Category: News

1 161 162 163 164 165 979 1630 / 9784
ኤርትራ፣ 10ታት ሶማላውያን ተዓቝቦሙላ ዝጸንሑ እንኮ መዓስከር ስድተኛታት ጠቕሊላ ተዓጽያ

ኤርትራ፣ 10ታት ሶማላውያን ተዓቝቦሙላ ዝጸንሑ እንኮ መዓስከር ስድተኛታት ጠቕሊላ ተዓጽያ

Radio Erena: 28 March 2023 ኣብ ኤርትራ ኣብ እትርከብ፣ እንኮ መዓስከር ስደተኛታት እምኩሉ ዝጸንሑ 10ታት ሶማላውያን ስደተኛታት ናብ ዓዶም ተፋንዮም። እታ ኣብ ከባቢ ወደባዊት ከተማ ባጽዕ እትርከብ መዓስክር [...]
ሶማል፣ ኣብ 2026 ዝካየድ ምርጫ፣ ብቀጥታ ብህዝቢ ምዃኑ ፕረዚደንት ሓሰን ገሊጹ

ሶማል፣ ኣብ 2026 ዝካየድ ምርጫ፣ ብቀጥታ ብህዝቢ ምዃኑ ፕረዚደንት ሓሰን ገሊጹ

Radio Erena: 27 March 2023 ኣብ ሶማል፣ ኣብ ግንቦት 2026 ኣብ ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫ፣ ህዝቢ ብቀጥታ ከምዝሳተፍ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ምግላጹ ዘ ኢስት ኣፍሪካን ሓቢራ። ኣብዚ እዋን'ዚ፣ ወከልቲ ዞ [...]
ሰራዊት ሱዳን፣ በቲ ዝቐውም መሰጋገሪ መንግስቲ ከምዝእዘዝ ጀነራል ኣልቡርሃን ኣረጋጊጹ

ሰራዊት ሱዳን፣ በቲ ዝቐውም መሰጋገሪ መንግስቲ ከምዝእዘዝ ጀነራል ኣልቡርሃን ኣረጋጊጹ

Radio Erena: 27 March 2023 ድሕሪ ምውዳቕ ስርዓት በሺር፣ ኣብ ሚያዝያ 2019፣ ነዚ ዝሓለፈ ኣርባዕተ ዓመታት ስልጣን ብሒቱ ብዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ ዝእዘዝ ሰራዊት እታ ሃገር፣ ኣብ ትሕቲ መሰጋገሪ መንግስቲ ከምዝ [...]
ኤርትራውያን ነበርቲ ኡጋንዳ፣ ኣብ ከተማ ካምፓላ ወለንታዊ ናይ ጽሬት ወፈራ ኣካይዶም

ኤርትራውያን ነበርቲ ኡጋንዳ፣ ኣብ ከተማ ካምፓላ ወለንታዊ ናይ ጽሬት ወፈራ ኣካይዶም

Radio Erena: 27 March 2023 ኣብ ኡጋንዳ፣ ከባቢታት ከተማ ካምፓላ ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ወለንታዊ ናይ ጽሬት ወፈራ ከምዘካየዱ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ኣብ ካንሳንጋ፣ ኣብ ዝርከብ ሓያሎ ከባቢታ [...]
ናይ ዑቕባ ሕቶኦም ዝተነጽገ ኤርትራውያን ነበርቲ ስዊስ፣ ብዘይድሌቶም ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ክፋነዉ፣ ዝብል እማመ ቀሪቡ

ናይ ዑቕባ ሕቶኦም ዝተነጽገ ኤርትራውያን ነበርቲ ስዊስ፣ ብዘይድሌቶም ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ክፋነዉ፣ ዝብል እማመ ቀሪቡ

Radio Erena: 26 March 2023 ናይ ዑቕባ መሰል ዘይተዋህቦም ኤርትራውያን ነበርቲ ስዊዘርላንድ፣ ብዘይድሌቶም ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ክፋነዉ፣ ዝብል እማመ ቀሪቡ። ነቲ እማመ ዘቕረበ ኣባል ቆንስል ዳምያን ሚዩለር፣ ብገ [...]
ኮሚሽን ሃገራዊ ዋዕላ ኢትዮጵያ፣ ናብ ኦነግ ሸኔ ጻውዒት ኣቕሪቡ

ኮሚሽን ሃገራዊ ዋዕላ ኢትዮጵያ፣ ናብ ኦነግ ሸኔ ጻውዒት ኣቕሪቡ

Radio Erena: 26 March 2023 ኮሚሽን ሃገራዊ ዋዕላ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኦሮምያ ዝርከቡ ዕጡቓት ሓይልታት፣ ብረቶም ኣውሪዶም፣ ናብቲ ሃገራዊ ዘተ ክሳተፉ ጸዊዑ። ኣብ ዝተፈላለየ ክፋል ኢትዮጵያ ብዕጡቓት ሓይልታት ክካየድ ዝጸ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስታት ሶማልን ኒጀርን፣ ናይ ኣጽዋር ሓገዝ ክገብር ይምድብ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስታት ሶማልን ኒጀርን፣ ናይ ኣጽዋር ሓገዝ ክገብር ይምድብ

Radio Erena: 26 March 2023 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስታት ሶማልን ኒጀርን፣ ናይ ከበድቲ ኣጽዋር ሓገዝ ክገብር መደብ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ። ንጸጥታን ድሕነትን ዘማእከለ ዘተ ኣብ ከተማ ብራስለስ ኣብ ዝተኻየደሉ፣ ሓላፊ ጉዳ [...]
ሶማል፣ ብዝሒ ሃገራዊ ሰራዊት ልዕሊ 30 ሽሕ ክበጽሕ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ

ሶማል፣ ብዝሒ ሃገራዊ ሰራዊት ልዕሊ 30 ሽሕ ክበጽሕ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ

Radio Erena: 24 March 2023 ሶማል፣ ብዝሒ ሃገራዊ ሰራዊት ልዕሊ 30 ሽሕ ክበጽሕ ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስቲን መራሕቲ ዞባታትን ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ። ብመሰረት እቲ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ከምዝተበጽሐ ዝንገር ዘ [...]
ኤርትራን ኢትይጵያን ብኣመሪካ ንዝቐረበለን ክሲ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ነጺገን

ኤርትራን ኢትይጵያን ብኣመሪካ ንዝቐረበለን ክሲ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ነጺገን

Radio Erena: 24 March 2023 መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ንዝቐረበሎም ክሲ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ነጺጎም። "ጸሓፍ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ መርትዖ ዘይብሉን ጸለሎ ዝቐብ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ንኣቶ ጌታቸው ረዳ ግዜያዊ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ክኸውን ብወግዒ ሸይምዎ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ንኣቶ ጌታቸው ረዳ ግዜያዊ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ክኸውን ብወግዒ ሸይምዎ

Radio Erena: 23 March 2024 ብማእከላይ ባይቶ ህወሓት፣ ግዝያዊ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ክኸውን ዝተረቝሐ ኣቶ ጌታቸው ረዳ፣ ብቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ብወግዒ ተሸይሙ። ቤት ጽሕፈት እቲ ቀዳማይ ሚኒስተ [...]
1 161 162 163 164 165 979 1630 / 9784