Category: ኣህጉራዊ ዜና
ሱዳን: ጀነራል ኣል-ቡርሃን ብስዕረት ሰራዊቱ ይቑጣዕ
Radio Erena: Tuesday, 26 December 2023
ከተማ 'ዋድ ማዳኒ' ብብርጋደር ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳጎሎ ብዝምርሑ ዕጡቓት ተወርዋሪ ሓይሊ ድሕሪ ምትሓዛ ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን ይቑጣዕ::
ዝሓለ [...]
ኣብ 2024 ንበጻሕቲ ሓደገኛታት ዝኾና ሃገራት
Radio Erena: Friday, 22 December 2023
ኣብ 2024 ንበጻሕቲ ሓደገኛታት ዝኾና ሃገራት ዓለም ተዘርዚረን።
እቲ ብዓለማዊ ኣማኻሪ ትካል ጥዕናን ጸጥታን ማለት International SOS ዝወጸ መጽናዕቲ፣ [...]
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ዕጡቓት ሓማስን፣ ምቁራጽ ተኹሲ ዝጠልብ ውሳኔኡ ከሕልፍ ትጽቢት ይግበረሉ
Radio Erena: Friday, 22 December 2023
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ዕጡቓት ሓማስን ኣብ ልዕሊ ዝካየድ ዘሎ ግጭት፣ ምቁራጽ ተኹሲ ዝጠልብ ድምጺ ኣመልኪቱ ውሳኔኡ ከሕልፍ ትጽቢት ይግበ [...]
ኢትዮጵያ፡ ኣብ ኲናት ‘ታ ሃገር ዓቢ ኣበርክቶ ንዝገበራ ድሮናት ዘፍሪ ኩባንያ ቱርኪ ዝልዓለ ናይ ክብሪ ሽልማት ሂባ
Radio Erena: Thursday, 21 December 2023
መንግስቲ ኢትዬጵያ፣ ባይካር ንዝተባህለ ድሮናት ዘፍሪ ኩባንያ ቱርኪ ዝልዓለ ናይ ክብሪ ሽልማት ከምዝሃበ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
ዋና አካያዲ ስራሕ [...]
ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፡ ኣብ ኢትዬጵያ ዝርከቡ ወጻእተኛታት ኣባላቱ ጠቕሊሎም ኣዚዙ
Radio Erena: Thursday, 21 December 2023
ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፡ ኣብ ኢትዬጵያ ዝርከቡ ወጻእተኛታት ኣባላቱ ጠቕሊሎም ክወጹ ምዃኖም ኣፍሊጡ።
እቲ ባንክ፡ ብ20 ታሕሳስ ብዘውጽኦ መግለጺ መሰረት፡ ሓይል [...]
ወሰኽ ተጠቃምነት ኤለክሮኒካዊ-ሽጋራ ብትሕቲ ዕድመ ከምዘተሓሳሰቦ፣ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ
Radio Erena: Wednesday, 20 December 2023
ውድብ ጥዕና ዓለም 88 ሃገራት ኤለክሮኒካዊ-ሽጋራ ዝዕደገሉ ገደብ ዕድመ ከምዘይብለንን 74 ሃገራት ድማ ንዕኡ ዝምልከት ዝኾነ ይኹን መምርሒ ከምዘይብለን ኣተሓሳሲ [...]
ብቀይሕ ባሕሪ ንዝጓዓዛ ንግዳዊ መራኽብ ካብ መጥቃዕቲ ሑቲ ንምክልኻል፣ ሓድሽ ሓይሊ ዕማም ባሕሪ ቆይሙ
Radio Erena: Wednesday, 20 December 2023
ጸሓፊ ሚኒስተር ምክልኻል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ሎይድ ኦስቲን ብቀይሕ ባሕሪ ንዝጓዓዛ ንግዳዊ መራኽብ ካብ መጥቃዕቲ ዕጡቓት ሑቲ ንምክልኻል ዝዓለመ ሓድሽ ሓይ [...]
ሱዳንን ቻድን፣ ሓድሕድን ዲፕሎማሰኛታት ይሰጓ
Radio Erena: Tuesday, 19 December 2023
ቻድ፣ ን17 ዲፕሎማሰኛታት ሱዳን ክትሰጉግ እንከላ፣ ሱዳን ብወገና ን3 ሰራሕተኛታት ኤምባሲ ቻድ ኣብ ካርቱም ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት ክወጹ ኣዚዛ።
እዘን ክልተ [...]
ጂቡቲ፣ ህላዌ ሰራዊት ፈረንሳ ኣብ መሬታ ክቕጽል እንተኾይኑ ተወሳኺ ክፍሊት ትሓትት ከምዘላ ተገሊጹ
Radio Erena: Tuesday, 19 December 2023
ጂቡቲ፣ ካብ 1971 ኣትሒዙ ምስ ፈረንሳ ዝኸተመቶ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝን ህላዌ ሰራዊት ፈረንሳ ኣብ መሬታን ክቕጽል እንተኾይኑ፣ ተወሳኺ ክፍሊት ትሓትት ከምዘላ ንም [...]
ሱዳን: ኲናት ርእሰ-ከተማ ሕርሻ ‘ዋድ ማዳኒ’
Radio Erena: Monday, 18 December 2023
ሱዳናዊት ከተማ 'ዋድ ማዳኒ' ካብ ከተማ ካርቱም 136 ኪሎሜተር ናብ ደቡባዊ ምብራቕ ኣብ ገማግም ፈለግ ኒል ተደኩና ትርከብ::
ኣስታት ፍርቂ ምልዮን ተቐማጢ ዘለ [...]