Category: News

1 632 633 634 635 636 912 6340 / 9115
ኮሚሽን ሰላምን ጸጥታን ሕብረት ኣፍሪቃ ንኤርትራን ጂቡቲን ክሽምግል’ዩ

ኮሚሽን ሰላምን ጸጥታን ሕብረት ኣፍሪቃ ንኤርትራን ጂቡቲን ክሽምግል’ዩ

ኮሚሽን ሰላምን ጸጥታን ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ነቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጂቡቲን ዘሎ ዶባዊ ምስሕሓብ ክሽምግል ውሳኔ ኣሕሊፉ። እቲ ኮሚሽን መበል 29 ስሩዕ ኣኼብኡ ድሕሪ ምዝዛሙ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ፣ ብተበግሶ ቐጠር ዝጀመረ መንጎኝነት ኣ [...]

ኢትዮጵያ ቀዪዳቶም ዝጸንሐት 120 ሶማላውያን ናጻ ክትሰዶም ምዃና ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማልያ ኣፍሊጡ

ኢትዮጵያ ቀዪዳቶም ዝጸንሐት 120 ሶማላውያን ናጻ ክትሰዶም ምዃና ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማልያ ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሓሰን ዓሊ ክያር ኣብ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ንምስታፍ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቐነየሉ ምስ ሰበስልጣን መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምዝር [...]
ኣብ የመን፣ ሶማልያን ደቡብ ሱዳንን ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ናይ ሞት ሓደጋ የንጸላልዎም

ኣብ የመን፣ ሶማልያን ደቡብ ሱዳንን ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ናይ ሞት ሓደጋ የንጸላልዎም

ኣብ የመን፣ ሶማልያን ደቡብ ሱዳንን ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ብዋሕዲ መኣዛዊ መግቢ ዝሳቐዩ ዘለዉ ህጻናት ናይ ሞት ሓደጋ የንጸላልዎም ምህላዉ ዪኒሴፍ ኣጠንቂቑ። ዪኒሴፍ ብዕለት ሓደ ሓምለ ካብ ጀኔቫ ኣብ ዘመሓላለፎ መግለጺ፣ ኣብ ሱዳን ልዕሊ 2 [...]
ኣብ ቤት ማእሰርታት ዓሰብ ዝርከቡ ዜጋታት የመን ብኢሰብኣዊ ኣተሓሕዛ ይሳቐዩ ከምዘለዉ ዳግማይ ክሲ ቀሪቡ

ኣብ ቤት ማእሰርታት ዓሰብ ዝርከቡ ዜጋታት የመን ብኢሰብኣዊ ኣተሓሕዛ ይሳቐዩ ከምዘለዉ ዳግማይ ክሲ ቀሪቡ

       ብግብረ ሽበራ ተጠርጢሮም ኣብ ቤት ማእሰርታት ዓሰብ ዝርከቡ ዜጋታት የመን ብኢሰብኣዊ ኣተሓሕዛ ይሳቐዩ ከምዘለዉ ዳግማይ ክሲ ቀሪቡ።        ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣባላት ግብረ ሽበራ’ዮም ኢላ ዝጠርጠረቶም የመናውያን ኣብ ዝ [...]

ፕረዚደንት ኣልበሽር፣ በይናዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ኣዋጅ ኣውጺኡ

           ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ በይናዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ኣዋጅ ከምዘውጸአ፣ መንግስታዊ ምንጭታት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን። ፕረዚደንት ኣልበሽር ብሰምበት ኣብ ዘውጸኦ ግዚያዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ኣዋጅ፣ ክሳብ [...]

ከተማ ካሌ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ብዝተላዕለ ግጭት 16 ሰባት ቆሲሎም

             ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ፈረንሳ ከተማ ካሌ ኣብ መንጎ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ብዝተላዕለ ግጭት 16 ሰባት ከምዝቖሰሉ ተገሊጹ። ኣብቲ ብቀዳም 01 ሓምለ ከባቢ ፍርቂ መዓልቲ ዝተጀምረ ግጭት ኣብ መንጎ ኤርትራውያንን ኢ [...]

ሱዳን ወግዓዊ መርገጺኣ ከተፍልጥ ጻውዒት ቀሪቡ

          ዲፕሎማስያዊ ወጥሪ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ እንዳዓረገ ኣብ ዝመጻሉ ዘሎ እዋን፣ ሱዳን ወግዓዊ መርገጺኣ ከተፍልጥ ጻውዒት ቀሪቡ። ኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ኣብ ሱዳን ዓሊ ቢን ሓሰን ጃፋር ምስ ሱዳናዊት ጋዜጣ ኣብ ዝገበሮ ቃለ [...]

መንግስቲ እስራኤል ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ዝምለሱሉ መንገዲ ንምንዳይ ሓድሽ መጽናዕቲ የካይድ

        መንግስቲ እስራኤል ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ዝምለሱሉ መንገዲ ንምንዳይ ሓድሽ መጽናዕቲ ንኸካይድ ምስ ሓደ ዘይመንግስታዊ ማእከል ስምምዕ ከምዘካየደ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።         ማዕከን [...]

ባይቶ ጸጥታ ዞባ ዳርፉር ዝነበረ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ንዝበዝሐ ክፋሉ ክስሕቦ ምዃኑ ኣፍሊጡ

         ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን ዞባ ዳርፉር ዝነበረ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ንዝበዝሐ ክፋሉ ክስሕቦ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ካብቲ ኣብ ዳርፉር ተዋፊሩ ዘሎ 19 ሽሕ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ብልዕሊ ሰለስተ ርብዒ ክጎድል ምዃኑ [...]

ጉጅለ ኣልሸባብ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ብዘካየዶ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ ኣካዪዱ

         ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ብዘካየዶ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ ሸውዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ኣሶሼትድ ፕረስ ገሊጹ። ኣብቲ ብሓሙስ ኣብ ሓደ መደበር ፖሊስ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ነታጒ ዝጸዓነት መኪና ናብ ቀጽሪ [...]
1 632 633 634 635 636 912 6340 / 9115