Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኒጀር፣ ፖለቲካዊ ኩነታትን ባህርያዊ ሓደጋን ዘኸተሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ይብእስ
Radio Erena: Friday, 13 October 2023
ኒጀር ብሰንኪ ኣብታ ሃገር ዝጸንሐ ብልሽውናን፣ ለውጢ ክሊማ ዘኸተሎ ባህርያዊ ሓደጋን ብሚልዮናት ዝቑጸር ህዝቢ ተጸባዪ ረዲኤት ኮይኑ ከም ዘሎ፣ ምውህሃድ ሰብኣዊ ሓገዛት ው [...]
ኬንያ፣ ዜጋታት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝኾኑ ስደተኛታት ዘሰጋግሩ ዝነበሩ ኣባላት ፖሊስ ተታሒዞም
Radio Erena: Thursday, 12 October 2023
ኣብ ኬንያ፣ ዜጋታት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሱዳን ዝኾኑ ስደተኛታት ዝጸዓነት ናይ ፖሊሲ መኪና ብፖሊስ ከምዝተታሕዘት መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
እቶም ኣብታ [...]
ባንክ ዓለም ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ዕጡቓት ሓማስን ዝካየድ ዘሎ ኵናት ደው ክብል ጸዊዑ
Radio Erena: Wednesday, 11 October 2023
ኣብ ወሽመጥ ቓዛ ዝመደበሩ ፍልስጤማዊ ዕጡቕ ጉጅለ ሓማስ፣ ብቀዳም 7 ጥቅምቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ብዝኸፈቶ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ካብ ክልቲኡ ወገናት ግዳያት ሞት፣ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ብሰንኪ ኣብ ሱዳን ዘሎ ግጭት ዝተመዛበሉ ንምሕጋዝ ናይ 358 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ትሓትት
Radio Erena: Wednesday, 11 October 2023
ብሰንኪ ኣብ ሱዳን ኣብ ሞንጎ ክልተ ጀነራላት ዝካየድ ዘሎ ኲናት ሕድሕድ ኣስታት ሓሙሽተ ሽሕ ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ ሚልዮናት ድማ ካብ ቤት ንብረቶም ተመዛቢሎምን [...]
እስራኤል ኣብ ኲናት
Radio Erena: Monday, 09 October 2023
ብቀዳም 7 ጥቅምቲ ንግሆ ኣብ ወሽመጥ ቃዛ ዝመደበሩ ፍልስጤማዊ ዕጡቕ ጉጅለ ሓማስ ብመሬት ባሕርን ሰማይን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ሃንደበታዊ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ኣካይዱ። [...]
ኣፍሪቃ፣ ኮሌራ ብናህሪ ኣብ ዘስፋሕፍሓሉ ዘሎ እዋን ጥንቃቐታት ክግበር ውድብ ጥዕና ዓለም ኣተሓሳሲቡ
Radio Erena: Friday, 06 October 2023
ሕማም ኮሌራ፣ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ብፍላይ ድማ ኣብ ሃገራት ሱዳን፣ ኢትዮጵያን ዚምባብወን ብናህሪ የስፋሕፍሕ ከም ዘሎ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣተሓሳሲቡ።
ብፍ [...]
ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ቁጠባ ክሳተፋ ምትብባዕ፣ ውሕስነት መግቢ ኣብ ምርግጋጽ ንዝግበር ወፍሪ ኣገዳሲ’ዩ ተባሂሉ
Radio Erena: Friday, 06 October 2023
መሊንዳ ፍረንች ገይትስ ኣብ ዘ ኤኮኖሚስት ኣብ ዘስፈረቶ መጽናዕታዊ ጽሑፍ መራሕቲ ሃገራት ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ቁጠባ ከደንፍዑ ተዘኻኽር።
ንሳ ምስ ዝተፈላለዩ [...]
ጂቡቲ ምስ ቐጠር ዝነበራ ዝምድና ንምዕባይ ተሰማሚዓ
Radio Erena: Thursday, 05 October 2023
ጂቡቲን ቐጠርን ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ናብ ንቡር ዝተመልሰ ዝምድንአን ንምዕባይ'ዩ ተሰማሚዐን።
እዘን ክልተ ሃገራት፣ ዝምድንአን ከዕብያ ዝተሰማምዓ፣ ፕረዚደንት እስ [...]
ፈረንሳ፣ ብሰንኪ ወራር ቱዃን ሓያሎ ኣብያተ ትምህርቲ ይዕጸዋ
Radio Erena: Thursday, 05 October 2023
ኣብ ፈረንሳ፣ ተኸሲቱ ብዘሎ ወራር ቱዃን ሓያሎ ኣብያተ ትምህርቲ ከምዝተዓጽዋ ምምሕዳር ከተማታት ኣፍሊጠን።
ዛጊት ኣብ ወደባዊት ከተማ ማርሰይ፣ ምስ ስዊዘርላንድ [...]
ካብ ኲናት ዝሃደማ ደቂ ኣንስትዮ ዩክረይን ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ግዳያት ጾታዊ ዓመጽ ይኾና
Radio Erena: Wednesday, 04 October 2023
ካብ ኲናት ዝሃደማ ደቂ ኣንስትዮ ዩክረይን፣ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ግዳያት ጾታዊ ዓመጽ ከም ዝኾናን እቲ ኪናት ዓመት ኣሕሊፉ ኣብ ዝሃድኣሉ ውን ንዝወረደን በሰላ ን [...]