Category: News

1 76 77 78 79 80 968 780 / 9677
ቡርኪናፋሶ: ማሊን ኒጀርን ካብ ‘ኤኮዋስ’ ስሒበን

ቡርኪናፋሶ: ማሊን ኒጀርን ካብ ‘ኤኮዋስ’ ስሒበን

Radio Erena: Monday, 29 January 2024 ድሕሪ ወተሃደራዊ ዕልዋታት ብሰራዊት ዝመሓደራ ዘለዋ ሃገራት ቡርኪናፋሶ: ማሊን ኒጀርን ካብ ኣባልነት ምትእኽኻብ ማሕበረሰብ ቁጠባ ምዕራብ ኣፍሪቃ 'ኤኮዋስ' ስሒበን:: [...]
ተስፋልደት ኣለም ምሓረና ድሕሪ ምዕራፉ ኣድናቖት ይረክብ

ተስፋልደት ኣለም ምሓረና ድሕሪ ምዕራፉ ኣድናቖት ይረክብ

Radio Erena: Monday, 29 January 2024 መስራቲ እታ ኣብ ደንበ ደለይቲ ፍትሒ ናይ መጀመርታ ምኳና ዝእመን መርበብ ሓበሬታ 'ኣዝማሪኖ' ዝኾነ ተስፋልደት ኣለም ምሓረና ካብዛ ዓለም ብሞት ድሕሪ ምፍላዩ ስርሑ ዝ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: Sunday, 28 January 2024 Radio Erena · ሰንበት 28 ጥሪ 2024     [...]
ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣብ ኣህጉራዊ መድረኻት ዓወታት ይጎናጸፉ

ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣብ ኣህጉራዊ መድረኻት ዓወታት ይጎናጸፉ

Radio Erena: Sunday, 28 January 2024 ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ኣሜሪካዊት ዎርልድ ቱር ቲም Lidl – Trek፡ ናትናኤል ተስፋጽዮን፡ ሎሚ ሰንበት 28 ጥሪ ወጋሕታ፡ ኣብ ሃገረ ኣውስራልያ ኣብ ዝተቓንዐ፡ ውድድር ብ [...]
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ደመቀ መኮነን፡ ብወለንትኡ ካብ ስልጣን ሰልፊ ብልጽግና ተኣልዩ

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ደመቀ መኮነን፡ ብወለንትኡ ካብ ስልጣን ሰልፊ ብልጽግና ተኣልዩ

Radio Erena: Friday, 26 January 2024 ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያን ምክትል ፕረዚደንት ናይቲ ነታ ሃገር ዝመርሕ ዘሎ ሰልፊ ብልጽግናን፡ ኣቶ ደመቀ መኮነን፣ ካብ መሪሕነት ሰልፊ ብልጽግና ካብ ብወለን [...]
እማመ ኢሚግሬሽን ፈረንሳ ልዕሊ ሲሶ ዓንቀጻት ክስረዙ ከምዘለዎም ቤት ምኽሪ ቅዋም ፈረንሳ ሓቢሩ

እማመ ኢሚግሬሽን ፈረንሳ ልዕሊ ሲሶ ዓንቀጻት ክስረዙ ከምዘለዎም ቤት ምኽሪ ቅዋም ፈረንሳ ሓቢሩ

Radio Erena: Friday, 26 January 2024 እማመ ኢሚግሬሽን ፈረንሳ ልዕሊ ሲሶ ዓንቀጻት ክስረዙ ከምዘለዎም ቤት ምኽሪ ቅዋም ፈረንሳ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ምኽሪ፣ ኣብቲ እማመ፣ ተበጻሕነት ማሕበራዊ ሓገዛት ክተ [...]
ሩስያውያን ደቂንስትዮ ሰብኡተን ናብ ቤቶም ክምለሱ ንሰበስልጣን ይሓታ

ሩስያውያን ደቂንስትዮ ሰብኡተን ናብ ቤቶም ክምለሱ ንሰበስልጣን ይሓታ

Radio Erena: Friday, 26 January 2024 እዘን ብማሕበራዊ መራኸቢታት ተኣኻኺበን፣ ወይ ሆም ዝብል ጉጅለ ብምቛም ዝነጥፋ ዘለዋ ደቂንስትዮ፣ እቶም ኣብ የካቲት 2022  ኣብ ዩክሬን ንዝካየድ ኲናት ዝወፈሩ ልዕሊ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ጉዳይ ሶማሊላንድ ፖለቲካዊ ደገፍ ንምሕታት ዞባዊ ዑደቱ ይቕጽል

ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ጉዳይ ሶማሊላንድ ፖለቲካዊ ደገፍ ንምሕታት ዞባዊ ዑደቱ ይቕጽል

Radio Erena: Thursday, 25 January 2024 ኣብ ጉዳይ ሉኣላውነት ሶማል፣ ዞባዊ ፖለቲካዊ ደገፍ ንምሕታት ዑደት ኣብ ምክያድ ዝርከብ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ናብ ቐጠር በጺሑ። ድሕሪ'ቲ ኢትዮጵያን ርእሰ ምም [...]
ኤርትራ፣ ጋዜጠኛታት ብምእሳር ኣብ ኣፍሪቃ ቀዳማይ ቦታ ትሕዝ

ኤርትራ፣ ጋዜጠኛታት ብምእሳር ኣብ ኣፍሪቃ ቀዳማይ ቦታ ትሕዝ

Radio Erena: Thursday, 25 January 2024 ኤርትራ፣ ጋዜጠኛታት ብምእሳር ኣብ ኣፍርቃ ቀዳማይ ቦታ ከምእትሕዝ፣ ኮሚቴ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ኣመሪካ ዝምደበሩ ትካል፣ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዝዘርግሖ ዓመታ [...]
ኤርትራ፣ ዞባ ደቡብ መጠን መልከፍቲ ሕማም ዓሶ ብ54% ወሲኹ

ኤርትራ፣ ዞባ ደቡብ መጠን መልከፍቲ ሕማም ዓሶ ብ54% ወሲኹ

Radio Erena: Thursday, 25 January 2024 ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ደቡብ፣ መጠን መልከፍቲ ሕማም ዓሶ ብ54% ከምዝወሰኸ፣ ንጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና እቲ ዞባ ብምጥቃስ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ሓቢራ። እታ ጋዜጣ፣ ንሓላፊ [...]
1 76 77 78 79 80 968 780 / 9677