Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኣመሪካ፣ ፈጣን ሓይልታት ደብዳብ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ደው ከብል ጸዊዓ
Radio Erena: Friday,20 October 2023
ብጀነራል ሓምዳን ዶጋሎ ዝምራሕ ፈጣን ሓይልታት ኣብ ደቡብ ዳርፉርን ኦምዱርማንን ደብዳብ ከምዘሐየለ ዝገልጽ ጸብጻባት ኣሜሪካ ኣዝዩ ከምዘሻቐላ ወሃቢ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት [...]
ሱዳን፣ ቁጽሪ ብጥሜት ዝሞቱ ይውስኽ
Radio Erena: Friday,20 October 2023
ኣብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ብጀነራል ኣልቡርሃን ዝምራሕ ሰራዊት መንግስቲን ብጀነራል ሓምዳን ዶጋሎ ዝምራሕ ፈጣን ሓይልታትን ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ኵናት፣ ቁጽሪ ብጥሜት ዝሞታ ስድ [...]
ኢትዮጵያ፣ ውህሉል ዕዳኣ ትኸፍለሉ ግዜ ክናዋሕ ሓቲታ
Radio Erena: 19 October 2023
ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ ዝተኣከበ ውህሉል ናይ ወጻኢ ዕዳ፣ ትኸፍለሉ ግዜ ክናዋሓላ ከምዝሓተተ ተገሊጹ።
እታ ሃገር ነዚ ሕቶ ተቕርብ ዘላ፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ፣ ብመሪሕነት ባ [...]
ጃፓን፣ ኣብ ፍሉይ ስርሒት ዝዋፈራ ነፈርቲ ናብ ጂቡቲ ልኢኻ
Radio Erena: 19 October 2023
ጃፓና፣ ኣብ ፍሉይ ስርሒት ዝዋፈራ ሰለስተ ነፈርቲ ናብ ጂቡቲ ከምዘዋፈረት ወትሃድራውያን ምንጭታት ሓቢሮም።
እተን C-2 ዝዓይነተን፣ ኣብ ምክልኻል፣ መጥቃዕትን መጓዓዝያን ዝነጥ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ስምምዕ ሰላም ጁባ ክትግምግሞ እያ
Radio Erena: Wednesday, 18 October 2023
ደቡብ ሱዳን ኣብ 2020 ኣብ መንጎ ብሰንደቕ ዕላማ ሰውራዊ ግንባር ሱዳን ዝንቀሳቐሱ ሓይልታት፣ ዕጡቓትን ዘይዕጡቓትን ጉጅለታት ዝፈረመቶ ስምምዕ ሰላም ጁባ ንምግም [...]
ሱዳን፣ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ኵናት፣ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት መንግስቲ ተቐቲሉ
Radio Erena: Tuesday, 17 October 2023
ኣብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ፈጣን ሓይልታትን ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ኵናት፣ ሓደ ላዕለዋይ ኣዛዚ ከምዝተቐትለ ተሓቢሩ።
ብጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ዝምርሑ ፈ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሓድሽ ኣብ ዝቖመ ክልል ማእከላዊ ብዝተጓሃሃረ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: Tuesday, 17 October 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ሓድሽ ኣብ ዝቖመ ክልል ማእከላዊ፣ ኣብ ዞባ ጉራጌ፣ ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ከምዘውረደ ተሓቢሩ።
እቲ ካብ 14 ጥቅምቲ [...]
ኢትዮጵያ፣ 3% ካብ ተመሃሮ ጥራይ ናብ ዩኒቨርሲቲ ይሓልፉ
Radio Erena: Monday, 16 October 2023
ኣብ ኢትዮጵያ መሕለፊ ፈተና(ማትሪክ) ናብ ዝለዓለ ትምህርቲ ካብ ዝወሰዱ ክዕሊ 845 ሽሕ ተመሃሮ እቶም 27 ሽሕ ጥራይ ከምዝሓለፉ እዚ ድማ 3 ሚእታዊት ጥራይ ከምዝኾነ [...]
ሱዳን: ናይ ሰላም ተስፋ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ይቕህም
Radio Erena: Monday, 16 October 2023
ኩናት ሓድሕድ ጀነራላት ሱዳን 6ይ ወርሑ ኣቑጺርሉ ኣብ ዘሎ እዋን ሞት ሰላማውያን ሰባት፣ ስቓይ፣ ዕንወት፣ ከውርድ እንከሎ ሚልዮናት ሰባት ድማ ካብ ቤት ንብረቶም ተመዛ [...]
ፕሮፌሰር ሃርቫርድ ዩኒቨርሲቲ ክላውድያ ጎልዲን፣ 3ይቲ ጓለንስተይቲ ተዓዋቲት ሽልማት ኖቤል ስነ ቁጠባ ኮይና
Radio Erena: Friday, 13 October 2023
ፕሮፌሰር ሃርቫርድ ዩኒቨርሲቲ ክላውድያ ጎልዲን ናይ 2023 ተዓዋቲት ሽልማት ኖብል ስነ ቁጠባ ብሙኻን ሽልማት ዓቲራ።
እቲ ትማሊ ሰኑይ 9 ጥቅምቲ ንፕሮፌሰር ሃርቫ [...]