Category: News

1 86 87 88 89 90 968 880 / 9678
ኣባላት ባይቶ ፈረንሳ፣ ኣንጻር ስደተኛታት ዝዓለመ እማመ ኢሚግሬሽን ኣብ ክትዕ ከይቀረበ ነጺጎሞ

ኣባላት ባይቶ ፈረንሳ፣ ኣንጻር ስደተኛታት ዝዓለመ እማመ ኢሚግሬሽን ኣብ ክትዕ ከይቀረበ ነጺጎሞ

Radio Erena: Wednesday, 13 December 2023 ኣባላት ባይቶ ተቓወምቲ ፈረንሳ ትማሊ ሰኑይ ንሓደ እማመ ኢሚግሬሽን ኣብ ክትዕ ከይቀረበ ነጺጎሞ። ኣባላት ኩሎም ተቓወምቲ ጉጅለታት ብጸጋምን ብየማንን ቅድሚ [...]
ኤኮዋስ ምስ ወተሃደራዊ ጉጅለ ኒጀር ንምዝርራብ ወሲኑ

ኤኮዋስ ምስ ወተሃደራዊ ጉጅለ ኒጀር ንምዝርራብ ወሲኑ

Radio Erena: Wednesday, 13 December 2023 መራሕቲ ምትእኽኻብ ሓባራዊ ቁጠባ ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪቃ፤ ኤኮዋስ ብዛዕባ እቲ እናበኣሰ ዝኸይድ ዘሎ ፖለቲካዊ ቅልውላው እቲ ዞባ ንምዝርራብ ብሰምበት 10 ታሕሳስ [...]
መበል 75 ዓመት ምእዋጅ ኣድማሳዊ ሰብኣዊ መሰላት ተዘኪሩ

መበል 75 ዓመት ምእዋጅ ኣድማሳዊ ሰብኣዊ መሰላት ተዘኪሩ

Radio Erena: Tuesday, 12 December 2023 10 ታሕሳስ፣ ኣድማሳዊ ሰብኣዊ መሰላት ዝተኣወጀለኡ መበል 75 ዓመት ተዘኪሩ። ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ 10 ታሕሳስ 1948፣ ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝተጋባኣሉ ዋዕላ ኣብ [...]
ሱዳንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ዲፕሎማሰኛታት ሓድሕደን ሰጕጎን

ሱዳንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ዲፕሎማሰኛታት ሓድሕደን ሰጕጎን

Radio Erena: Tuesday, 12 December 2023 ሱዳን፣ ኣብ ካርቱም ዝመደበሮም 15 ኣባላት ኤምባሲ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ 48 ሰዓታት ካብታ ሃገር ክወጽኡ ኣዚዛ። ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር፣ ብ10 ታሕ [...]
ኣዲስ ኣበባ ግፋ ኤርትራውያን ንሳልሳይ ሰሙን ቀጺሉ

ኣዲስ ኣበባ ግፋ ኤርትራውያን ንሳልሳይ ሰሙን ቀጺሉ

Radio Erena: Tuesday, 12 December 2023 ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝጀመርዎ ግፋ ንሳልሳይ ሰሙን ከምዝቐጸለ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ ዝካየድ ዘሎ ግፋ፣ ዝጸዕቐሉን ዝ [...]
ኢጋድ- ኲናት ሱዳን ይዝቲ: ተኹሲ ብቕጽበት ደው ክብል ይጽውዕ

ኢጋድ- ኲናት ሱዳን ይዝቲ: ተኹሲ ብቕጽበት ደው ክብል ይጽውዕ

Radio Erena: Monday, 11 December 2023 መራሕቲ ሃገራት ምትእኽኻብ ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪቃ - ኢጋድ ዝሓለፈ ቀዳም 9 ታሕሳስ ንኲናት ሱዳን ኣመልኪቶም ኣብ ጅቡቲ ተራኺቦም ድሕሪ ዝገበርዎ ምይይጥ 'ኣብ ሱዳን [...]
ዘቤታዊ ዓመጽ ኣብ ኣፍሪቃን ኣፍሪቃውያንን ዝበኣሰ እዩ: ጠንቁ ድማ ትሑት ቁጠባን ትሑት ደረጃ ንቕሓትን እዩ

ዘቤታዊ ዓመጽ ኣብ ኣፍሪቃን ኣፍሪቃውያንን ዝበኣሰ እዩ: ጠንቁ ድማ ትሑት ቁጠባን ትሑት ደረጃ ንቕሓትን እዩ

Radio Erena: Monday, 11 December 2023 ካብ 1991 ኣትሒዙ ካብ 25 ሕዳር ክሳብ 10 ታሕሳስ ን15 መዓልታት ዝጸንሕ ዓለምለኻዊ ጎስጓስ ኣንጻር ዘቤታዊ ዓመጽ(ጎነጽ) ይካየድ እዩ:: እዚ ጎስጓስ'ዚ ኣ [...]
ፖለቲካዊ ፍልልይ ኤርትራውያን ይገፍሕ

ፖለቲካዊ ፍልልይ ኤርትራውያን ይገፍሕ

Radio Erena: Monday, 11 December 2023 ኣብ ወጻኢ ሃገር ናይ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ፖለቲካዊ ፍልልይ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናገፍሐን ሓደገኛ እናኾነን ይመጽእ ኣሎ:: ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመት ፌስቲቫላት ህ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: Sunday, 10 December 2023 Radio Erena · ሰንበት 10 ታሕሳስ 2023   [...]
ኣዲስ ኣበባ፡ ጽዑቕ ግፋ ኤርትራውያን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፡ ጽዑቕ ግፋ ኤርትራውያን ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: Friday, 08 December 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፡ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡ ዝሓለፈ ሰሙን ዝጀመረ ግፋ ኤርትራውያን ሎሚ ብጻዕቒ ቀጺሉ። ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ ግፋ፡ ሕጋዊ ናይ ስደተኛታት መንበሪ ፍቓድ ዘለ [...]
1 86 87 88 89 90 968 880 / 9678