Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኣብ ሱዳን ዝመደበቶ ወትሃደራዊ መዓስከር መሰናኽል ዘጋጠማ ሩስያ፣ ምስ ጂቡቲ ትዝቲ
Radio Erena: 17 June 2021
ሩስያን ጂቡቲን፣ ኣብ ሓያሎ ጉዳያት ዘተኮረ ዘተ ኣካይደን።
እዘን ክልተ ሃገራት፣ ኣብ ንግዲ፣ ወፍሪ፣ ቁጠባ፣ ሕርሻን ካልእን ዘተኮረ ዘተ ከምዘካየዳ ዝተገልጸ፣ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ [...]
መብዛሕቶም ዜጋታት ኢትዮጵያ ዝኾኑ ስደተኛታት ዝጽዓነት ጃልባ፣ ኣብ ገማግም የመን ብምጥሓላ 10ታት ሰባት ሞይቶም
Radio Erena: 15 June 2021
መብዛሕቶም ዜጋታት ኢትዮጵያ ምዃኖም ዝተገልጹ ኣስታት 200 ስደተኛታት ዝዓጸነት ጃልባ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ከምዝጠሓለት ስበ ስልጣን የመን ገሊጾም።
እቶም ስበ ስልጣን፣ ካብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ንተደጋጋሚ እዋን ክሰጋገር ዝጸንሐ ምርጫ፣ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት እታ ሃገር ኣብ ዝተመደበሉ ግዜ ከምዘይካየድ ተሓቢሩ
Radio Erena: 15 June 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብተደጋጋሚ እዋን ክሰጋገር ዝጸንሐ ምርጫ፣ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት እታ ሃገር፣ ኣብ ዝተመደበሉ ግዜ፣ ኣብ 21 ሰነ ከምዘይካየድ ቦርድ ምርጫ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
እቲ ቦ [...]
ኬንያ፣ ደው ኣቢላቶ ዝጸንሐት፣ ካብን ናብን ሶማል ዝካየድ ናይ ነፈርቲ መጓዓዝያ ክቕጽል ወሲና
Radio Erena: 15 June 2021
ኬንያ፣ ካብ 11 ግንቦት ኣትሒዛ፣ ደው ኣቢላቶ ዝጸንሐት፣ ካብን ናብን ሶማል ዝካየድ ናይ ነፈርቲ መጓዓዝያ፣ ከምዘልዓለቶ ኣፍሊጣ።
ኬንያ፣ ኣብቲ ጉዳይ ድሕሪ ምምካር፣ ምእንቲ ረብሓ [...]

ማሕበር ሃገራት ዓረብ፡ ብጉዳይ ናይል፡ ኣብ ቀጠር ፍሉይ ኣኼባ ከካዪድ እዩ
Radio Erena: 13 June 2021
ማሕበር ሃገራት ዓረብ ብጉዳይ ናይል ብዝምልከት ፍሉይ ኣኼባ ከካዪድ እዩ።
እቲ ብግብጺን ሱዳንን ከምዝተጸወዐ ዝተገልጸ ፍሉይ ኣኼባ፣ ንሰሉስ 15 ሰነ፡ ኣብ ቀጠር፡ ከተማ ዶሓ ክካየድ ምዃ [...]
ጂቡቲ፣ ተወላዶ ትግራይ ዝኾኑ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ኢትዮጵያ ምምላሳ UNHCR ኮኒኑ
Radio Erena: 11 June 2021
መንግስቲ ጂቡቲ፣ ተወላዶ ትግራይ ዝኾኑ ሰለስተ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ኢትዮጵያ ምምላሱ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኮኒኑ።
እቲ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ዝኾ [...]
ሩስያ፣ ኣብ ሱዳን ክትሃንጾ ዝመደበት መደበር ሓይሊ ባሕሪ ናብ ኤርትራ ከተሰጋገሮ ትህንጠ ምህላዋ ተሓቢሩ
Radio Erena:10 June 2021
ኣብ ሱዳን ክትሃንጾ ዝመደበት መደበር ሓይሊ ባሕሪ ክዕወት ከምዘይክእል ኣብ መደምደምታ ዝበጽሐት ሩስያ፣ ናብ ኤርትራ ከተሰጋግሮ ከምእትኽእል ወትሃደራውያን ተንተንቲ ኣንፊቶም።
መንግስታዊ ኣ [...]
ሱዳንን ግብጽን፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳያት ንምምኽኻር፣ ኣኼባ ሚኒስተራት ኣካይደን
Radio Erena:10 June 2021
ሱዳንን ግብጽን፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳያት ንምምኽኻር ዝዓለመ ኣኼባ ሚኒስተራት ኣካይደን።
እቲ ብሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢን፣ ሃብቲ ማይን ሕርሻን ተመሪሑ፣ ብረቡዕ 9 ሰነ ኣ [...]
ቀጠርን ጂቡቲን፣ ኣብ መዳይ ትምህርቲ ክተሓጋገዛ ኣብ ስምምዕ በጺሐን
Radio Erena:10 June 2021
ቀጠር፣ ኣብ ጂቡቲ፣ ኣብ ምስፋሕ ትምህርቲ ዝዓለመ ዝተፈላለየ ፕሮጀክታት ንምምዋል ምስ መንግስቲ ጁቡቲ መዘክር ምኽታማ ተሓቢሩ።
እቲ 'ትምህርቲ ንኹሉ' ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ብባንክ [...]
ዳግም ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ዘስግኣ ኡጋንዳ፣ ን42 መዓልታት ተወሳኺ ዕጽዋ ኣዊጃ
Radio Erena: 08 June 2021
ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ዳግም የስፋሕፍሕ ከምዘሎ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ ኡጋንዳ ን42 መዓልታት ዝጸንሐ ተወሳኺ ጽኑዕ ዕጽዋ ኣዊጃ።
ድሕሪ'ቲ ብሰንበት 06 ሰ [...]