Category: News

1 109 110 111 112 113 971 1110 / 9706
ፖሊስ እስራኤል ኣብ ተልኣቪቭ ዝርከባ 4 ናይ ኤርትራውያን ቤተ ክርስቲያናት ነዚ ቀዳመ ሰንበት ክዕጸዋ ኣዚዙ

ፖሊስ እስራኤል ኣብ ተልኣቪቭ ዝርከባ 4 ናይ ኤርትራውያን ቤተ ክርስቲያናት ነዚ ቀዳመ ሰንበት ክዕጸዋ ኣዚዙ

Radio Erena: Sunday, 10 September 2023 ፖሊስ እስራኤል ኣብ ከተማ ተልኣቪቭ ዝርከባ ኣርባዕተ ናይ ኤርትራውያን ቤተ ክርስቲያናት ነዚ ቀዳመ ሰንበት ክዕጸዋ ኣዚዙ። እተን ኣብ ደቡባዊ ክፋል ከተማ ተልኣ [...]
ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን ምስ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ግጭት ኣትዩ

ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን ምስ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ግጭት ኣትዩ

Radio Erena: Sunday, 10 September 2023 ሕብረት ኣፍሪቃ ምስ ፈጣን ሓይልታት ምልሻ ዘተ ምክያዱ፤ ኣብ ልዕሊ ሱዳን ዘለዎ ንዕቀት እዩ ኣርእዩ፤ ክብል ወተሃደራዊ መንግስቲ'ታ ሃገር ከሲሱ። ሕብረት ኣፍሪቃ፤ ጉ [...]
ግብጺ፤ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ክገብር ናብ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ትጠርዕ

ግብጺ፤ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ክገብር ናብ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ትጠርዕ

Radio Erena: Sunday, 10 September 2023 ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ዲጋ ህዳሴ ዝወሰደቶ በይናዊ ውሳኔ ደው ከተብል፤ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ጸቕጢ ክገብረላ፤ ግብጺ ጸዊዓ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳምሕ ሹክሪ፤ [...]
ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ 70 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም

ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ 70 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም

Radio Erena: Friday, 08 SEptember 2023 ኣብ ኤርትራ፣ ንኣስታት ሓደ ወርሒ ተቐይዶም ዝጸንሑ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ናብ ዓዶም ከምዝተፋነዉ፣ ኣገልግሎት ዜና ቻይና -ሺንሁዋ ካብ ዓደን ሓቢሩ። ሺንሁዋ [...]
‘ኣነ ስድራቤተይን ብኤርትራውያን ተጠቒዕና።’ ምክትል ከንቲባ ከተማ ቴልኣቪቭ፣

‘ኣነ ስድራቤተይን ብኤርትራውያን ተጠቒዕና።’ ምክትል ከንቲባ ከተማ ቴልኣቪቭ፣

Radio Erena: Friday, 08 SEptember 2023 ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትሕቲ ዕጡቓት ፋኖ ንዝጸንሐ ከባቢታት ምዕራብ ጎጃም ከምዝተቖጻጸረ ተሓቢሩ ምክትል ከንቲባ ከተማ ቴልኣቪቭ፣ ሃይም ጎረን፣ ንሱን ስድራቤቱ [...]
ኤርትራ ኣብ እትርከበን ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ተርእዮታት ኩብኩብታን ዕስለ ኣንበጣን ይቕጽል ምህላዉ ተሓቢሩ

ኤርትራ ኣብ እትርከበን ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ተርእዮታት ኩብኩብታን ዕስለ ኣንበጣን ይቕጽል ምህላዉ ተሓቢሩ

Radio Erena: Thursday, 07 September 2023 ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ተርእዮታት ኩብኩብታን ዕስለ ኣንበጣን ይቕጽል ምህላዉ፣ ውድብ መግብን ሕርሻን ሓቢሩ። እቲ ትካል፣ ብ0 [...]
‘ኣፍሪቃ፣ ዝወሓደ ብከላ ኣከባቢ ዘለዋ  ክነሳ፣ ቀንዲ ግዳይ ትኸውን ኣላ’

‘ኣፍሪቃ፣ ዝወሓደ ብከላ ኣከባቢ ዘለዋ ክነሳ፣ ቀንዲ ግዳይ ትኸውን ኣላ’

Radio Erena: Thursday, 07 September 2023 ኣፍሪቃ፣ ብደረጃ ኣህጉር፣ ዝወሓደ ብከላ ኣከባቢ ዘለዋ ክነሳ ብኣንጻር እዚ እታ ቀንዲ ግዳይ ትኸውን ምህላዋ፣ ኣብ ናይሮቢ ኣብ ዝተጋብአ ዋዕላ ክሌማ ኣፍሪቃ ተገ [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶርያ፣ ኣብ ትግራይ ገበናት ኵናት ፈጺሙ ክብል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ወቒሱ

ሰራዊት ኤርትራ፣ ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶርያ፣ ኣብ ትግራይ ገበናት ኵናት ፈጺሙ ክብል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ወቒሱ

Radio Erena: Thursday, 07 September 2023 ድሕሪ'ቲ ኣብ ወርሒ ሕዳር 2022፣ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን  ህወሓትን ዝተኸተመ ስምምዕ ሰላም፣ ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ገበናት ኵናት ከምዝፈጸሙ ኣ [...]
ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ድሕሪ ዝተኻየደ ተኸታታሊ ወትሃደራዊ ዕልዋታት፣ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ምቅይያር ናይ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሓለፍቲ ጸጥታን የካይዳ

ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ድሕሪ ዝተኻየደ ተኸታታሊ ወትሃደራዊ ዕልዋታት፣ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ምቅይያር ናይ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሓለፍቲ ጸጥታን የካይዳ

Radio Erena: Wednesday, 06 September 2023 ኣብ ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪቃ ድሕሪ ዝተኻየደ ተኸታታሊ ወትሃደራዊ ዕልዋታት፣ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ምቅያር ናይ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሓለፍቲ ጸጥታን የካይዳ ምህላወን [...]
1 109 110 111 112 113 971 1110 / 9706