Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 58 59 60 61 62 385 600 / 3849
ሩስያ፣ ዩክሬይን እተፍርዮ ኣእካል ብውሑስ መንገዲ  ናብ ዕዳጋ ዓለም ንምብጻሕ ካብ ዝኣተወቶ ውዕል ስሒባ

ሩስያ፣ ዩክሬይን እተፍርዮ ኣእካል ብውሑስ መንገዲ ናብ ዕዳጋ ዓለም ንምብጻሕ ካብ ዝኣተወቶ ውዕል ስሒባ

Radio Erena: Wednesday, 19 July 2023 ሩስያ፣ ካብቲ ፍርያት ዩክሬይን ዝኾነ ኣእካል ብመንገዲ ጸሊም ባሕሪ ብውሕሱ መንገዲ ናብ ዕዳጋ ዓለም ክሽየጥ ዝኣተወቶ ውዕል ከምዝሰሓበት ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ነዚ [...]
ኣብ ሶማል፣ ካልእ ዙር ምስሓብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ክካየድ’ዩ

ኣብ ሶማል፣ ካልእ ዙር ምስሓብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 18 Tuesday, 2023 ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ካብ ዝርከብ ልዕሊ 16 ሽሕ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ እቲ ኣስታት 2 ሽሕ ኣብዚ ቀረባ ክስሓብ ምዃኑ ተገሊጹ። ኣብዚ ካልኣይ መድረኽ ምስሓብ ዓ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ራብዓይ ኣዛዚ ፖሊስ ተቐንጺሉ፣ ኣብ ከባቢ ከተማ ቖቦ ብዝተጓሃሃረ ግጭት ሓያሎ ሰባት ግዳያት ሞትን መቑሰልትን ኮይኖም

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ራብዓይ ኣዛዚ ፖሊስ ተቐንጺሉ፣ ኣብ ከባቢ ከተማ ቖቦ ብዝተጓሃሃረ ግጭት ሓያሎ ሰባት ግዳያት ሞትን መቑሰልትን ኮይኖም

Radio Erena: Tuesday, 18 July 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ተፈጢሩ ብዘሎ ምትፍናንን ጸጥታዊ ሃጓፋትን፣ ኣብ ከባቢ ቆቦ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓት ፋኖን ብዝተኻየደ ግጭት ሓያሎ ሰባት ከምዝ [...]
ወከልቲ ሰራዊት ሱዳን ናብ ዘተ ጂዳ ተመሊሶም

ወከልቲ ሰራዊት ሱዳን ናብ ዘተ ጂዳ ተመሊሶም

Radio Erena: Monday, 17 July 2023 ወከልቲ ሰራዊት ሱዳን ኣብ መንጎኦምን ፈጣን ሓይልታት ረድኤትን ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዘተ ንምቕጻል ናብ ስዑዲ ዓረብ ከም ዝተመልሱ ተሓቢሩ። መንግስታውያን ምንጭታት፣ ብቀዳም [...]
ግብጺን ኢትዮጵያን ኣብ መንጎአን ዘሎ ፍልልይ ኣብ ውሽጢ 4 ኣዋርሕ ክፈትሖኦ ተሳማሚዐን

ግብጺን ኢትዮጵያን ኣብ መንጎአን ዘሎ ፍልልይ ኣብ ውሽጢ 4 ኣዋርሕ ክፈትሖኦ ተሳማሚዐን

Radio Erena: Friday 16 July 2023 ኢትዮጵያን ግብጺን፤ ብጉዳይ ፈለግ ናይል ዘልዓለኦ ግጭት ንምፍታሕ ዝጀመረ ዘተ ኣብ ዕጹው ማዕጾ ድሕሪ ምብጽሑ፤ ዳግማይ ከካዪዶኦ ተሳማሚዐን። ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደል ፋታሕ ኣ [...]
ወተሃደራውያን ሓይልታት ሱዳን፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ይዛተዩ

ወተሃደራውያን ሓይልታት ሱዳን፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ይዛተዩ

Radio Erena: Friday 16 July 2023 ካብ ዘተ ሰላም ስዑዲ ዓረብ ስሒቡ ዝጸንሐ ሰራዊት ሱዳን፤ ናብ ከተማ ጅዳ ተመሊሱ ክቕጽሎ ምዃኑ ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ ሓቢሩ። እቲ ብስዑዲ ዓረብን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን [...]
ምዕራብ ዳርፉር፣ ኣብ ጋህሲ ዝተቐብረ ናይ 87 ሰባት ሬሳ ተረኺቡ

ምዕራብ ዳርፉር፣ ኣብ ጋህሲ ዝተቐብረ ናይ 87 ሰባት ሬሳ ተረኺቡ

Radio Erena: Friday 14 July 2023 ኣብ ሱዳን፣ ምዕራብ ዳርፉር፣ ኣብ ጋህሲ ዝተቐብረ ናይ 87 ሰባት ሬሳ ከምዝተረኽበ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። እቲ ሬሳታት፣ ብጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ብዝምርሑ ፈጣን ሓይልታ [...]
መግለጺ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ዘቖጠዓ ሱዳን፣ ካብ ኢጋድ ክትወጻእ ከምእትኽእል ኣጠንቂቓ

መግለጺ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ዘቖጠዓ ሱዳን፣ ካብ ኢጋድ ክትወጻእ ከምእትኽእል ኣጠንቂቓ

Radio Erena: Friday 14 July 2023 ሱዳን፣ ካብ ዞባዊ ውድብ ናይ መንግስታት በዓል ስልጣን ንልምዓት ወይ ኢጋድ ክትወጽእ ከምእትኽእል ኣጠንቂቓ። ሱዳን ነዚ ዘጠንቀቐት፣ ብ10 ሓምለ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተጋብ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ቅድሚኡ መራሕቲ እታ ሃገር ምስ ዝነበሩ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ነበር ንምምኽኻር ዝዓለመ ዋዕላ ኣካይዱ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ቅድሚኡ መራሕቲ እታ ሃገር ምስ ዝነበሩ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ነበር ንምምኽኻር ዝዓለመ ዋዕላ ኣካይዱ

Radio Erena: Thursday, 13 July 2023 ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ቅድሚኡ መራሕቲ እታ ሃገርን መንግስቲን ምስ ዝነበሩ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ነበር ንምምኽኻር ዝዓለመ ዋዕላ፣ ብ12 ሓምለ ምክያዱ ማ [...]
ኢትዮጵያ፣ ምጭዋይ ሰባት ግኑን ተርእዮ ኣብ ዝኾነሉ እዋን፣ ሓደ እስራኤላዊ ተታሒዙ ምህላዉ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ምጭዋይ ሰባት ግኑን ተርእዮ ኣብ ዝኾነሉ እዋን፣ ሓደ እስራኤላዊ ተታሒዙ ምህላዉ ተገሊጹ

Radio Erena: Thursday, 13 July 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብፍላይ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ሰባት እናጨወኻ፣ ስድራቤታቶም ገንዘብ ክኸፍሉ ምግዳድ ግኑን ተርእዮ ኮይኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ሓደ እስራኤል'ውን ተታሒዙ ከምዘ [...]
1 58 59 60 61 62 385 600 / 3849