Category: ኣህጉራዊ ዜና
ደቡብ ሱዳን፣ ፈላሚ ምርጫ ፕረዚደንት እናተቓረበ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ እዋን፣ መራሒ እታ ሃገር ምስ ፕረዚደንት ሩስያ ዘትዩ
Radio Erena: Wednesday, 04 October 2023
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ናብ ሩስያ ዑደት ብምክያድ ምስ ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ምትሕግጋዝ ዘተኮረ ስምምዓት ከቲሙ።
ፕረዚደንት፣ [...]
ካብ ኣልሸባብ ከቢድ ብድሆ ዝገጠማ ሶማል፣ ምውጻእ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ክደናጎ ሓቲታ
Radio Erena: Tuesday, 03 October 2023
ካብ ኣልሸባብ ከቢድ ብድሆታት ገጢምዎ ዘሎ መንግስቲ ሶማል፣ ምውጻእ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ክደናጎ ብወግዒ ሓቲቱ።
ሰራዊተን ኣብ ሶማል ኣዋፊረን ዝር [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣፍደግ ክትውንን ናይ ህላዌኣ ሕቶ’ዩ ክብል ኣምባሳደራ ኣብ ቤልጁምን ትካላት ሕብረት ኤውሮጳን ገሊጹ
Radio Erena: Tuesday, 03 October 2023
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣፍደገ ክትውንን ናይ ህላዌኣ ሕቶ ምዃኑ፣ ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ቤልጁም፣ ሉክዘምበርግን ትካላት ሕብረት ኤውሮጳን፣ ኣቶ ግሩም ኣባይ [...]
ኬንያ: ሓደ ሽሕ ፖሊስ ናብ ሃይቲ ክትልእኽ እያ
Radio Erena: Monday 02 October 2023
ሃይቲ ኣብ ካሪብያን እትርከብ ምስ ዶመኒካን ሪፖብሊክ ብሓባር ኣብ ሓንቲ ደሴት ዝቖመት ንእሽቶ ሃገር እያ።
ዝበዝሕ ካብቲ 11.4 ሚልዮን ህዝባ ካብ ኣፍሪቃ ብኤውሮጳ [...]
ሱዳን: ጀነራል ኣል-ቡርሃን መፍትሒ ከናዲ ጸቕጢ ይግበረሉ
Radio Erena: Monday 02 October 2023
ኣብ ሱዳን ኣብ መንጎ ክልተ ጀነራላት ዝካየድ ዘሎ ኲናት ሕድሕድ ሓሙሻይ ወርሑ ኣቑጺርሉ ኣብ ዘሎ እዋን ኣስታት ሓሙሽተ ሽሕ ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ ሚልዮናት ድማ ካብ ቤ [...]
ቡርኪናፋሶ ብዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ ፈተነ ዕልዋ ከምዝተኻየደሉ ገሊጹ
Radio Erena:Friday 29 September 2023
ኣብ ቡርኪና ፋሶ፣ ካብ 30 መስከረም 2022 ኣትሒዙ ብዕልዋ ስልጣን ጨቢጡ ዝርከብ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ኣብ ዓመቱ ፈተነ ዕልዋ ከምዝተኻየደሉ ገሊጹ።
እቲ ብካፕቴን [...]
ጂቡቲን ሶማልን 4.7 ሬክተር ስኬል ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣጋጢሙ
Radio Erena:Friday 29 September 2023
ኣብ ጂቡቲን ሶማልያን፣ 4.7 ሬክተር ስኬል ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከምዝጋጠመ ትካላት መጽናዕትን ምድሪን ስነ ምድሪ ሓቢረን።
እቲ ብ28 መስከረም፣ ኣብ ሰዓታት [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማ ጎንደር፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓት ፋኖን ዳግም ኣብ ዝተወልዐ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: Wednesday,27 September 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ጎንደር፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓት ፋኖን ዳግም ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን [...]
ምብራቕ ሱዳን፣ ኮሌራን ብቫይረስ ዝመጽእ ሕማም ዴንጋን ይላባዕ ምህላዉ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ
Radio Erena: Wednesday,27 September 2023
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ኮሌራን ብቫይረስ ዝስዕብ ሕማም ዴንጋን ብናህሪ ይላባዕ ምህላዉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣጠንቂቑ።
ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት፣ በቲ ሕማም ከምዝተ [...]
ኬንያን ኣመሪካን ኣብ ወትሃደራዊ መዳይ ክተሓጋገዛ ስምምዕ ከቲመን
Radio Erena: Tuesday, 26 September 2023
ኣብ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝን ህሉው ኩነታት ዚባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ብዝምልከት ምስ ፕረዚደንታት ጂቡቲን ሶማልንን ዝዘተየ ሚኒስተር ምክልኻል ኣመሪካ፣ ሎይድ ኦስቲን ናብ [...]