Category: News

1 58 59 60 61 62 968 600 / 9676
ሱዳን፡ ኣማሓዳሪ ዞባ ከሰላ ዝርከቦም ሓያሎ ሰበ ስልጣን ካብ መዝነቶም ተኣልዮም

ሱዳን፡ ኣማሓዳሪ ዞባ ከሰላ ዝርከቦም ሓያሎ ሰበ ስልጣን ካብ መዝነቶም ተኣልዮም

RADIO ERENA – Tuesday, 23 April 2024 ኣቦ መንበር ሉአላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፡ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን፡ ንኣማሓዳሪ ናይቲ ምስ ኤርትራ ዝዳወብ ዞባ ከሰላ፡ መሓመድ ሙሳ ካብ መዝነቱ ከምዝኣለዮ ራድዮ ዳባን [...]
ጀርመን ኣሰረ ፈረንሳ ብምስዓብ፡  ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ተዋፊረን ዝጸንሓ ናይ ኲናት መራኽባ ስሒባ

ጀርመን ኣሰረ ፈረንሳ ብምስዓብ፡ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ተዋፊረን ዝጸንሓ ናይ ኲናት መራኽባ ስሒባ

RADIO ERENA – Tuesday, 23 April 2024 ሃገራት ኤውሮጳ፡ ነቲ ሑቲ ናይ የመን ብቀይሕ ባሕሪ ንዝመላለሳ መራኽብ ዝፍጽሞ ዘሎ መጥቃዕታት ንምግታእ ዘዋፈርኦ ሓይሊ ባሕሪ ይስሕባ ኣለዋ። ፈረንሳ፡ ኣዋፊራ ዝነበረ ፍ [...]
ኢጣልያ፡ ከም ኣካል ፖሊሲ ምግታእ ዋሕዚ ስደተኛታት፡ ምስ ኤርትራ ናይ ምትሕግጋዝ ውዕላት ንምክታም መዲባ ከምዘላ ገሊጻ

ኢጣልያ፡ ከም ኣካል ፖሊሲ ምግታእ ዋሕዚ ስደተኛታት፡ ምስ ኤርትራ ናይ ምትሕግጋዝ ውዕላት ንምክታም መዲባ ከምዘላ ገሊጻ

RADIO ERENA – Tuesday, 23 April 2024   ኢጣልያ፡ ኣብ ኣህጉራዊ ተነጽሎ ምስ ዘላ ኤርትራ ምትሕግጋዝ ትገብር ቀዳመይቲ ካብ ሃገራት ምዕራብ ክትከውን ከምእትደሊ ምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ [...]
ኣትሌት ናዝሬት ወልዱ ቀዳመይቲ ኮይና ተዓዊታ

ኣትሌት ናዝሬት ወልዱ ቀዳመይቲ ኮይና ተዓዊታ

RADIO ERENA – Monday, 22 April 2024   ኤርትራዊት ኦሎምፒካዊት ኣትሌት ናዝሬት ወልዱ ብሰንበት 21 ሚያዝያ ኣብ ኦስትርያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ከተማ ቪን ቀዳመይቲ ኮይና ብምውጻእ ረዚን [...]
ኣብ ማእሰርቲ ትርከብ ኣስቴር ዮውሃንስ፣ መበል 65 ዕድሜኣ ብስድራቤታን ፈተውታን ተጸንቢሉ

ኣብ ማእሰርቲ ትርከብ ኣስቴር ዮውሃንስ፣ መበል 65 ዕድሜኣ ብስድራቤታን ፈተውታን ተጸንቢሉ

RADIO ERENA – Monday, 22 April 2024 ብዘይ ክሲ፣ ፍርዳዊ መስርሕ፣ ናይ ጠበቓ መሰል፣ ይግባይ ናይ ምባል መሰል፣ ስድራቤት ናይ ምርኣይ መሰልን ካልእ መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰላትን ኣብ ካልኣይ መደበር ኣስመራ ተ [...]
ስዊዘርላንድ – ‘ዋዕላ ጥዕና ኣእምሮ’ ተኻይዱ

ስዊዘርላንድ – ‘ዋዕላ ጥዕና ኣእምሮ’ ተኻይዱ

RADIO ERENA – Monday, 22 April 2024 ብቐዳም 20 ሚያዝያ ኣብ ከተማ ሉዛን ስዊዘርላንድ ብዓይነቱ ፍልይ ዝበለ ብኤርትራውያን ዝተዳለወ 'ዋዕላ ጥዕና ኣእምሮ' ተኻይዱ:: እቲ 'ገዛና' ብዝተባህለ ናይ ምት [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 21 April 2024 Radio Erena · ሰንበት 21 ሚያዝያ 2024   [...]
መብዛሕትአን ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ መንጎ እስራኤልን ኢራንን ተኸሲቱ ዘሎ ወጥሪ ዝምልከት ጸግዒ ካብ ምሓዝ ይቑጠባ

መብዛሕትአን ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ መንጎ እስራኤልን ኢራንን ተኸሲቱ ዘሎ ወጥሪ ዝምልከት ጸግዒ ካብ ምሓዝ ይቑጠባ

RADIO ERENA – Friday, 19 April 2024 ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ኢራንን ኣብ ልዕሊ ተኸሲቱ ዘሎ ወጥሪ መብዛሕትአን ሃገራት ኣፍሪቃ ርእይቶ ኣብ ምሃብ ይኹን ወገን ኣብ ምሓዝ ተቖጢበን ከም ዘለዋ ተገሊጹ። ድሕ [...]
ጓል ኣባል ባይቶ ኣመሪካ እስራ ሂርሲ ካብ ትምህርታ ተኣጊዳ

ጓል ኣባል ባይቶ ኣመሪካ እስራ ሂርሲ ካብ ትምህርታ ተኣጊዳ

RADIO ERENA – Friday, 19 April 2024 ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝርከብ ኮሎምብያ ዩኒቨርሲቲ ድሕሪ ዝተገብረ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ፍልስጤማውያን ተካይዶ ዘሎ መጥቃዕቲ ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ፣ ጓላ ንኣባል ባይቶ ኣመሪካ [...]
ኤርትራ፣ 46 ተወለድቲ ትግራይ ካብ ቤት ማእሰርቲ ተፈቲሖም

ኤርትራ፣ 46 ተወለድቲ ትግራይ ካብ ቤት ማእሰርቲ ተፈቲሖም

RADIO ERENA – Friday, 19 April 2024 መንግስቲ ኤርትራ ብዓርቢ 12 ሚያዝያ 46 ተወለድቲ ትግራይ ካብ ቤት ማእሰርቲ ከም ዝፈትሐ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ገሊጸን። ካብ ክልተ ወርሒ ክሳብ ልዕሊ ሓደ ዓመ [...]
1 58 59 60 61 62 968 600 / 9676