Category: News

1 149 150 151 152 153 979 1510 / 9788
ተቐናቐንቲ ሓይልታት ሱዳን፤ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ መጥቃዕቲ ከይወርድ ክከላኸሉ ተሰማሚዖም

ተቐናቐንቲ ሓይልታት ሱዳን፤ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ መጥቃዕቲ ከይወርድ ክከላኸሉ ተሰማሚዖም

Radio Erena: 14 May 2023 ተቐናቐንቲ ሓይልታት ሱዳን፤ ኣብ ልዕሊ ሲቪላውያን ህዝቢ ዝኾነ መጥቃዕቲ ከይወርድ ክከላኸሉ ተሰማሚዖም። ኣብቲ ብመንጎኝነት ኣመሪካን ስዑዲ ዓረብን ዝካየድ ዘሎ ዝርርብ፤ ህጹጽ ሓገዝ ዘድልዮ ህዝቢ [...]
ዶባት ኬንያ፤ ሶማልን ኢትዮጵያን ክኽፈት እዩ

ዶባት ኬንያ፤ ሶማልን ኢትዮጵያን ክኽፈት እዩ

Radio Erena: 14 May 2023 ንኬንያ፤ ሶማልን ኢትዮጵያን ዘራኽብ ዶባት ንምኽፋት ዝዓለመ ሓድሽ ፕሮጀክት ተጀሚሩ። ነ'ዘን ሰለስተ ጎረባብቲ ሃገራት ዘራኽበን መስመራት ዶብ፤ ብሰንኪ ኣልሸባብ ዝፈጠሮ ጸጥታዊ ውሕስነት ተዓጽ [...]
መራሕቲ ጎረባብቲ ሱዳን ናይ ዝኾና ሰለስተ ሃገራት፣ ግብጺ፣ ደቡብ ሱዳንን ቻድን ኣብ ህሉው ኩነታት ክዝትዩ’ዮም

መራሕቲ ጎረባብቲ ሱዳን ናይ ዝኾና ሰለስተ ሃገራት፣ ግብጺ፣ ደቡብ ሱዳንን ቻድን ኣብ ህሉው ኩነታት ክዝትዩ’ዮም

Radio Erena: 12 May 2023 መራሕቲ ግብጺ፣ ደቡብ ሱዳንን ቻድን፣ ኣብ ሱዳን ተፈጢሩ ብዛዕባ ዘሎ ኩነታት ብዝምልከት ንምዝታይ፣ ኣብዚ ቀረባ፣ ዋዕላ ከካይዱ ምዃኖም ተሓቢሩ። እብ ግብጺ ዑደት ዘካይድ ዘሎ ኣማኻሪ [...]
ጂቡቲን ርዋንዳን፣ ኣብ ቁጠባ ክተሓጋገዛ ዘኽእልን ስምምዓት ከቲመን

ጂቡቲን ርዋንዳን፣ ኣብ ቁጠባ ክተሓጋገዛ ዘኽእልን ስምምዓት ከቲመን

Radio Erena: 12 May 2023 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ማሕሙድ ዓሊ ዮሱፍ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ጂቡቲ፣ ኣብ ርዋንዳ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ሚኒስተር፣ ብ10 ግንቦት፣ እብ ክተማ ኪጋ [...]
“ኤርትራ፣ ኣብ ዞባ ማእከል፣ ብሰንኪ ሓደጋ ተሽከርከርቲ ዝስዕብ ሞት ብ87.5% ወሲኹ።” ፖሊስ ትራፊክ

“ኤርትራ፣ ኣብ ዞባ ማእከል፣ ብሰንኪ ሓደጋ ተሽከርከርቲ ዝስዕብ ሞት ብ87.5% ወሲኹ።” ፖሊስ ትራፊክ

Radio Erena: 12 May 2023 ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ማእከል ገኒኑ ብሰንኪ ዘሎ ሓደጋ ተሽከርከርቲ፣ መጠን ሞት ብ87.5% ከምዝወሰኸ፣ ንኣዛዚ ፖሊስ ትራፊክ ናይቲ ዞባ፣ ሜጀር ሃይለ በራኺ ብምጥቃስ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ሓ [...]
ኬንያ ናብ ዳዕሽ ክጽንበሩ ሓሲቦም ዝበለቶም 3ተ ዜጋታታ ናብ ፍርዲ ኣቕሪባ

ኬንያ ናብ ዳዕሽ ክጽንበሩ ሓሲቦም ዝበለቶም 3ተ ዜጋታታ ናብ ፍርዲ ኣቕሪባ

Radio Erena: 11 May 2023 ኬንያ ናብ ዶብ ሶማል ብምስጋር፡ ምስቲ ኣብ ሶማል ዝነጥፍ ዕጡቕ ጉጅለ ዳዕሽ ክጽንበሩ ፈቲኖም ዝበለቶም ሰለስተ ዜጋታታ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ብምእታው ናብ ፍርዲ ኣቕሪባ። እቶም ኣብ ኣው [...]
ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሞ ምስ ዕጡቓት ኦነግ ዝግበር ዘተ ከም ዝቕጽል ኣፍሊጡ

ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሞ ምስ ዕጡቓት ኦነግ ዝግበር ዘተ ከም ዝቕጽል ኣፍሊጡ

Radio Erena: 11 May 2023 ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሞ፡ ነቲ ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ግንባር ሓርነት ኦሮሞን፡ ኣብ ታንዛንያ ዝተጀመረ ዝርርብ ንምቕጻል ጻዕርታቶም የካይዱ ምህላዎም ሓቢሩ። ወሃቢ ቃ [...]
ኣብ ክልል ትግራይ መስርሕ ምርጫ መንግስቲ ክካየድ’ዩ

ኣብ ክልል ትግራይ መስርሕ ምርጫ መንግስቲ ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 11 May 2023 ብመሰረት ኣብ መንጎ ሓይልታት ትግራይን ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን፣ ኣብ ፕሪቶርያ ዝተበጽሐ ስምምዕ፡ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝመጽእ ዓመት መንግስቲ ንምቛም ምርጫ ከም ዝካየድ ተሓቢሩ። [...]
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልተ ግንባራት ክልል ኦሮምያ መጥቃዕቲ ከፊቱ ክብል ኦነግ ገሊጹ

ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልተ ግንባራት ክልል ኦሮምያ መጥቃዕቲ ከፊቱ ክብል ኦነግ ገሊጹ

Radio Erena: 10 May 2023 ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ ኣብ ዝርከብ ክልተ ግንባራት መጥቃዕቲ ከምዝኸፈተ፣ ኣፈኛ ኦነግ፣ ኦዳ ታርቢ፣ ብ09 ግንቦት፣ ብትዊተር ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ገሊጹ። እቲ ሰራ [...]
ኣብ ጂዳ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ክልቲኦም ተጻረርቲ ሓይልታት ሱዳን፣ ዛጊት ውጽኢት ከምዘይተረኽቦ ተሓቢሩ

ኣብ ጂዳ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ክልቲኦም ተጻረርቲ ሓይልታት ሱዳን፣ ዛጊት ውጽኢት ከምዘይተረኽቦ ተሓቢሩ

Radio Erena: 10 May 2023 ካብ 06 ግንቦት ኣትሒዙ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ከተማ ጂዳ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ክልቲኦም ተጻረርቲ ሓይልታት ሱዳን፣ ዛጊት ዝኾነ እወታዊ ውጽኢት ከምዘይተረኽቦ፣ ንስዑዳዊ ዲፕሎማሰኛ ብምጥቃስ፣ ኣ [...]
1 149 150 151 152 153 979 1510 / 9788