Category: News

1 576 577 578 579 580 914 5780 / 9134
ኢትዮጵያ፣ ን19% ብርኪ ኣገልግሎታት ወደብ በርበራ ገዚኣቶ

ኢትዮጵያ፣ ን19% ብርኪ ኣገልግሎታት ወደብ በርበራ ገዚኣቶ

Radio Erena: 02 March 2018 ኢትዮጵያ ን19% ብርኪ ኣገልግሎታት ወደብ በርበራ፣ ናይ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ከምዝገዝኣቶ ጋልፍ ኒውስ ሓቢሩ። ኢትዮጵያ ነቲ፣ ኣብ ትሕቲ DP World ዝተባህለ ናይ ዱባይ ኣገልግሎታት ወ [...]
ላዕለዎት ወትሃደራውያን ኣዘዝቲ ናይተን ሰራዊተን ኣብ ሶማል ኣዋፊረን ዝርከባ ሃገራት ኣኼባ ኣካይዶም

ላዕለዎት ወትሃደራውያን ኣዘዝቲ ናይተን ሰራዊተን ኣብ ሶማል ኣዋፊረን ዝርከባ ሃገራት ኣኼባ ኣካይዶም

Radio Erena: 02 March 2018 ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ናይተን ሰራዊተን ኣብ ሶማል ኣዋፊረን ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ብ28 ለካቲት ኣብ ካምፓላ፣ ርእሰ ከተማ ኡጋንዳ ኣኼባ ከምዘካየዱ ማዕከን ዜና ደይሊ ሞኒተር ሓቢራ። እቶ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ተዓቒቦም ዝጸንሑ 88 ኤርትራውያን ስደኛታት ናብ ኢጣልያ ተጣይሶም

ኣብ ኢትዮጵያ ተዓቒቦም ዝጸንሑ 88 ኤርትራውያን ስደኛታት ናብ ኢጣልያ ተጣይሶም

Radio Erena: 01 March 2018 ኣብ ኢትዮጵያ ተዓቒቦም ዝጸንሑ 88 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኢጣልያ ከምዝተጣየሱ ሺንሁዋ ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ። እቶም ብሰኑይ 26 ለካቲት ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፋነዉ ኤርትራውያን፣ ኣካል ና [...]
ስዑዲ ዓረብ ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣካዪዳ

ስዑዲ ዓረብ ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣካዪዳ

Radio Erena: 01 March 2018 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ከምዘካየደት ኣፍሊጣ። እታ ሃገር፣ ምቅይያር ናይ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ዝርከቦም ኣብ ሚኒስትሪታት ምክልኻልን ውሽጣዊ ጉዳያትን ዝርከቡ ላዕ [...]
ፕረዚደንት በሽር፣ ንሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሱዳንን ኣዘዝቲ ሓይልታት ምድሪ፣ ኣየርን ባሕሪን ካብ መዝነቶም ሰጕጉ

ፕረዚደንት በሽር፣ ንሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሱዳንን ኣዘዝቲ ሓይልታት ምድሪ፣ ኣየርን ባሕሪን ካብ መዝነቶም ሰጕጉ

Radio Erena: 28 February 2018 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣል በሽር፣ ንሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሊዩተናንት ጀነራል ኢማድ ኣል ዲን ሙስጣፋ ዓዳዊ ካብ መዝነቱ ከምዝሰጎጎ ተሓቢሩ። እቲ ፕረዚደንት፣ ንመዝነት ሓለቓ ስታፍ ሰ [...]
ዋንጫ ዓለም፣ ናብ 10 ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት ተካይድ

ዋንጫ ዓለም፣ ናብ 10 ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት ተካይድ

Radio Erena: 28 February 2018 ዋንጫ ዓለም 2018 ኣብ ሩስያ ንምእንጋድ ኣስታት ኣርባዕተ ኣዋርሕ ጥራይ ተሪፍዎ ኣብ ዘሎ ግዜ፣ እታ ካብ ወርቂ ዝተሰርሐት ጽዋእ ኣብ 10 ሃገራት ኣፍሪቃ ምብጻሕ ተካይድ ኣላ። በዚ መሰረ [...]
ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ስትራቴጂ ይዝትያ

ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ስትራቴጂ ይዝትያ

Radio Erena: 28 February 2018 ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ስትራቴጂ ይዝትያ ምህላወን ምንጭታት ዜና ካብ ካርቱም ሓቢረን። እቲ ብሰኑይ 26 ለካቲት ኣብ ከተማ ካርቱም ዝተኸፍተ ዘተ፣ ክልቲኤን ሃገራት ብፖለ [...]
ጅቡቲ፣ ኣብ ናይ ባይቶ ምርጫ፣ ኣብ ስልጣን ዝርከብ ሰልፊ ብዓብላሊ ድምጺ ተዓዊቱ

ጅቡቲ፣ ኣብ ናይ ባይቶ ምርጫ፣ ኣብ ስልጣን ዝርከብ ሰልፊ ብዓብላሊ ድምጺ ተዓዊቱ

Radio Erena: 28 February 2018 ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ባይቶ ምርጫ፣ ኣብ ስልጣን ዝርከብ ሰልፊ ን58 ናይቲ 65 ሓፈሻዊ መናብራት ባይቶ ከምዝተዓወተሉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ኣስታት 194 [...]
ስዑዲ ዓረብ፣  ምስ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ብዝተሓሓዝ ልዕሊ 200 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ኣሲራ

ስዑዲ ዓረብ፣ ምስ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ብዝተሓሓዝ ልዕሊ 200 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ኣሲራ

Radio Erena: 27 February 2018 ስዑዲ ዓረብ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ንዘይብሎም ዜጋታት ወጻኢሃገራት ንምህዳን ኣብዚ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ዘካየደቶም ስርሒት፣ ልዕሊ 670 ሽሕ ሰባት ከምዝኣሰረት ኣገልግሎት ዜና ስዑዲ ብሰን [...]
ርዋንዳ፣ ብሰንኪ ዋሕዲ መቑነን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ሓያሎ ስደተኛታት ተቐቲሎም

ርዋንዳ፣ ብሰንኪ ዋሕዲ መቑነን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ሓያሎ ስደተኛታት ተቐቲሎም

Radio Erena: 27 February 2018 ኣብ ርዋንዳ ተዓቝቦም ዝርከቡ ኣሽሓት ስደተኛታት ኮንጎ፣ ብሰንኪ ዋሕዲ መቑነን ኣብ ዘካይድዎ ዝነበሩ ተቓውሞ ምስ ፖሊስ እታ ሃገር ብምግጫዎም ብውሕዱ 11 ሰባት ከምዝተቐትሉ ሕቡራት ሃገራት [...]
1 576 577 578 579 580 914 5780 / 9134