Category: News

1 61 62 63 64 65 968 630 / 9676
ሑቲ፣ ኣብ 72 ሰዓታት፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓያሎ መራኽብ ከምዘጥቅዓ ገሊጹ

ሑቲ፣ ኣብ 72 ሰዓታት፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓያሎ መራኽብ ከምዘጥቅዓ ገሊጹ

RADIO ERENA – Tuesday, 09 April 2024 ሑቲ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ 72 ሰዓታት፣ ብቀይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ ዝመላለሳ ዝነበራ ሓያሎ መራኽብ መጥቃዕቲ ከምዝፈጸመ ገሊጹ። ኣፈኛ ሑቲ፣ ያሕያ ሳሪዕ፣ ብቴሌቪዥን ኣብ የመን [...]
ሱዳን፣ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ኣብ ሓንቲ ቁሸት 28 ሰባት ተቐቲሎም

ሱዳን፣ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ኣብ ሓንቲ ቁሸት 28 ሰባት ተቐቲሎም

RADIO ERENA – Tuesday, 09 April 2024 ኣብ ሱዳን ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ፈጣን ሓይልታትን ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት፣ ብቀዳም 06ሚያዝያ፣ ኣብ ሓንቲ ቁሸት፣ 28 ሰለማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ንኮሚቴ ሓካይም [...]
ኢትዮጵያ፣ 1.7 ቢልዮን ዶላር ልቃሕ ካብ ባንክ ዓለም ተፈቒዱላ

ኢትዮጵያ፣ 1.7 ቢልዮን ዶላር ልቃሕ ካብ ባንክ ዓለም ተፈቒዱላ

RADIO ERENA – Tuesday, 09 April 2024 ኢትዮጵያ፣ 1.7 ቢልዮን ዶላር ልቓሕ ካብ ባንክ ዓለም ከምዝተፈቕደላ ሚኒስተሪ ፋይናንስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ልቕሕ፣ ኣብ ቀረብ ኣገልግሎታት ኤሌክትሪሲቲ፣ ማይን መግብታ [...]
‘ሩስ ኩክ’ ካብ ጫፍ ንጫፍ ኣፍሪቃ ብጉያ ወዲኡ

‘ሩስ ኩክ’ ካብ ጫፍ ንጫፍ ኣፍሪቃ ብጉያ ወዲኡ

RADIO ERENA – Monday, 08 April 2024 'ሩስ ኩክ' ዝተባህለ እንግሊዛዊ ጎያያይን ናይ ረድኤት ሓገዝ ኣዋህላልን ካብ ደቡብ ጫፍ ኣፍሪቃ ናብ ሰሜን ብምጉያይ ክብረወሰን ሴሩ:: እቲ 'ብብርቱዕ ጊንጢ' (‘H [...]
ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ‘እስራኤል ብገበናት ኲናት’ ክትሕተት ይእምም

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ‘እስራኤል ብገበናት ኲናት’ ክትሕተት ይእምም

RADIO ERENA – Monday, 08 April 2024 ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት እስራኤል ኣብ ወሽመጥ ቃዛ ብእተካይዶ ዘላ ኲናትን ጃምላዊ መቕጻዕትን ተሓታቲት ክኸውን ዘኽእል እማመ ኣጽዲቑ:: [...]
ፖል ካጋመ ምኽንያት ጃምላዊ ህልቂት ሩዋንዳ ንማሕበረሰብ ዓለም ይነቅፍ

ፖል ካጋመ ምኽንያት ጃምላዊ ህልቂት ሩዋንዳ ንማሕበረሰብ ዓለም ይነቅፍ

RADIO ERENA – Monday, 08 April 2024 ትማሊ ሰንበት 7 ሚያዝያ መበል 30 ዓመት ዝኽሪ ‘ህልቂት ሩዋንዳ’ ኣብ ዝተገብረሉ እዋን ፕረዚደንት ኣብ ዘስመዖ መደረ 'ህልቂት ሩዋንዳ ደው ክብል ይኽእል ኔሩ' ብምባል [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 07 April 2024 Radio Erena · ሰንበት 07 ሚያዝያ 2024     [...]
እስራኤል፣  ኣፍደገታት ሰብኣዊ ረድኤት ክትከፍት ተሰማሚዓ

እስራኤል፣ ኣፍደገታት ሰብኣዊ ረድኤት ክትከፍት ተሰማሚዓ

RADIO ERENA – Friday, 05 April 2024 ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ኣብ ዝገበሮ ናይ ቴሌፎን ዝርርብ ሰለስተ ኣፍደገታት ሰብኣዊ ረድኤት ክኽፈቱ ተሰማሚዖም። [...]
ሓላፊ ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ማሊክ ኣጋር ኣብ ደቡብ ሱዳን ምብጻሕ ኣካይዱ

ሓላፊ ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ማሊክ ኣጋር ኣብ ደቡብ ሱዳን ምብጻሕ ኣካይዱ

RADIO ERENA – Friday, 05 April 2024 ማሊክ ኣጋር ዘካየዶ መገሻ ደቡብ ሱድን፣ ካብ ሃገራት እቲ ዞባ ደገፍ ንምርካብ ዝዓለመ ምኻኑ ዝተፈላለዩ ፖለቲከኛታት ይገልጹ። ምክትል ኣቦ መንበር ልኡላዊ ቤት ምኽሪ [...]
መንግስቲ ሶማል፦ ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ ሰጒጉ፡ ክልተ ኣብያተ ጽሕፈት ቆንስል ዓጽዩ

መንግስቲ ሶማል፦ ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ ሰጒጉ፡ ክልተ ኣብያተ ጽሕፈት ቆንስል ዓጽዩ

RADIO ERENA – Thursday, 04 April 2024 መንግስቲ ሶማል፡ ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ ካብ ሃገሩ ከምዝሰጎጎ ሮይተርስ ሓቢሩ። እቲ መንግስቲ ብዘይካ'ዚ፡ ኣብ ርእሰ ምምሕዳራት ሶማሊላንድን ፑንትላንድን ንዝነበረ ኣብያተ [...]
1 61 62 63 64 65 968 630 / 9676