Category: News

1 577 578 579 580 581 914 5790 / 9134
ሕ/ ኢማራት ንየመን ንምብትታን ትሰርሕ ከምዘላ ሓደ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን መንግስቲ የመን ወቒሱ

ሕ/ ኢማራት ንየመን ንምብትታን ትሰርሕ ከምዘላ ሓደ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን መንግስቲ የመን ወቒሱ

Radio Erena: 27 February 2018 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንየመንንምብትታን ትሰርሕ ከምዘላ፣ ሚኒስተር መራኸቢታት መንግስቲ የመን ሳልሕ ኣል ጋንዋሚ ውቒሱ። ንሱ ነዚ ዝውቕስ ዘሎ፣ ብሕቡራት ኢማራት ጥራይ ዝእዘዙ ኣብ ዓደን [...]
ፈረንሳ፣ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም፣ ብዘይኣላዩ ዝመጹ ትሕቲ ዕድመ  ስደተኛታት ናብ ኢጣልያ ትመልስ ምህላዋ ትኽሰስ

ፈረንሳ፣ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም፣ ብዘይኣላዩ ዝመጹ ትሕቲ ዕድመ ስደተኛታት ናብ ኢጣልያ ትመልስ ምህላዋ ትኽሰስ

Radio Erena: 26 February 2018 መንግስቲ ፈረንሳ፣ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ምዃኖም ዝተገልጹ ብዘይኣላዩ ዝመጹ ትሕቲ ዕድመ ስደተኛታት ናብ ኢጣልያ ትመልስ ከምዘላ 23 ማሕበራትን ተጣበቕቲ መሰል ስደተኛታት ናብ ቤት ፍርዲ [...]
ስደተኛታት ኤርትራን ሱዳንን ናይ ምስጓግ ፖሊሲ ንምቛም ኣስታት 20 ሽሕ ነበርቲ ከተማ ቴልኣቪቭ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ስደተኛታት ኤርትራን ሱዳንን ናይ ምስጓግ ፖሊሲ ንምቛም ኣስታት 20 ሽሕ ነበርቲ ከተማ ቴልኣቪቭ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 26 February 2018 ኣስታት 20 ሽሕ ዝተገምቱ ነበርቲ ደቡብ ቴልኣቪቭ ዝኾኑ እስራኤላውያን፣ ነቲ መንግስቲ እታ ሃገር ሓንጺጽዎ ዘሎ ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ናይ ምስጓግ ፖሊስ ንምቅዋም ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም [...]
ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድን ዱባይን ኣብ ምስፋሕ ውደብ በርበራ ተዘራሪበን

ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድን ዱባይን ኣብ ምስፋሕ ውደብ በርበራ ተዘራሪበን

Radio Erena: 26 February 2018 ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድን ዱባይን ኣብ ምስፋሕ ወደብ በርበራን ካልእ ናይ ወደብ ኣገልግሎታትን ብዝምልከት ከምዝተዘራረባ ተሓቢሩ። ፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊልናድን ሙሰ ቢሒ ዓብዲ ን [...]
ካናዳ ንምጥራዝ ስደተኛታት ካብ እስራኤል ትቃወም

ካናዳ ንምጥራዝ ስደተኛታት ካብ እስራኤል ትቃወም

Radio Erena: 25 February 2018      መንግስቲ እስራኤል ስደተኛታት ካብ ሃገሩ ብጃምላ ናይ ምጥራዝ ኣውጺኡዎ ንዘሎ መደብ፣ ካናዳ ናይ ተቓውሞ መግለጺ ኣውጺኣ። ቤት ጽሕፈት ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ካናዳ ብ19 ለካቲት ኣ [...]
መንግስቲ ጂቡቲ ሓደ ካብቲ ብሕቡራት ኢማራት ዓረብ ክመሓደር ዝጸንሐ ተርሚናል ወደብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሩ ኣእትዩ

መንግስቲ ጂቡቲ ሓደ ካብቲ ብሕቡራት ኢማራት ዓረብ ክመሓደር ዝጸንሐ ተርሚናል ወደብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሩ ኣእትዩ

Radio Erena: 25 February 2018 መንግስቲ ጂቡቲ ሓደ ካብቲ ብሕቡራት ኢማራት ዓረብ ክመሓደር ዝጸንሐ ተርሚናል ወደብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሩ ኣእትዩ። እቲ ዶራለ ዝተባህለ ተርሚናል ወደብ፣ ብ ዲፒ. ዎርልድ ዝተባህለ ናይ ኢማራት [...]
ው.ሕ.ሃ.፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ብገዛእ ፍቓዱ ስልጣኑ ከረክብ ምውሳኑ ብሓጎስ ተቐቢሉ

ው.ሕ.ሃ.፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ብገዛእ ፍቓዱ ስልጣኑ ከረክብ ምውሳኑ ብሓጎስ ተቐቢሉ

Radio Erena: 25 February 2018 ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ብገዛእ ፍቓዱ ስልጣኑ ከረክብ ምውሳኑ ብሓጎስ ከምዝተቐበሎ ገሊጹ። እቲ ውድብ ብዕለት 23 ለካቲት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲ [...]
ኡጋንዳ፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ኤርትራውያን ዝተጠርጠሩ ክልተ ኬንያውያን ተቐይዶም

ኡጋንዳ፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ኤርትራውያን ዝተጠርጠሩ ክልተ ኬንያውያን ተቐይዶም

Radio Erena: 23 February 2018 ፖሊስ ኡጋንዳ፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ኤርትራውያን ዝጠርጠሮም ክልተ ኬንያውያን ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወ ማዕከን ዜና ደይሊ ኔሽን ሓቢራ። ኣብ መኪና ዝተጻዕኑ፣ ኤርትራውያን ምዃኖም ዝገለጹ ክልተ [...]
ቱርኪ ኣብ ምብራቕ ሱዳን ኣብ ዕደና ነሓስ ክትነጥፍ’ያ

ቱርኪ ኣብ ምብራቕ ሱዳን ኣብ ዕደና ነሓስ ክትነጥፍ’ያ

Radio Erena: 23 February 2018 ቱርኪ፣ ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዞባ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ዕደና ነሓስ ክትነጥፍ ምዃና ተገሊጹ። እዚ ዝግለጽ ዘሎ፣ ልኡኽ መንግስቲ ቱርኪ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ሱዳን ድሕሪ ዘካየዶ ምብጻሕ'ዩ። እቲ ዕ [...]
ቻድ ምስ ቀጠር ኣቛሪጻቶ ዝጸንሐት ዝምድና ናብ ንቡር መሊሳ

ቻድ ምስ ቀጠር ኣቛሪጻቶ ዝጸንሐት ዝምድና ናብ ንቡር መሊሳ

Radio Erena: 23 February 2018 ቻድ ምስ ቀጠር ኣቛሪጻቶ ዝጸንሐት ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ናብ ንቡር ክትመልስ ወሲና። እታ ሃገር ነቲ፣ ካብ ወርሒ ነሓሰ ናይ 2017 ኣትሒዛ በቲኻቶ ዝጸንሐት ዝምድና ናብ ንቡር ንምምላስ፣ ሚ [...]
1 577 578 579 580 581 914 5790 / 9134