Category: News

1 621 622 623 624 625 911 6230 / 9107
ህይወት ስደተኛታት ንምድሓን፣ ብስምጢር ዝገበርክዎ ስራሕ የለን ይብሉ ኣባ ሙሴ ዘርኣይ

ህይወት ስደተኛታት ንምድሓን፣ ብስምጢር ዝገበርክዎ ስራሕ የለን ይብሉ ኣባ ሙሴ ዘርኣይ

Radio Erena: 18 August 2017 ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ተሓባቢርኩም ተባሂሎም ብፖሊስ ኢጣልያ መርመራ ዝካየደሎም ዘሎ ኣባ ሙሴ ዘርኣይ፣ ህይወት ስደተኛታት ንምድሓን ኣብ ዝገበርዎ ናይ ሓያሎ ዓመታት ጻዕሪ፣ ብምስጢ [...]
ኣመሪካ፣ መሰል ሃይማኖታት ናይ ዝግሃሰለን ሃገራት ጸብጻብ ዘርጊሓ

ኣመሪካ፣ መሰል ሃይማኖታት ናይ ዝግሃሰለን ሃገራት ጸብጻብ ዘርጊሓ

Radio Erena: 18 August 2017 ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ መሰል ሃይማኖት ብኸቢድ ናይ ዝግሃሰለን ሃገራት ጸብጻብ ዘርጊሑ። ጸሓፊ እቲ ክፍሊ ሬክስ ቲለርስን ድሕሪ ምዝርጋሕ እቲ ጸብጻብ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሱዳን፣ ባሕሬይ [...]
ዝምድና ሱዳንን ኢትዮጵያ፣ ብደረጃ ዞባ ጥራይ ዘይኮነ ብደረጃ ዓለም’ውን ከም ኣብነት ዝጥቀስ ምዃኑ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ገሊጹ

ዝምድና ሱዳንን ኢትዮጵያ፣ ብደረጃ ዞባ ጥራይ ዘይኮነ ብደረጃ ዓለም’ውን ከም ኣብነት ዝጥቀስ ምዃኑ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ገሊጹ

Radio Erena: 18 August 2017 ዝምድና ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ብደረጃ ዞባ ጥራይ ዘይኮነ ብደረጃ ዓለም'ውን ከም ኣብነት ዝጥቀስ'ዩ ክብል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኢብራሂም ጋንዶር ገሊጹ። ንሱ ነዚ ዝገለጸ ድሕሪ'ቲ ፕረዚ [...]
መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣  ካብ ግብጺ ካልኣይቲ ናይ መጓዓዝያ ነፋሪትብ ኽራይ ንምምጻእ ጻዕርታት የካይድ

መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ካብ ግብጺ ካልኣይቲ ናይ መጓዓዝያ ነፋሪትብ ኽራይ ንምምጻእ ጻዕርታት የካይድ

Radio Erena: 17 August 2017 ዋንነቱ ናይ መንግስቲ ኤርትራ ዝኾነ መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ካልኣይቲ ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት ካብ ግብጺ ብኽራይ ንምምጻእ ጻዕርታት የካይድ ከምዘሎ ተሓቢሩ። መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ዝነበረቶ ቦይ [...]
ሱዳን፣ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን ንዝርከቡ ስደተኛታት ተወሳኺ ሓገዝ ክገብረሎም ትጽውዕ

ሱዳን፣ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን ንዝርከቡ ስደተኛታት ተወሳኺ ሓገዝ ክገብረሎም ትጽውዕ

Radio Erena: 17 August 2017 ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን ንዝርከቡ ስደተኛታት ተወሳኺ ሓገዝ ክገብረሎም መንግስቲ ሱዳን ጸዊዑ። እቲ መንግስቲ ነዚ ዝጸውዐ፣ ሚኒስተር ኣህጉራዊ ዝምድናታት እድሪስ ሱሌማን ንወኪል ላዕለዋይ ኮሚ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ የመን ካብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ክትስሕብ ከምእተደሊ ተቓሊዑ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ የመን ካብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ክትስሕብ ከምእተደሊ ተቓሊዑ

Radio Erena: 17 August 2017 ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ የመን ካብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ክትስሕብ ከምእትደሊ ቀዳማይ ወራሲ ዓራትን ሚኒስተር ምክልኻልን እታ ሃገር መሓመድ ቢን ሳልማን ንሰበ ስልጣን ኣመሪካ ምሕባሩ ተቓሊዑ። ስዑዲ ዓ [...]
ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝምድንአን ንምድልዳል ተወሳኺ ስጉምታት ይወስዳ

ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝምድንአን ንምድልዳል ተወሳኺ ስጉምታት ይወስዳ

Radio Erena: 16 August 2017 መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ኣቐዲሙ ንዝኸተመ ኣብ ጸጥታ ዶብን ሓባራዊ ረብሓታት ዘተኮረ ስምምዓት ብዝያዳ ንምድልዳል ዝዓለም ርክብ የካይዱ። እዚ ተበግሶ ከምዝተወስደ ዝግለጽ ዘሎ፣ ቀዳማይ ሚኒ [...]
ፕረዚደንት ግብጺ ኣብ ርዋንዳ ምብጻሕ ይፍጽም

ፕረዚደንት ግብጺ ኣብ ርዋንዳ ምብጻሕ ይፍጽም

Radio Erena: 16 August 2017 ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ኣብ ርዋንዳ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ። እቲ ፕረዚደንት ትማሊ 15 ነሓሰ ኣብ ከተማ ኪጋሊ ኣብ ዝኣተወሉ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ደጊሙ ኣብ ምር [...]
ምክትል መራሒ ኣልሸባብ ነበር ኢዱ ሂቡ

ምክትል መራሒ ኣልሸባብ ነበር ኢዱ ሂቡ

Radio Erena: 16 August 2017 ምክትል መራሒ ኣልሸባብ ነበር ኣቡ መንሱር ሙክታር ሮቦው፣ ናብ ሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ኢዱ ከምዝሃበ መንግስቲ ሶማል ኣረጋጊጹ። ሙክታር ሮቦው ካብ 2013 ኣትሒዙ ምስቲ ምስ ኣረሜናዊ [...]
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ምድሓን ስደተኛታት ክነጥፋ ዝጸንሓ ስለስተ ትካላት ግብረ ሰናይ ስርሐን የቛርጻ

ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ምድሓን ስደተኛታት ክነጥፋ ዝጸንሓ ስለስተ ትካላት ግብረ ሰናይ ስርሐን የቛርጻ

Radio Erena: 15 August 2017 ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ንዝተበገሱ ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ናይ ምድሓን ስርሒታት ከካይዳ ዝጸንሓ ሰለስተ ትካላት ግብረ ሰናይ ንጥፈታተን ከምዘቋረጻ ሓቢረን። ብፈረንሳውያን ዝተመስረተ [...]
1 621 622 623 624 625 911 6230 / 9107