Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 57 58 59 60 61 385 590 / 3849
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ጋምቤላ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ብሄር ግጭት ልዕሊ 60 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ጋምቤላ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ብሄር ግጭት ልዕሊ 60 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

Radio Erena: Monday,24 July 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ጋምቤላ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተጓሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 60 ሰባት ከምዝተቐትሉ ንሰበ ስልጣን እቲ ክልል ብምጥቃስ ዘ ሪፖርተር ሓቢሩ። ብመሰረት እ [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ፕረዚደንት ፑቲን ናብ ዋዕላ ብሪክስ ከይመጽእ ኣጠንቂቓ

ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ፕረዚደንት ፑቲን ናብ ዋዕላ ብሪክስ ከይመጽእ ኣጠንቂቓ

Radio Erena: Monday,24 July 2023 ፕረዚደንት ሩስያ፣ ቭላድሚር ፑቲን፣ ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ኣብ ዝጋባእ ዋዕላ ሃገራት ብሪክስ ንምስታፍ ናብታ ሃገር እንተመጺኡ፣ ተኣሲሩ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት [...]
ፈጣን ሓይልታት ሱዳን ኣብ ዳርፉር ኣብ ዘካየዶ ደብዳብ ብውሑዱ 20 ሰባት ተቐቲሎም

ፈጣን ሓይልታት ሱዳን ኣብ ዳርፉር ኣብ ዘካየዶ ደብዳብ ብውሑዱ 20 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: Sunday, 23 July 2023 ኣብ ሱዳን ኣብ መንጎ ተቐናቐንቲ ወተሃደራውያን ሓይልታት ዝካየድ ዘሎ ኲናት ብሰፊሑ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፤ ብደብዳብ ከቢድ ብረት ከባቢ 20 ሰባት ከምዝሞቱ፤ ካብታ ሃገር [...]
ፕረዚደንት ዩክረይን ቭላድሚር ዘለንስኪን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድን  ናይ ቴሌፎን ርክብ ኣካዪዶም

ፕረዚደንት ዩክረይን ቭላድሚር ዘለንስኪን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድን ናይ ቴሌፎን ርክብ ኣካዪዶም

Radio Erena: Sunday, 23 July 2023 ፕረዚደንት ዩክረይን ቭላድሚር ዘለንስኪን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድን ናይ ፈለማ ርክብ ናይ ቴሌፎን ኣካዪዶም። ርክብ ናይ'ዞም ክልተ መራሕቲ ሃገራት ዝግበር ዘሎ [...]
ኣመሪካ ንሰራዊት ሶማል ንምድጋፍ፣ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣካዪዳ

ኣመሪካ ንሰራዊት ሶማል ንምድጋፍ፣ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣካዪዳ

Radio Erena: Sunday, 23 July 2023 ኣመሪካ፣ ሰራዊት መንግስቲ ሶማል ንምሕጋዝ ናይ ነፈርቲ ኲናት መጥቃዕቲ ከምዘካየደት፣ ማእከላይ እዚ ኣፍሪቃ’ታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብቲ ካብ ከተማታት ርሒቑ ዝርከብ ከባቢታት ጋልካድ [...]
ተዳኺሙ ክብሃል ዝጸንሐ ኣል ሸባብ ንከተማ ባይዶዋ ኣብ ከበባ ከምዘእተዋ ተገሊጹ

ተዳኺሙ ክብሃል ዝጸንሐ ኣል ሸባብ ንከተማ ባይዶዋ ኣብ ከበባ ከምዘእተዋ ተገሊጹ

Radio Erena: Friday, 21 July 2023 ሰራዊት መንግስቲ ብዘካይዶ ዘሎ ስርሒታት፣ ዝቖጻጸሮ ዝነበረ ከባቢታት ክርሕርሕ ምጽንሑ ዝተነግረሉ ኣልሸባብ፣ ንከተማ ባይዶዋ ኣብ ምሉእ ከበባ ከምዘእተዋ ተገሊጹ። እቲ [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ፑቱን ኣብ ዋዕላ ብሪክስ ንምስታፍ ኣብ ዝመጽኣሉ ከይእሰር ንኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ሕቶ ኣቕሪባ

ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ፑቱን ኣብ ዋዕላ ብሪክስ ንምስታፍ ኣብ ዝመጽኣሉ ከይእሰር ንኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ሕቶ ኣቕሪባ

Radio Erena: Thursday, 20 July 2023 ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ሲሪል ራማፎሳ፣ ሩስያያዊ መዘንኡ ቭላድሚር ፑቲን፣ ኣብ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ብሪክስ ንምስታፍ ናብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ዝመጽኣሉ ከይእሰር፣ ንኣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ናይ ሰለስተ ዓመት ናይ ቁጠባ ጽገና ንምክያድ ናይ 12 ቢልዮን ዶላር ልቃሕን ምወላን ሓቲታ

ኢትዮጵያ፣ ናይ ሰለስተ ዓመት ናይ ቁጠባ ጽገና ንምክያድ ናይ 12 ቢልዮን ዶላር ልቃሕን ምወላን ሓቲታ

Radio Erena: Thursday, 20 July 2023 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ መዲበዮ ኣለኹ ንዝበሎ ናይ ቁጠባ ጽገና ንምክያድ ናይ 12 ቢልዮን ዶላር ልቃሕን ምወላን ከምዝሓተተ፣ ኣማኻሪ ቁጠባዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ኣቶ [...]
ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ምክትታል ወራር ዕስለ ኣንበጣ ክገብራ መዘኻኸሪ ቀሪቡ

ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ምክትታል ወራር ዕስለ ኣንበጣ ክገብራ መዘኻኸሪ ቀሪቡ

Radio Erena: Thursday, 20 July 2023 ሃገራት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ቀይሕ ባሕሪን፣ ክርአ ንዝጀመረ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምክልኻል ምድላዋት ክገብራ ውድብ መግቢን ሕርሻን ( FAO) ኣዘኻኺሩ። እቲ ውድብ፣ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ወደብ ጂቡቲ ንምጥቃም ምስታ ሃገር ዘተ ተካይድ

ደቡብ ሱዳን፣ ወደብ ጂቡቲ ንምጥቃም ምስታ ሃገር ዘተ ተካይድ

Radio Erena: Wednesday, 19 July 2023 ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ደቡብ ሱዳን፣ ወደብ ጂቡቲ ንምጥቃም ኣብ ዝህሉ መስርሕ ብዝምልከት ምስ ሰበ ስልጣን ጂቡቲ ይዝትዩ ኣለዉ። እቲ ላዕለዋይ ልኡኽ ደቡብ ሱዳን፣ [...]
1 57 58 59 60 61 385 590 / 3849