Category: News
ሱዳን፣ ንፍጡር ዝተኣከቡ መራሕቲ ዕጡቕ ጉጅለ ብዝተኻየደሎም ደብዳብ ብውሕዱ 12 ተቐቲሎም
RADIO ERENA –Thursday, 04 April 2024
ኣብ ሱዳን፣ ከባቢ ኣጥባራ፣ ብ02 ሚያዝያ ፣ ንፍጡር ተኣኪቦም ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ መራሕቲ ዕጡቕ ጉጅለ ኣልባራ ቢን ማሊክ ብዝተፈጸመ ናይ ድሮን ደብዳብ ብውሕዱ 12 ከምዝተ [...]
ህወሓትን ብልጽግና፣ መሰረታዊ ጠንቂታት ኩናት ሰሜን ኢትዮጵያ ብፖለቲካ ዘተ ንምፍትሑ ፈላሚ ርክብ ኣካይዶም
RADIO ERENA –Thursday, 04 April 2024
ህዝብዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ብልጽግናን፣ ጠንቂ ናይቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ኵናት፣ ብፖለቲካ [...]
ሩስያ፣ ሓድሽ ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ሰይማ፣ ሓደ ካብ ምክትላቱ ናብ ኤርትራ ይበጽሕ
RADIO ERENA –Thursday, 04 April 2024
ሩስያ፣ ኣካል ናይቲ ኣብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ተዋፊሩ ዝርከብ ጭፍራ መራኽብ ዝኾነት ፍሪጌት ዝዓይነታ ናይ ኵናት መርከብ ናብ ወደብ ባጽዕ ኣጸጊዓ ከምዘላ ይፍለ [...]
ሰራዊት ሱዳን፣ ኣንጻር ፈጣን ሓይልታት ኣብ ዘካይዶ ዘሎ መጥቃዕታት፣ ናይ ወጻኢ ዕጡቓት ከምዝማረኸ ሓቢሩ
RADIO ERENA –Wednesday, 03 April 2024
ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ከተማ ካርቱምን ከባቢኣን፣ ኣንጻር ፈጣን ሓይልታት ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ጽዑቕ መጥቃዕታት፣ ናይ ውጻኢ ዕጡቓት ከምዝማረኸ ሓቢሩ።
ኣብ ትሕቲ ፈጣን [...]
ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ካብ ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ስሒባ
RADIO ERENA –Wednesday, 03 April 2024
ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ብፈደራል መንግስቲ ንዝቐረበ እማም ምምሕያሽ ቅዋም ኣብ ምርጫ ብምንጻግ፣ ካብ ኣባላትነት ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ከምዝሰሓበት ኣፍሊጣ።
[...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ግፋ ኤርትራውያን ተኻይዱ
RADIO ERENA –Wednesday, 03 April 2024
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ግፋ ኤርትራውያን ከምዝተኻየደ ምንጭታት ኤረና ካብታ ከተማ ሓቢሮም።
እቲ ግፋ መብዛሕቱ፣ ኣብ [...]
ቲክቶክ ኣብ ኣፍሪቃ ሓደጋ ይኸውን: ሕብረት ኣፍሪቃ ኢዱ የእቱ
RADIO ERENA –Tuesday, 02 April 2024
ኣብ መስከረም 2016 ዝጀመረ ማሕበራዊ መራኸቢ ምውዐላ(App) 'ቲክቶክ' (TikTok) ክጅምር እንከሎ ዕላምኡ ተጠቀምቲ መሃሪ: መዘናግዒ: ምህዞን ሰንዓን: ሳዕስዒትን ደርፍን [...]
ኤርትራዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ፣ ንሰሌዳ ኮኾብ ኣመዝገብቲ ጐል ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ይመርሕ
RADIO ERENA –Tuesday, 02 April 2024
ኣጥቃዓይ ኢትዮጵያዊት ክለብ ሃዋሳ ከነማ፡ ኤርትራዊ ዓሊ ሱሌማን፡ ኣብ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ብሸቶታቱ ይደምቕ።
እዚ ወዲ 24 ዓመት ተጻዋታይ፡ ዝሓ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ናብ ሃገራት እቲ ዞባ ዑደት የካይድ
RADIO ERENA –Monday, 01 April 2024
ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ዡ ቢንግ፣ ናብ ሃገራት እቲ ዞባ ዑደት ኣብ ምክያድ ይርከብ።
እቲ መልእኽቲ ፕረዚደንት ቻይና፣ ዢ ዚፒንግ ሒዙ ናብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ መራሕቲ ፖለቲካውያን ተቓወምቲ ንዝርከብዎም 52 ሰባት ብሽበራ ከሲሱ
RADIO ERENA –Monday, 01 April 2024
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ንዝነጥፉ፣ መራሕቲ ተቓወምቲ ፖለቲካውያን ውድባት ዝርከብዎም 52 ሰባት ብሽበራ ከምዝኸሰሰ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
እቲ ናብ [...]