Category: News
ኢትዮጵያ ዝመበቆሉ ሰራሕተኛ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ካብ ሳትላይት ዝተኣከበ ምንቅስቃስ ዕጡቓት ተቓወምቲን ጎረባብቲ ሃገራትን ዝርከቦ ስለያዊ ሓበሬታ ንኢትዮጵያ ብምስግጋሩ ተኸሲሱ
Radio Erena: Monday, 25 September 2023
ኢትዮጵያ ዝመበቆሉ፣ ኣብራሃም ተኽሉ ለማ ዝተባህለ፣ ሰራሕተኛ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢን ፍትሒን ኣመሪካ፣ ምስጢራዊ ሰነዳት ንስለያ ኢትዮጵያ ብምስግጋሩ ተኸሲሱ።
እቲ [...]
‘ኣብ ኢትዮጵያ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ሰልፊ ብልጽግና፤ ብህዝቢ ዝተዋህቦ እምነት ክሒዱ’: ሓሙሽተ ተቓወምቲ ውድባት
Radio Erena: Sunday, 24 September 2023
ኣብ ኢትዮጵያ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ሰልፊ ብልጽግና፤ ብህዝቢ ዝተዋህቦ እምነት ክሒዱ፤ ክብሉ ሓሙሽተ ተቓወምቲ ውድባት ብሓባር ኣብ ዘውጽእዎ መግለጺ ከሲሶም።
እቶም ተቓወም [...]
ወተሃደራዊ መራሒ ሱዳን ዓብደል ፋታሕ ኣል ቡርሃን፤ ምስ ፕረዚደንት ዩክረይን ዘለንስኪ ርክብ ኣካዪዱ
Radio Erena: Sunday, 24 September 2023
መራሒ ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን ዓብደል ፋታሕ ኣል ቡርሃን፤ ምስ ፕረዚደንት ዩክረይን ቭላድሚር ዘለንስኪ ርክብ ኣካዪዱ።
ፕረዚደንት ዘለንስኪ፤ ናብ ካናዳ ኣብ ዝጎዓዘ [...]
ኣብ ከተማ በለድወይን ብዝተኻየደ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፤ ብውሑዱ 18 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: Sunday, 24 September 2023
መንግስቲ ሶማል፤ ንኣልሸባብ ንምድምሳስ ኣብ ተኸታታሊ ወተሃደራዊ ወፍሪ ተጸሚዱሉ ኣብ ዘሎ እዋን፤ ኣብ ከተማ በለድወይን ብዝተኻየደ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፤ ብውሑዱ 18 ሰባት [...]
ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክልትኣዊ ዘተ ንምክያድ ሕቶ ኣቕሪቡ
Radio Erena: Friday, 22 September 2023
ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ ምስ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክልተኣዊ ዘተ ንምክያድ፣ ናብ ሚኒስትሪ ፍትሒ ሕቶ ከምዘቕረበ ተሓቢሩ።
ምምሕዳር ትግራይ ነዚ ሕቶ ዘ [...]
ዩክሬይን፣ ናብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝቐንዐ ናይ ኣእካል መኻዚኖታት ኣብ ኬንያ ክትሃንጽ’ያ
Radio Erena: Friday, 22 September 2023
ዩክሬይን፣ ናብ ሃገራት ምበራቕ ኣፍሪቃ ዝከፋፈል ኣእካል ዝኽዘነሉ ቦታታት፣ ኣብ ኬንያ ክትሃጽ ምዃና ኣፍሊጣ።
ዩክሬይንን ኬንያን ናብዚ ስምምዕ ዝበጽሓ፣ ፕረዚደ [...]
ሽቱትጋርት፣ ንቀዳም 23 መስከረም ተወዲቡ ዝነበረ ምትእኽኻር ኤርትራውያን ደገፍቲ ህግደፍ ብምምሕዳር ከተማ ተሰሪዙ
Radio Erena: Friday, 22 September 2023
ኣብ ጀርመን፣ ከተማ ሽቱትጋርት፣ ንቀዳም 23 መስከረም ክካየድ ተመዲቡ ዝንበረ ምትእኽኻብ ኤርትራውያን ደገፍቲ ህግደፍ፣ ብምምሕዳር እታ ከተማ ተሰሪዙ።
እቲ ምም [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣንጻር ኣልሸባብ ኣብ ዝካየድ መጥቃዕቲ ንዘጋጥም ዘሎ ብድሆታት ንምምካት ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣካይዱ
Radio Erena: Thursday, 21 September 2023
ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ገስጋስ መጥቃዕቲ ሰራዊት እታ ሃገር ኣንጻር ኣልሸባብ ብድሆታት ገጢምዎ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት [...]
መስራትን ወናኒን ቤት ማሕተም መጻሕፍቲ ኣፍሪቃ ወርልድ ፕረስን ከምኡ ድማ ረድ-ሲ ፕረስን፣ ኣቶ ካሳሁን ቸኮል ተዓዋቲ ሽልማት ፔን ኤርትራ ኮይኑ
Radio Erena: Thursday, 21 September 2023
መስራትን ወናኒን ቤት ማሕተም መጻሕፍቲ ኣፍሪቃ ወርልድ ፕረስን (Africa World Press)፡ ረድ-ሲ ፕረስን (The Red Sea Press) ካሳሁን ቸኮል፥ [...]