Category: News
ዙር ርዋንዳ፡ ደረጅኡ ካብ ዘዕቢ ንደሓር፡ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ንኻልኣይ ዓመቶም ብዘይ ብጫ ማልያ ወጺኦም
RADIO ERENA:-: Tuesday , 27 February 2024
ኣብ ኣህጉር ኣፍሪቃ፡ ብዕብየቱ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ዙር ርዋንዳ፡ መበል 16 ውድድሩ፡ ብ25 ለካቲት ኣብ ዝዛዘመሉ፡ ኤርትራ ብደረጃ ጋንታ ቀዳማይ ቦት ሒዛ። [...]
ኤርትራውያን ሕጂ’ውን ናብ ትግራይ ይስደዱ: ጭውያ ይቕጽል
RADIO ERENA:- Monday, 26 February 2024
ውዕል ሰላም ፕሮተርያ - ደቡብ ኣፍሪቃ ተፈሪሙ ኲናት ትግራይ ደው ካብ ዝብል ሓደ ዓመትን ሰለስተ ወርሕን ጌሩ ኣሎ::
ኣብ ትግራይ ኲናት'ኳ ደው እንተበለ ስምብ [...]
ህልኽ ኤርትራውያን ዲያስፖራ ይቕጽል
RADIO ERENA:- Monday, 26 February 2024
ኣይሁዳውያን ካብ ሃገሮም ተሰዲዶም ኣብ ምሉእ ዓለም ፋሕ ምስ በሉ ዝተዋህቦም ስም እንተኔሩ ዲያስፖራ ዝብል እዩ::
ቀጺሉ እቲ ዲያስፖራ ዝብል ስም ንዝተበታተነ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA:- Sunday, 25 February 2024
Radio Erena · ሰንበት 25 ለካቲት 2024
[...]
ኤርትራ፣ ”ብዓይነቱ ፍሉይ” ዝተባህለ ዋዕላ ጸባ ተኻይዱ
RADIO ERENA:- Friday, 23 February 2024
ኣብቲ ዋዕላ ሚኒስተር ሕርሻ ኣረፋይነ በርሀ፣ ኣብ ኤርትራ ዛጊት ውሕስነት ጸባን ውጽኢቱን ክረጋገጽ ከምዘይከኣለ ኣረዲኡ።
እዚ ብዓይነቱ ናይ ፈለማ ከም ዝኾነ ዝ [...]
ሶማልያ ጸጥታ ባሕራ ንምውሓስ ምስ ቱርኪ ውዕል ፈሪማ
RADIO ERENA:- Friday, 23 February 2024
ሶማልያ ትማሊ ረቡዕ ጸጥታ ገማግም ባሕራ ንምውሓስ ዝዓለመ ስምምዕ ምስ ቱርኪ ከም ዝተፈራረመት ተገሊጹ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማል ሃምዛ ዓብዲ ባረ፣ "ሶማልያ ኣብ [...]
ሩስያ፣ 200 ሽሕ ሜትሪክ ቶን እኽሊ ናብ ኤርትራ ትርከበን 6 ሃገራት ኣፍሪቃ ተባጺሑ
RADIO ERENA:- Friday, 23 February 2024
ሩስያ ኣብ ወርሒ ሓምለ2023 ብዝኣተወቶ ቃል መሰረት ፣ 200 ሽሕ ሜትሪክ ቶን ነጻ እኽሊ ነተን ሃገራት ከምዘባጽሓቶ ገሊጻ።
እቲ ብሚኒስተር ሕርሻ ሩስያ ዲሚት [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ መሸጣ ኣእዱግ ንማሕረዲ ኣጊዱ
RADIO ERENA:- Thursday, 22 February 2024
ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ተጋብኡ ዝቐነየ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ መሸጣ ኣእዱግ ንማሕረዲ ክእገድ ንዝቐረበ እማመ ብምጽዳቕ ተዛዚሙ።
እቲ ሕብረት፣ ብ18 ለካ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ መራኽብ ንግዲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንምሕላው፣ ወትሃደራዊ ተልእኾ ኣበጊሱ
RADIO ERENA:- Thursday, 22 February 2024
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣጋጢሙ ብዘሎ ስግኣት ጸጥታ፣ መራኽብ ንግዲ ንምሕላው፣ ወትሃደራዊ ተልእኾ ከምዘበግሰ ኣፍሊጡ።
እቲ 'ኣስፒደስ' ተሰምዩ ዘ [...]
ፖርት ሱዳን፣ ደቂንስትዮ ወትሃደራዊ ታዕሊም ይወስዳ ምህላወን ተገሊጹ
RADIO ERENA:- Thursday, 22 February 2024
ኣብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ፈጣን ሓይልታትን ዝተወልዐ ግጭት ዓመት ክመልእ ኣብ ዝተቓረበሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ፖርት ሱዳን ንደቂንስትዮ ወትሃደራዊ ታ [...]