Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኣልሸባብ ከሲርዎ ዝነበረ መዓስከር ተቖጻጺሩ
Radio Erena: 08 March 2023
ሶማላዊ ዕጡቕ ጉጅለ ኣልሸባብ፡ድሕሪ ብመንግስትን ምልሻታት ቀቢላታትን ናይታ ሃገር ዝተፈነወሉ መጥቃዕቲ ከሲርዎ ዝጸንሐ መዓስከር ዳግም ተቖጻጺሩ።
ኣልሸባብ ካብቲ ኣብ ደቡባዊ ጁባላ [...]
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ የመን ብዘካየደቶ ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ፣ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣልቃዒዳ ከምዝቐተለት ኣፍሊጣ
Radio Erena: 07 March 2023
እቲ ሓማድ ቢን ሓሙድ ኣል-ታሚሚ ዝተባህለ ሓላፊ ሜድያ ከምዝነበረ ዝንገረሉ ኣባል ኣልቃዒዳ፣ ማሪብ ኣብ ዝተባህለ ዞባ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኡ እንከሎ እዩ ተቐቲሉ።
ኣመሪካ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ ምስ ሱዳን ዝጸንሓ ዶባዊ ግጭት ቅልጡፍ ፍታሕ ክትረኽበሉ ተሰማሚዓ
Radio Erena: 07 March 2023
ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ መንግአን ዝጸንሐ ዶባዊ ምስሕሓብ ቅልጡፍ ፍታሕ ክረክብን፡ ንግዳዊ ርክባተን ዳግም ከበራብራን ብሰንበት 5 መጋቢት ተሰማሚዐን።
ሓላፊ ልኡላዊ ቆንስል ሱዳን [...]
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት፤ ንሚኒስተር ምክልኻልን፤ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያትን ካብ ስልጣኖም ኣፋንዩዎም
Radio Erena: 06 March 2023
ቤት ጽሕፈት'ቲ ፕረዚደንት ብመንግስታዊ ተለቪዥን ኣቢሉ ኣብ ዝሃቦ ቃል፤ ምፍናው ሚኒስተር ምክልኻል ኣንጀሊና ተኒ ከምኡ'ውን ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ማሕሙድ ሰለሙን፤ ዝኾነ ዝተፈልየ [...]
ኬንያ፤ ሕሱር ዋጋ ዘለዎ ሓይሊ ጸዓት ካብ ኢትዮጵያ ክትገዝእ ጀሚራ
Radio Erena: 06 March 2023
ንተኸታታሊ 30 ዓመታት ብዋሕዲ ዝናብ ክትሳቐይ ዝጸንሐት ኬንያ፤ ንኤለክትሪክ ከመንጭው ዝኽእል ዕቑር ማይ ብምውዳኣ፤ ህጹጽ መተካእታ ንምግባር እያ ካብ ኢትዮጵያ ሓይሊ ኤለክትሪክ ትገዝ [...]
ኣብ ትግራይ ግዝያዊ ምምሕዳር ንምምስራት ዝተገብረ ኮንፍረንስ ተዛዚሙ
Radio Erena: 05 March 2023
ኣብ ትግራይ ቅዋሚ ክልላዊ መንግስቲ ክሳብ ዝምረጽ፡ ነቲ ክልል ብግዝያውነት ዝመርሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ንምምስራት ዘኽእል ኮንፍረንስ ተኻይዱ።
ኣብቲ ብረቡዕ 1 መጋቢት ጀሚሩ ን 2ተ መዓል [...]
ብሪጣንያ፣ ካብ ኢራን ተበጊሳ ናብ የመን ተምርሕ ዝነበረት፣ ኣጽዋር ዝጸዓነት መርከብ ሒዛ
Radio Erena: 03 March 2023
ብሪጣንያ፣ ናብ የመን ተምርሕ ዝነበረት ኣጽዋር ዝጸዓነት መርከብ ኢራን፣ ከምዝሓዘት ኣፍሊጣ።
ሚኒስትሪ ምክልኻል ብሪጣንያ ብሓሙስ 2 መጋቢት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እታ ካብ ኢራን [...]
ውሕሃ ጻውዒት ኢትዮጵያ ክነጽግ ተሓቲቱ
Radio Erena: 02 March 2023
ልዕሊ 60 ዝኾኑ ዓለምለኻዊ ትካላት ሰብኣዊ መሰል፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኲናት ትግራይ ዝተፈጸመ ገበናት፡ ብነጻ ወጻእተኛ ኣካል ንኸይጸረ ዝገብሮ ዘሎ ዕንቅፋት ጸማም እዝኒ ክወሃቦ፡ [...]
ኣርጀንቲናዊ ኣጥቅዓይ ሊዮነል መሲ፡ብሉጽ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ተባዕትዮ ብምዃን ተሸሊሙ
Radio Erena: 01 March 2023
ኣጥቅዓይ ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲናን ፈረንሳዊት ክለፕ ፒ.ኤስ.ጂ.’ን ዝኾነ ሜሲ ዝበለጸ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ተባዕትዮ ብምዃን ተሸሊሙ።
ብሰኑይ 27 ለካቲት ኣብ ከተማ ፓሪ [...]
ኢትዮጵያ ንግዳያት ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዝኸውን ሓገዝ ንቱርኪ ወፍያ
Radio Erena: 01 March 2023
ኢትዮጵያ ንግዳያት ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዝውዕል ሓገዝ ንቱርኪ ከም ዝለኣኸት ተሓቢሩ።
ኣብ 6ተ ለካቲት ኣብ ዶባት ቱርክን ሶርያን ብዝተፈጥረ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ልዕሊን 50 ሽሕ ሰባት [...]