Category: ዜና ኤርትራ
ናይ ዓርቢ 07 ሚያዝያ 2023 ፈነወና፦
Radio Erena: 07 April 2023
Radio Erena · ዓርቢ 07 ሚያዝያ 2023
[...]
ፈረንሳ፣ ብበዓል ቤታ ንዝተቐትለት ኤርትራዊት ነፍሰ-ጾርን ኣደ 3 ቆልዑን ንምዝካር፣ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 06 April 2023
ኣብ ድሮ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ፣ ብበዓል ቤታ ካብ ሓሙሻይ ደርቢ ተደፊኣ፣ ጸዲፋ ንዝሞተት ሓዳስ ዝተባህለ ኤርትራዊት ኣደ ንምዝካር፣ ሰልፊ ተኻይዱ።
እቲ ናይ ዝኽሪ ሰልፊ፣ [...]
ጭፍራ መራኽብ ኵናት ሩስያ ኣብ ኣብ ጂቡቲ ቀንየን
Radio Erena: 05 April 2023
ጭፍራ መራኽብ ኵናት ሩስያ፣ ኣብ ወደብ ጂቡቲ ከምዝቐነያ ተሓቢሩ።
ጋዜጣ ሩስያ ቱደይ ኣብ ዘቕረበቶ ጸብጻብ፣ ኣድሚራል ጎርሽኮቭን ካማን ብዝተባህላ ክልተ ዓበይቲ መራኽብ ኵናት ዝተ [...]

ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣቡነ እንጠንዮስ ዝተሳተፉ ባሕታዊ፣ ኣብ መንደፈራ ብዘስካሕክሕ ግፍዒ ከምዝተቐትሉ ኣህጉረ ስብከታት ኣረጋጊጹ
Radio Erena: 04 April 2023
ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣቡነ እንጠንዮስ ዝተሳተፉ፣ ባሕታዊ የነታ እዝራ ክብርኣብ፣ ኣብ መንደፈራ ኣብ ዝርከብ ማሕበር ገዳም ደብረ ድማ ብዘስካሕክሕ ግፍዒ ከምዝተቐትሉ፣ መግለጺ ቀኖናዊ ኣህጉ [...]
ኣዘዝቲ ሰራዊት ዝሓቖፈ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት የካይድ
Radio Erena: 04 April 2023
ብሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን፣ ብርጋደር ጀነራል ኣብርሃ ካሳ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ዑደት የካይድ ኣሎ።
እቲ ኣዘዝቲ ሰራዊት፣ ሓለፍቲ ጸጥታ [...]
ብሪጣንያ፣ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ናብ ርዋንዳ ናይ ምምላስ መስርሕ ክቕጽል ምዃኑ ኣንፊታ
Radio Erena: 03 April 2023
ርዋንዳ፣ ንስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ውሕስቲ ሃገር ምዃና ኣረጋጊጽና ኢና ክትብል ጸሓፊት ክፍሊ ዘቤታዊ ጉዳያት እታ ሃገር፣ ስዌላ ብሬቨርማን ገሊጻ።
ንሳ ንዝተፈላለያ ማዕከናት ዜ [...]
‘ኤርትራ፣ ነዚ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ክትእሰርን ክትፍታሕን ዝጸንሐ ኣማኒት ክርስትያን ጴንጠቆስጣል ተፈቲሓ፣ ካልኦት 30 ተኣሲሮም’
Radio Erena: 03 April 2023
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ከተማ ከረን ኣብ ናይ ገዛ ጸሎት ዝነበሩ 30 ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቖስጣል ከምዝኣሰረ፣ ረሊዝ ኢንተርናሽናል ገሊጹ።
እቲ ንመሰል እምነት ክርስትና ዝጣበቕ፣ [...]
ናይ ቻይና ሲሹዋን፣ 50% ዕደና ዳናካሊ ገዚኡ
Radio Erena: 02 April 2023
ኣብ ኤርትራ ኣብ ዕደና ተዋፊሩ ዘሎ ኣውስትራልያዊ ትካል ዳናካሊ፤ 50% ካብ ብርክታቱ ናብ ቻይናዊ ትካል ሲሹዋን ሸይጡ።
ዳናካሊ ን13 ዓመታት ምስቲ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝውነን ትካል ኤ [...]
ብቕትለት ሓደ ኤርትራዊ ዝተኸሰሱ፣ 3 ኤርትራውያን ጥርጡራት፣ ገበነኛታት ምዃኖም ቤት ፍርዲ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 02 April 2023
ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ፤ ብቕትለት ሓደ ኤርትራዊ መንእሰይ ተኸሲሶም ዝጸንሑ ሰለስተ ኤርትራውያን፤ ገበነኛታት ኮይኖም ከምዝረኸቦም ቤት ፍርዲ'ታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ወዲ 20 ዓመት በረኸት ሰለሙ [...]
ኤርትራ፣ ብድሮን ቴክኖሎጂ ዝስልጥኑ ኣባላት ሰራዊት ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ልኢኻ
Radio Erena: 31 March 2023
ኤርትራ፣ ብድሮን ቴክኖሎጂ ዝስልጥኑ ኣባላት ሰራዊት ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምዝልኣኸት ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም።
እቶም ኣብ መፋርቕ ወርሒ ጥሪ 2023፣ ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓ [...]