Category: News

1 79 80 81 82 83 968 810 / 9678
ከባቢ ክሊ ማይ ዓሰብ፣  ክልተ ጀላቡ ናብ ናይ ንግዲ መርከብ ተጸጊዐን መጠንቀቕታ ከምዝሃባ ተሓቢሩ

ከባቢ ክሊ ማይ ዓሰብ፣ ክልተ ጀላቡ ናብ ናይ ንግዲ መርከብ ተጸጊዐን መጠንቀቕታ ከምዝሃባ ተሓቢሩ

Radio Erena: Tuesday 16, January 2024 ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ መጥቃዕታት ኣብ ልዕሊ መራኽብ ገኒንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ከባቢ ዓሰብ ክልተ ጀላቡ ናብ ሓንቲ ዓባይ ናይ ንግዲ መርከብ ተጸጊዐን መጠንቀቕታ ከምዝሃብ [...]
‘ኤርትራ፣ ልዕሊ 1500 ገበናት፣ ፈጸምቶም ኣይተለለዪን’ ፖሊስ

‘ኤርትራ፣ ልዕሊ 1500 ገበናት፣ ፈጸምቶም ኣይተለለዪን’ ፖሊስ

Radio Erena: Tuesday 16 , January 2024 ኣብ ኤርትራ፣ 1559 ገበናትን 12 በደላትን ፈጸምቶም ዘይተለለዪ ተባሂሎም ተመዝጊቦም ምህላዎም፣ ንኣዛዚ ፖሊስ ኤርትራ፣ ኮሎኔል መሓሪ ጸጋይ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና [...]
ኢጋድን ዲፕሎማሰኛታት ኢትዮጵያን ነገራት ከተሃዳድኡ ይፍትኑ

ኢጋድን ዲፕሎማሰኛታት ኢትዮጵያን ነገራት ከተሃዳድኡ ይፍትኑ

Radio Erena: Monday, 15 January 2024 ኣብ መንጎ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድን ፕረዚደንት ሶማሊላንድ ሙሳ ቢሂ ዓብዲ ድሕሪ ዝተበጽሓ ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ናይ ምጥቃም ውዕል ኣብ ሶማልያ ሓያል ስምዒ [...]
ኣውስትራልያ: ኤርትራውያን ኣብ ግጭት

ኣውስትራልያ: ኤርትራውያን ኣብ ግጭት

Radio Erena: Monday, 15 January 2024 ኣብ ኣውስትራልያ ከተማ ሜልቦርን ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ደገፍቲ ህግደፍን ተቓወምትን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት 14ሰባት ክቆስሉ እንከለዉ 10ተ ካብኦም ኣብ ሆስፒታል ሕክምናዊ ክን [...]
ከረን: ኣብ 1978 ብህዝባዊ ግንባር ናይ ዝተጨውዩ ዜጋታት መበል 45 ዓመት ዝኽሪ ይግበር

ከረን: ኣብ 1978 ብህዝባዊ ግንባር ናይ ዝተጨውዩ ዜጋታት መበል 45 ዓመት ዝኽሪ ይግበር

Radio Erena: Monday, 15 January 2024 ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ንከተማ ከረን ተቖጻጺርሉ ኣብ ዝነበረ እዋን ኣብ ክረምቲ 1978 16 ዜጋታት ተቐማጦ እታ ከተማ ጨውዩ ወሲዱ: 45 ዓመት ሓሊፉ ክሳብ ሎሚ ድሃ [...]
ሰንበት ምስ ሽኾርተት

ሰንበት ምስ ሽኾርተት

Radio Erena: Sunday, 14 January 2024 Radio Erena · ሰንበት 14 ጥሪ 2024   [...]
ኢትዬጵያ፣ ተጸባይ ረዲኤት ዝኾነ ህዝቢ እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ ትካላት ረዲኤት ገሊጸን

ኢትዬጵያ፣ ተጸባይ ረዲኤት ዝኾነ ህዝቢ እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ ትካላት ረዲኤት ገሊጸን

Radio Erena: Friday ,12 January 2024 ኣብ ኢትዬጵያ፣ ብሰንኪ ኵናት፣ ደርቂን ተጸባዪ ረዲኤት ናይ ዝኾነ ብዝሒ ህዝቢ ልዕሊ 15 ሚልዮን ከምዝበጽሐ፣ ትካል ረዲኤት ኣመሪካ- USAID ኣፍሊጡ። እቲ ኣብታ ሃገር [...]
ጂቡቲን ፈረንሳን  ኣብ ምስሕሓብ ሶማልን ኢትዬጵያን ብዝምልከት ዘትየን

ጂቡቲን ፈረንሳን ኣብ ምስሕሓብ ሶማልን ኢትዬጵያን ብዝምልከት ዘትየን

Radio Erena: Friday , 12 January 2024 ጂቡቲን ፈረንሳን፤ ኣብ ጉዳይ እቲ ንሶማልን ኢትዬጵያን ኣሰሓሒቡ ዘሎ ስምምዕ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ብዝምልከት ዘትየን። ሚኒስተር ጉዳያት [...]
ግብጺ፣ ኣብ ጉዳይ’ቲ ኢትዬጵያ እትጓየየሉ ዘላ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ብዝምልከት ምስ ኤርትራ ትዝቲ

ግብጺ፣ ኣብ ጉዳይ’ቲ ኢትዬጵያ እትጓየየሉ ዘላ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ብዝምልከት ምስ ኤርትራ ትዝቲ

Radio Erena: Friday, 12 January  2024 ግብጺ፣ ኣብ ጉዳይ'ቲ ኢትዬጵያ እትጓየየሉ ዘላ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ብዝምልከት ምስ ኤርትራ ንምዝታይ እማመ ኣቕሪባ። እቲ እማመ ዝቐረበ፣ ካብ ፕረዚደንት ግብጺ፣ ዓብደ [...]
ካርቱም፣ ኣብ ከባቢታት ኡምዱርማን፣ ጽዕጹቕ ኵናት ምቕጻሉ ተሓቢሩ

ካርቱም፣ ኣብ ከባቢታት ኡምዱርማን፣ ጽዕጹቕ ኵናት ምቕጻሉ ተሓቢሩ

Radio Erena: Thursday 11 , January  2024 ኣብ ሱዳን፣ ከተማ ካርቱም፣ ከባቢታት ኡምዱርማን፣ ጽዕጹዕ ኵናት ይቕጽል ምህላዉ መርበባት ዜና ሓቢረን። እቲ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲ ፈጣን ሓይልታትን፣ ቅድሚ [...]
1 79 80 81 82 83 968 810 / 9678