Category: News

1 630 631 632 633 634 914 6320 / 9135
ቻይና፣ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጅቡትን ንዘሎ ምስሕሓብ ንምሽምጋል ቅርብቲ ምህላዋ ኣፍሊጣ

ቻይና፣ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጅቡትን ንዘሎ ምስሕሓብ ንምሽምጋል ቅርብቲ ምህላዋ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 24 July 2017 ቻይና፣ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጅቡትን ተኸሲቱ ዘሎ ምስሕሓብ ንምሽምጋል ቅርብቲ ከምዘላ ኣፍሊጣ። ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ኩዋንግ ዌይሊን፣ ንኣሶሸትድ ፕረስ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፣ ሃገሩ [...]
ኢትዮጵያ፣ 114 ሶማላውያን እሱራት ፈቲሓ

ኢትዮጵያ፣ 114 ሶማላውያን እሱራት ፈቲሓ

Radio Erena: 24 July 2017 መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣሲርዎም ዝጸንሐ 114 ሶማላውያ ናጻ ከምዝለቐቐ ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ገሊጹ። እቲ መንግስቲ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እቶም ናብ ሞቛድሾ ዝኣተዉ ሶማላውያን፣ ኣ [...]

መንግስቲ ኤርትራ ንሕብረት ኤውሮጳን ሕቡራት ሃገራትን ዝኣተዎ መብጻዓ ከምዘየተግበረ ብሪጣንያ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 23 July 2017                   መንግስቲ ኤርትራ ንሕብረት ኤውሮጳ፣ ሕቡራት ሃገራትን ዝኣተዎ መብጻዓ ከምዘየተግበረ መንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ ኣፍሊጡ።           ንሰብኣዊ መሰላትን ደሞክራስያዊ ም [...]

ኣብ ጸዓት ዝነጥፍ ብሪጣንያዊ ትካል ኣብ ርሑቕ ገጠራት ኤርትራ ናይ ኤለክትሪሲቲ ኣገልግሎት ንምሃብ ክሰርሕ’ዩ

        ኣብ ጸዓት ዝነጥፍ ብሪጣንያዊ ትካል ምስ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኤውሮጳን ብምትሕብባር ኣብ ኤርትራ ኣብ ርሑቕ ገጠራት ናይ ኤለክትሪሲቲ ኣገልግሎት ንምሃብ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊጹ።         እቲ ሶላር ሰንቹሪ ዝተባ [...]

ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሱዳን ኣንቢራቶ ዘላ ማዕቀብ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ከተልዕሎ’ያ: ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን

             ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሱዳን ኣንቢራቶ ዘላ ቁጠባዊ ማዕቀብ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ጥቅምቲ ከተልዕሎ’ያ ክብል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ገሊጹ።             ሚኒስተር ኢብራሂም ጋንዶር ፕረዚደንት ኣ [...]
ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ንኤርትራን ጅቡትን ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳይ ኣብ ጎኒ ጅቡቲ ከምእትስለፍ ኣፍሊጣ

ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ንኤርትራን ጅቡትን ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳይ ኣብ ጎኒ ጅቡቲ ከምእትስለፍ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 21 July 2017 ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ንኤርትራን ጅቡትን ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳይ ኣብ ጎኒ ጅቡቲ ከምእትስለፍ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ርእሰ ምምሕዳር ሰዓድ ዓሊ ሽረ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣፍሊጡ [...]
ሱዳን ኣደስኪላቶ ዝጸንሐት ዘተ ምስ ኣመሪካ ክትቅጽሎ ምዃና ኣፍሊጣ

ሱዳን ኣደስኪላቶ ዝጸንሐት ዘተ ምስ ኣመሪካ ክትቅጽሎ ምዃና ኣፍሊጣ

Radio Erena: 21 July 2017 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣደስኪልዎ ዝጸንሐ፣ ብዛዕባ ምልዓል እገዳ ብዝምልከት ምስ ምምሕዳር ትራምፕ ዝካየድ ናይ ዘተ መደባት ክቕጽሎ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ ነዚ ዘፍልጥ ዘሎ፣ ፕረዚደንት ሱዳን ዑ [...]
መንበረ ጵጵስና ኣህጉረ ስብከታት፣ ብ16 ሓምለ 2017 ኣብ ኣስመራ፣ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ቅድስት ማርያም ዝተፈጸመ ዕርቂ “ድራማ’ዩ” ክብል ኮኒኑ

መንበረ ጵጵስና ኣህጉረ ስብከታት፣ ብ16 ሓምለ 2017 ኣብ ኣስመራ፣ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ቅድስት ማርያም ዝተፈጸመ ዕርቂ “ድራማ’ዩ” ክብል ኮኒኑ

Radio Erena: 19 July 2017 ብ16 ሓምለ 2017 ኣብ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ቅድስት ማርያም፥ ዝተገብረ ዕርቂ ዝተሰምየ፥ ንልቢ ኩሉ ኣማኒ ዘሰምበረ፥ ኣብ ታሪኽ ቤተክርስቲያን ዳግማይ ጸሊም ታሪኽ ዘመዝገበ ፍጻሜ'ዩ [...]
ድሕሪ ክልተ ሰሙን ክትግበር ምዃኑ ተሓቢሩ ዘሎ ሓድሽ መጠን ክፍሊት ክራይ መንበሪ ኣባይቲ፣ ኣብ መንጎ ኣካረይትን ተኻረይትን ምፍሕፋሕ ከየጋድድ ይስጋእ

ድሕሪ ክልተ ሰሙን ክትግበር ምዃኑ ተሓቢሩ ዘሎ ሓድሽ መጠን ክፍሊት ክራይ መንበሪ ኣባይቲ፣ ኣብ መንጎ ኣካረይትን ተኻረይትን ምፍሕፋሕ ከየጋድድ ይስጋእ

Radio Erena: 19 July 2018 ካብ 1 ነሓሰ ኣትሒዙ ክትግበር ምዃኑ ተሓቢሩ ዘሎ ሓድሽ መጠን ክፍሊት ክራይ ናይ ብሕቲ መንበሪ ኣባይቲ፣ ኣብ መንጎ ኣካረይትን ተኻረይትን ዝጸንሐ ምፍሕፋሕ ብዝበኣሰ ከየጋድዶ ተሰጊኡ ከምዘሎ ምን [...]
ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብ ሕቡራት ኢማራትን ስዑዲ ዓረብን ይበጽሕ

ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብ ሕቡራት ኢማራትን ስዑዲ ዓረብን ይበጽሕ

Radio Erena: 19 July 2018 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብ ሕቡራት ኢማራትን ስዑዲ ዓረብን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም። ብሰሉስ 18 ሓምለ ናይ ሕቡራት ኢማራት ዑደቱ ዝዛዘመ ፕረዚደንት ኣልበሽር፣ ናይ [...]
1 630 631 632 633 634 914 6320 / 9135