Category: News
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA - Sunday, 28 April 2024
Radio Erena · ሰንበት 28 ሚያዝያ 2024
[...]
ካፍ፣ ሞሮካዊት ክለብ ረናሳንስ በርካን ኣብ ልዕሊ ኣአንጋዲት ጋንታ ዩኤስኤምኤ ናይ ኣልጀርያ 3ብ0 ክትዕወት ወሲኑ
RADIO ERENA – Friday, 26 April 2024
ብሰንበት ኣብ መንጐ ሞሮካዊት ክለብ በርካንን ኣልጀርያዊት ክለብ ኡስማን ክሳለጥ ተመዲቡ ዝነበረ፤ ቀዳማይ እግሪ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ፍርቒ ፍጻመ ንዋንጫ ኮንፈደረሽን ኩዕሶ [...]
ኣብ ሱዳን ልዕሊ 160 ደቂንስትዮ ከምዝተጨውያ ሓድሽ ጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ ግብጺ፣ 16 ደቂንስትዮ ተኣሲረን
RADIO ERENA – Friday, 26 April 2024
ብጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዶጋሎ ዝምራሕ ፈጣን ሓይልታት፤ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ልዕሊ 160 ደቂንስትዮ ከምዝጨወየ ሓድሽ ጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።
እዚ ብዛዕባ ም [...]
ኣብ 1991 ደው ዝበለ ኩዕታ ነዳዲ ሶማል ዳግም ይበራበር
RADIO ERENA – Friday, 26 April 2024
ብኩባንያታት ሸቭሮን፣ኢኒ፣ኤክሶንሞቢልን ሸልን ዝርከብዎም ዓለምለኻውያን ኩባንያታት ነዳዲ ኣብ 1950ታት ኣብ ሶማልያ ዳህሳስ ጀሚሮም እኳ እንተነበሩ፣ ኣብ መጀመርታ 199 [...]
ቀይሕ ባሕሪ፣ ሓንቲ ናይ ንግዲ መርከብ ካብ መጥቃዕቲ ንስክላ ኣምሊጣ
RADIO ERENA – Thursday, 25 April 2024
ብረቡዕ 24 ሚያዝያ፣ ብቀይሕ ባሕሪ እትሓልፍ ዝንበረት ናይ ንግዲ መርከብ፣ ካብ ዝተተኮሰላ ሚሳይላት፣ ካብ መጥቃዕቲ ንስክላ ከምዘምለጠት ተሓቢሩ።
እታ ዛጊት ዋንነት ዘ [...]
ጂቡቲ፣ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ጽዒና ዝነበረት ጃልባ ብምጥሓላ ብውሕዱ 21 ሰባት ሞይቶም
RADIO ERENA – Thursday, 25 April 2024
ኣብ ገማግም ባሕሪ ጂቡቲ፣ ኢትዮጳውያን ተመለስቲ ስደተኛታት ጽዒና ዝነበረት ጃልባ፣ ብሰሉስ 23 ሚያዝያ፣ ብምጥሓላ ቆልዑን ደቂንስትዮን ዝርከብዎም ብውሕዱ 21 ሰባት ከምዝሞ [...]
‘ቀቢላ ብን ዓምር፣ መበቆሎም ኤርትራ ስለዝኾነ፣ ዜግነት ሱዳን ክሕደጉ ኣለዎም’ ሓላፊ ጸጥታ ዞባ ከሰላ ነበር
RADIO ERENA – Thursday, 25 April 2024
ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዝርከቡ ዜጋታት ሱዳን፣ መበቆሎም ካብ ካልእ ሃገር ስለዝኾነ ዜግነት ሱዳን ክሕደጉ ኣለዎም ዝበለ ሓላፊ ጸጥታ እቲ ዞባ ነበረ፣ ብርጋዴር ባድረዲን ዓብደልሓ [...]
ወኪል ሱዳን ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣልሓሪት እድሪስ፣ ባይቶ ጸጥታ ንሕቡራት ኢማራት ዓረብ ክኹንን ጸዊዑ
RADIO ERENA - Wednesday, 24 April 2024
ወኪል ሱዳን ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣልሓሪት እድሪስ፣ ኢማራት ዓረብ ንፈጣን ሓይልታት ሱዳን ኣጽዋር፣ መካይንን ፋይናንሳዊ ደገፍን ትድግፍ'ያ ብዝብል ባይቶ ጸጥታ ክኹንን ድሕ [...]
ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝኾነት መንገዲ ኣየር ሓተቲ ዑቕባ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ሩዋንዳ ንምግዓዝ ከይትተሓባበር ጸዊዑ
RADIO ERENA - Wednesday, 24 April 2024
ዝኾነት መንገዲ ኣየር ሓተቲ ዑቕባ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ሩዋንዳ ንምግዓዝ ክተሓባበሩ የብሎምን ክብሉ ክኢላታት ሕቡራት ሃገራት ይገልጹ።
ከምዚ ዓይነት ተግባራት ነተን [...]
ፈረንሳ፣ ናብ ብሪጣንያ ክሰግሩ ዝፈተኑ ሓደ ቆልዓ ዝርከቦም ሓሙሽተ ሰባት ጥሒሎም
RADIO ERENA - Wednesday, 24 April 202
ካብ ሰሜናዊ ፈረንሳ፣ ዞባ ካሌ፣ ናብ ትማሊ 23 ሚያዝያ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ፣ ኣብ ናይ ጎማ ጃልባ ተጻዒኖም ናብ ብሪጣንያ ክሰግሩ ዝፈተኑ ብውሕዱ ሓሙሽተ ሰባት፣ ኣብ ባሕሪ [...]