Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 69 70 71 72 73 386 710 / 3855
መራሕቲ ጎረባብቲ ሱዳን ናይ ዝኾና ሰለስተ ሃገራት፣ ግብጺ፣ ደቡብ ሱዳንን ቻድን ኣብ ህሉው ኩነታት ክዝትዩ’ዮም

መራሕቲ ጎረባብቲ ሱዳን ናይ ዝኾና ሰለስተ ሃገራት፣ ግብጺ፣ ደቡብ ሱዳንን ቻድን ኣብ ህሉው ኩነታት ክዝትዩ’ዮም

Radio Erena: 12 May 2023 መራሕቲ ግብጺ፣ ደቡብ ሱዳንን ቻድን፣ ኣብ ሱዳን ተፈጢሩ ብዛዕባ ዘሎ ኩነታት ብዝምልከት ንምዝታይ፣ ኣብዚ ቀረባ፣ ዋዕላ ከካይዱ ምዃኖም ተሓቢሩ። እብ ግብጺ ዑደት ዘካይድ ዘሎ ኣማኻሪ [...]
ጂቡቲን ርዋንዳን፣ ኣብ ቁጠባ ክተሓጋገዛ ዘኽእልን ስምምዓት ከቲመን

ጂቡቲን ርዋንዳን፣ ኣብ ቁጠባ ክተሓጋገዛ ዘኽእልን ስምምዓት ከቲመን

Radio Erena: 12 May 2023 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ማሕሙድ ዓሊ ዮሱፍ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ጂቡቲ፣ ኣብ ርዋንዳ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ሚኒስተር፣ ብ10 ግንቦት፣ እብ ክተማ ኪጋ [...]
ኬንያ ናብ ዳዕሽ ክጽንበሩ ሓሲቦም ዝበለቶም 3ተ ዜጋታታ ናብ ፍርዲ ኣቕሪባ

ኬንያ ናብ ዳዕሽ ክጽንበሩ ሓሲቦም ዝበለቶም 3ተ ዜጋታታ ናብ ፍርዲ ኣቕሪባ

Radio Erena: 11 May 2023 ኬንያ ናብ ዶብ ሶማል ብምስጋር፡ ምስቲ ኣብ ሶማል ዝነጥፍ ዕጡቕ ጉጅለ ዳዕሽ ክጽንበሩ ፈቲኖም ዝበለቶም ሰለስተ ዜጋታታ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ብምእታው ናብ ፍርዲ ኣቕሪባ። እቶም ኣብ ኣው [...]
ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሞ ምስ ዕጡቓት ኦነግ ዝግበር ዘተ ከም ዝቕጽል ኣፍሊጡ

ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሞ ምስ ዕጡቓት ኦነግ ዝግበር ዘተ ከም ዝቕጽል ኣፍሊጡ

Radio Erena: 11 May 2023 ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሞ፡ ነቲ ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ግንባር ሓርነት ኦሮሞን፡ ኣብ ታንዛንያ ዝተጀመረ ዝርርብ ንምቕጻል ጻዕርታቶም የካይዱ ምህላዎም ሓቢሩ። ወሃቢ ቃ [...]
ኣብ ክልል ትግራይ መስርሕ ምርጫ መንግስቲ ክካየድ’ዩ

ኣብ ክልል ትግራይ መስርሕ ምርጫ መንግስቲ ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 11 May 2023 ብመሰረት ኣብ መንጎ ሓይልታት ትግራይን ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን፣ ኣብ ፕሪቶርያ ዝተበጽሐ ስምምዕ፡ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝመጽእ ዓመት መንግስቲ ንምቛም ምርጫ ከም ዝካየድ ተሓቢሩ። [...]
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልተ ግንባራት ክልል ኦሮምያ መጥቃዕቲ ከፊቱ ክብል ኦነግ ገሊጹ

ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልተ ግንባራት ክልል ኦሮምያ መጥቃዕቲ ከፊቱ ክብል ኦነግ ገሊጹ

Radio Erena: 10 May 2023 ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ ኣብ ዝርከብ ክልተ ግንባራት መጥቃዕቲ ከምዝኸፈተ፣ ኣፈኛ ኦነግ፣ ኦዳ ታርቢ፣ ብ09 ግንቦት፣ ብትዊተር ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ገሊጹ። እቲ ሰራ [...]
ኣብ ጂዳ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ክልቲኦም ተጻረርቲ ሓይልታት ሱዳን፣ ዛጊት ውጽኢት ከምዘይተረኽቦ ተሓቢሩ

ኣብ ጂዳ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ክልቲኦም ተጻረርቲ ሓይልታት ሱዳን፣ ዛጊት ውጽኢት ከምዘይተረኽቦ ተሓቢሩ

Radio Erena: 10 May 2023 ካብ 06 ግንቦት ኣትሒዙ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ከተማ ጂዳ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ክልቲኦም ተጻረርቲ ሓይልታት ሱዳን፣ ዛጊት ዝኾነ እወታዊ ውጽኢት ከምዘይተረኽቦ፣ ንስዑዳዊ ዲፕሎማሰኛ ብምጥቃስ፣ ኣ [...]
ሰራዊት ሶማል፣ ሰለስተ ላዕለዎት መራሕቲ ኣልሸባብ ከምዝሓዘ ገሊጹ

ሰራዊት ሶማል፣ ሰለስተ ላዕለዎት መራሕቲ ኣልሸባብ ከምዝሓዘ ገሊጹ

Radio Erena: 09 May 2023 ሰራዊት ሶማል፣ ኣብ ማእከላይ ሶማል፣ ዞባ ጋልጋዱድ፣ ብሰንበት 07 ግንቦት ኣብ ዘካየዶ ስርሒት፣ ንሰለስተ ላዕለዎት መራሕቲ ኣልሸባብ ከምዝሓዘ መግለጺ መንግስቲ ገሊጹ። እቲ ሰራዊት፣ [...]
‘ንጀነራል ኣልቡርሃን ብህወይቱ ከይሓዝኩ ወይ ከቀተልኩ ኵናት ደው ኣይብልን’ዩ።’ ጀነራል ሐሚቲ

‘ንጀነራል ኣልቡርሃን ብህወይቱ ከይሓዝኩ ወይ ከቀተልኩ ኵናት ደው ኣይብልን’ዩ።’ ጀነራል ሐሚቲ

Radio Erena: 08 May 2023 መባእታዊ ዘተ ወከልቲ ክልቲኦም ወገናት ሱዳን ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ካርቱምን ከባቢኣን ኵናት ይቕጽል ከምዘሎ ሮይተርስ ሓቢሩ። እቲ ዘተ፣ ብመንጎኝነት ስዑዲ [...]
ብኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣብ ጉዳያት ሃገራዊ ድሕነት ዝምራሕ፣ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኣመሪካ ናብ ስዑዲ ዓረብ በጺሑ

ብኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣብ ጉዳያት ሃገራዊ ድሕነት ዝምራሕ፣ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኣመሪካ ናብ ስዑዲ ዓረብ በጺሑ

Radio Erena: 08 May 2023 ብኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣብ ጉዳያት ሃገራዊ ድሕነት፣ ጄክ ሱሊቫን ዝምራሕ፣ ላዕለዋይ ወኪል መንግስቲ ኣመሪካ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። እቲ ላዕለዋይ ልኡኽ ምምሕዳር ባይደ [...]
1 69 70 71 72 73 386 710 / 3855