ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ
Radio Erena: May 9, 2014 ኤርትራ እትርከበን 11 ሃገራት ኣፍሪቃን ኤስያን መጠነ ሞት ኣዴታት ኣብ እዋን ሕርስን ጥንስን ብ75 ሚእታዊት ከምዘጉደልኦ ውድብ ጥዕና ዓለም ብሰሉስ 6 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። ካብ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ጅቡቲ ዘለዋ ንወትሃደራዊ መዓስከር ዘገልግል ቦታ ንተወሳኺ 20 ዓመታት ክትካረዮ ውዕል ሓዲሳ
Radio Erena: May 8, 2014 ኣመሪካ ነቲ ኣብ ጅቡቲ ዘለዋ ወትሃደራዊ መዓስከራት ዝኸውን ሰፊሕ መሬት ብኽራይ ንክትውንኖ ሓድሽ ውዕል ከቲማ። በዚ ሓድሽ ውዕል፣ እቲ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሓደ ካብ ዓበይቲ ወትሃደራዊ መዓስከራ [...]
ፕረዚደንት ሳል ቫኪርን መራሒ ተቓወምቲ ደቡብ ሱዳንን፣ ንፈለማ እዋን ክራኸቡ’ዮም
Radio Erena: May 8, 2014 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ሚያርዲትን መርሕቲ ተቓዋሚ ረክ ማሻርን ንመጀመርያ እዋኖም ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፈላም ርክብ ከካይዱ ምዃኖም ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ባንኪ ሙን [...]
ፕረዚደንታት ኤርትራን ሱዳንን ኣብ ተወሳኺ ርክባት
Radio Erena: May 8, 2014 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ንምዝርራብ ሎሚ ሓሙስ 8 ግንቦት ናብ ካርቱም ክኣቱ ምዃኑ ማዕከናት ዜና ሱዳን ሓቢረን። እዚ ሎሚ ዝካየድ ርክባት ክልቲኦም [...]
“ኣብ ዶባ ሱዳንን ሊብያን 600 ስደተኛታት ተታሒዞም” ሚኒስተር ምክልኻል ሱዳን
Radio Erena: May 7, 2014 ሱዳንን ኤርትራን ጸጥታ ዶባተን ንምውሓስ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ስምምዓት ኣብ ምክያድ ከምዝረከባ ተሓቢሩ። ሱዳንን ኤርትራን ጸጥታ ዶባተን ንምውሓስ ዘካይድኦ ዘለዋ ስምምዓት፣ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣ [...]
ኤርትራ ናይ ፖለቲካ እሱራት ክትፈትሕ ምሕጽንታ ቀሪቡ
Radio Erena: May 7, 2014 መንግስቲ ኤርትራ ብዘይዝኾነ ፍርድን ሕጋዊ መስርሕን ቀይድዎም ዝርከብ ዜጋታቱ ክፈትሕ፣ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ንምክትታል ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘት ሸይላ ኪታሩት ተማሕጺና። ንሳ ነዚ ምሕጽ [...]
UN rights expert calls for further releases in Eritrea
Radio Erena: May 6, 2014 GENEVA (6 May 2014) – The United Nations Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea, Sheila B. Keetharut [...]
መዓርፎ ነፈርቲ ባጽዕ ኣብ እዋን ሓደጋ ከም መተካእታ ንኸገልግል ህጹጽ ጻዕርታት ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: May 6, 2014 መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ፣ ብሰንኪ ሓደጋ ሓንቲ ናይ የመን ነፋሪት ንሳልስቲ ድሕሪ ምቁራጹ፣ መዓርፎ ነፈርቲ ባጽዕ ከም መተካእታ ንኸገልግል ሓድሽ ጻዕርታት ይካየድ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ሓንቲ ነፋሪት መን [...]