Category: ዜና ኤርትራ

1 392 393 394 395 396 633 3940 / 6329
ፕረዚደንት ትራምፕ ኣብ ስልጣን ካብ ዝመጽእ ንመጀመርያ እዋኑ፣ ኣብ የመን ናይ ኮማንዶ ስርሒት ክካየድ ኣዚዙ

ፕረዚደንት ትራምፕ ኣብ ስልጣን ካብ ዝመጽእ ንመጀመርያ እዋኑ፣ ኣብ የመን ናይ ኮማንዶ ስርሒት ክካየድ ኣዚዙ

Radio Erena: 02 February 2017 ኣመሪካ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣልቓዒዳ ኣብ የመን ንምህዳን፣ ኣብ ማእከላይ ዞባ እታ ሃገር ኣብ ዝርከብ ኣኽራናት ያክላ ናይ ኮማንዶ ስርሒት ከምዘካየደት ሰበ ስልጣን ዋሽንግተን ኣፍሊጦም። ኣብ [...]
ኢጋድ መሳርሒ ኢትዮጵያ ይኸውን ኣሎ ክትብል ኤርትራ ትወቕስ

ኢጋድ መሳርሒ ኢትዮጵያ ይኸውን ኣሎ ክትብል ኤርትራ ትወቕስ

Radio Erena: 01 February 2017 መበል 30 ዓመት ምቋም በይነ መንግስታዊ በዓል ስልጣን ንልምዓት ( ኢጋድ) ኣብ ዝተጸንበለሉ እዋን፣ እቲ ዞባዊ ውድብ መሳርሒ ኢትዮጵያ ብምዃን ኣንጻር ኤርትራ ይሰርሕ ኣሎ ክብል መንግስቲ [...]
“ናይ ግዜ ገደብ ካብ ዘይብሉ ሃገራዊ ኣገልግልት ምህዳም፣ ንኤርትራውያን ፖለቲካዊ ዑቕባ ከውህቦም ኣይክእልን’ዩ፣” ቤት ፍርዲ እስራኤል

“ናይ ግዜ ገደብ ካብ ዘይብሉ ሃገራዊ ኣገልግልት ምህዳም፣ ንኤርትራውያን ፖለቲካዊ ዑቕባ ከውህቦም ኣይክእልን’ዩ፣” ቤት ፍርዲ እስራኤል

Radio Erena: 01 February 2017 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እስራኤል፣ ናይ ግዜ ገደብ ካብ ዘይብሉ ግዱድ ወትሃደራዊ ዕስክርና ንዝሃደሙ ኤርትራውያን፣ ፖለቲካዊ ዑቕባ ከውህቦም ዘኽእል ብቑዕ ምኽንያት ከምዘይኮነ ኣብ ዝሃቦ ውሳኔ [...]
ምብራቕ ሱዳን፣ ብሰንኪ ስግኣት ምስፍሕፋሕ ሕማም ውጽኣት፣ ትካላት ወሃብቲ ህዝባዊ ኣገልግሎታት ተዓጽዩ ክጸንሕ ጻውዒት ይቐርብ

ምብራቕ ሱዳን፣ ብሰንኪ ስግኣት ምስፍሕፋሕ ሕማም ውጽኣት፣ ትካላት ወሃብቲ ህዝባዊ ኣገልግሎታት ተዓጽዩ ክጸንሕ ጻውዒት ይቐርብ

Radio Erena: 01 February 2017 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ብሰንኪ ስግኣት ምስፍሕፋሕ ሕማም ውጽኣት፣ ትካላት ወሃብቲ ህዝባዊ ኣገልግሎታት ንዝተወሰነ እዋን ክዕዞ ጻውዒት ይቐርብ። እቲ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ምብራቕ ሱዳን ተኸሲቱ [...]
ኣብ ማእከል ስደተኛታት ዝጸንሐ ኤርትራዊ መንእሰይ ‘ርእሰ ቅትለት’ ከምዝፈጸመ ፖሊስ ኢጣልያ ሓቢሩ

ኣብ ማእከል ስደተኛታት ዝጸንሐ ኤርትራዊ መንእሰይ ‘ርእሰ ቅትለት’ ከምዝፈጸመ ፖሊስ ኢጣልያ ሓቢሩ

Radio Erena: 31 January 2017 ኣብ ግዝያዊ መጽንሒ ስደተኛታት ኢጣልያ ተታሒዙ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ምዃኑ ዝተጠቕሰ መንእሰይ፣ ካብ ህንጻ ጸዲፉ ከምዝሞተ ላ ስታምፓ ዝተባህለ ማዕከን ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ሙሴ ሓድጉ ዝ [...]
ሚ/ ጉዳያት ወጻኢ ቻድ ሙሳ ፋኪ መሓመድ፣ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ኮይኑ

ሚ/ ጉዳያት ወጻኢ ቻድ ሙሳ ፋኪ መሓመድ፣ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ኮይኑ

Radio Erena: 31 January 2017 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቻድ ሙሳ ፋኪ መሓመድ፣ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ኮይኑ ተመሪጹ። መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ ብ30 ጥሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተጋብእሉ እዋን ኣብ ዝተ [...]
ሓድሽ ኣዋጅ ትራምፕ፣ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት፣ ሰፊሕ ተቓውሞ ኣለዓዒሉ

ሓድሽ ኣዋጅ ትራምፕ፣ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት፣ ሰፊሕ ተቓውሞ ኣለዓዒሉ

Radio Erena: 31 January 2017 ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፣ ዜጋታት ሸውዓተ ሃገራት ናብ ኣመሪካ ከይኣትዉ ዝኽልክል ሓድሽ ኣዋጅ ድሕሪ ምሕላፉ፣ ኣብ መላእ እታ ሃገር ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። እቶም ኣብ ፈቐ [...]
ኤርትራን ሩስያን፣ ኣብ ብዙሕ ጉዳያት ተመሳሳሊ ኣረኣእያ ከምዘለወን ይገልጻ

ኤርትራን ሩስያን፣ ኣብ ብዙሕ ጉዳያት ተመሳሳሊ ኣረኣእያ ከምዘለወን ይገልጻ

Radio Erena: 30 January 2017 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሩስያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ከምዝፈጸመ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ሓቢሩ። ሚኒስተር [...]
ቤ/ጽ ፕረዚደንት፣ ስም ዝርዝር ስድራቤታቶም ኣብ ደገ ዘቐመጡ ሰበ ስልጣንን ዲፕሎማሰኛታትን ይእክብ

ቤ/ጽ ፕረዚደንት፣ ስም ዝርዝር ስድራቤታቶም ኣብ ደገ ዘቐመጡ ሰበ ስልጣንን ዲፕሎማሰኛታትን ይእክብ

Radio Erena: 30 January 2017 ናብ ወጻኢ ዝተመደቡ ሓያሎ ዲፕሎማሰኛታት፣ ስድራቤታቶም ከውጽኡ ፍቃድ ክወሃቦም ኣብ ዝሓትሉ ዘለዉ እዋን፣ መንግስቲ ስም ዝርዝር ናይቶም ድሮ ስድራቤታቶም ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዑቕባ ኣሕቲቶም ዘ [...]
ኤርትራ፣ ንውሽጣዊ ናይ መጓዕዝያ በረራታት ካብ ግብጺ ነፋሪት ትካረ

ኤርትራ፣ ንውሽጣዊ ናይ መጓዕዝያ በረራታት ካብ ግብጺ ነፋሪት ትካረ

Radio Erena: 30 January 2017 መንግስቲ ግብጺ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዘለዎ ፖለቲካዊ ደገፍ ንምርግጋጽ፣ ኣብ መጓዓዝያ እተግልግል ነፋሪት ብክራይ ከምዝሃበ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እታ ኣ [...]
1 392 393 394 395 396 633 3940 / 6329