Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኢትዮጵያ፣ 21 ሚኒስተራት ዝሓዘ ሓድሽ መንግስቲ ክቐውም’ዩ
Radio Erena: 29 September 2021
ብኵናትን ሰብኣዊ ቅልውላዋትን ኣብ እትሕመስ ዘላ ኢትዮጵያ፣ 21 ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራት ዝሓቖፈ ሓድሽ መንግስቲ ክቐውም'ዩ።
እቲ ሰኑይ 4 ጥቅምቲ ክቐውም ምዃኑ ዝንገር ዘ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ሱዳን ከምርሕ’ዩ
Radio Erena: 29 September 2021
ፍሉይ ልኡኽ ምምሕዳር ባይደን ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን፣ ኣብዚ ሰሙን'ዚ ናብ ሱዳን ከምርሕ ምዃኑ ተሓቢሩ።
እቲ ፍሉይ ልኡኽ ናብ ሱዳን ዘምርሕ ዘ [...]
ቀ/ሚ ሶማል፣ ብጉዳይ ምርጫን ኩነታት ጸጥታን ብዝምልከት ምስ ኣዘዝቲ ፖሊስን ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃን ተመያይጡ
Radio Erena: 29 September 2021
ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ ሑሰን ሮብለ፣ ብጉዳይ እቲ ዝመጽእ ወርሒ ጥቅምቲ ዝካየድ ምርጫን ኩነታት ጸጥታን ብዝምልከት ምስ ኣዘዝቲ ፖሊስ ሃገሩን ኮሚሽነር ፖሊስ ዓቃብ ሰላም ሰራዊ [...]
ሻምብቆታት ነዳዲ ዓጽዩ ዘሎ ኣድማ ምብራቕ ሱዳን ደው ንምባሉ ዝርርብ ተጀሚሩ
Radio Erena: 28 September 2021
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ዝካየድ ዘሎ ኣድማ ደው ንምባሉ መንግስቲ ምስ ቤት ምኽሪ ቤጃ ዝርርብ ከምዝጀመረ ተገሊጹ።
ብኣባል ሉኣላዊ ቤት ም [...]
ኢትዮጵያ ኣብ ግብጺ ዝርከብ ኤምባሲኣ ክትዓጹ’ያ
Radio Erena: 27 September 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ግብጺ ዝርከብ ኤምባሲኡ ክዓጽዎ ምዃኑ ተሓቢሩ።
መርበባት ሓበሬታ ግብጺ፣ ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ፣ ማርቆስ ተከለ ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረብኦ ዜና፣ እቲ ኤ [...]
ሱዳን፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ ንዝፈተኖ መጥቃዕቲ ከምዘምከነት ገሊጻ
Radio Erena: 26 September 2021
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ንሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ዘዳውን ከባቢታት ዝፈተኖ መጥቃዕቲ፣ ብሰራዊት ሱዳን ከምዝመኸነ መንግስቲ ሱዳን ኣፍሊጡ።
ሰራዊት ሱዳን ሎሚ ሰንበት 26 መስከረም [...]

ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ግዚያዊ መንግስቲ ኣቚሙ ዘሎ ልፍንቲ፣ ምትፍናን ተፈጢሩ
Radio Erena: 26 September 2021
ኣብ ሱዳን ብሰንኪ’ቲ ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ፣ ኣብ መንጎ ግዚያዊ መንግስቲ ኣቚሙ ዘሎ ልፍንቲ ሲቪላዊን፣ ወተሃደራዊን ሓይልታት ምትፍናን ተፈጢሩ።
ኣቦ ወንበር’ቲ [...]
ኬንያን ኢትዮጵያን፣ ዶባተን ንንግዲ ክፉት ክኸውን ኣብ ስምምዕ በጺሐን
Radio Erena: 26 September 2021
ኬንያን ኢትዮጵያን፣ ዶባተን ንንግዲ ክፉት ክኸውን ኣብ ስምምዕ በጺሐን።
እቲ ብኢጋድ ከምዝተማእከለ ዝተገልጸ ስምምዕ፣ ኣብ መንጎ’ዘን ክልተ ሃገራት ብፍላይ ከኣ ኣብ ውጽኢት ሕርሻን [...]
ሶማል፣ ድሕሪ 30 ዓመታት ንመጀመርያ እዋን ምርኢት ፊልም ኣብ ሲነማ ተኻይዱ
Radio Erena: 24 September 2021
ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ፣ ድሕሪ 30 ዓመታት ንመጀመርያ እዋን፣ ምርኢት ፊልም ኣብ ሲነማ ተኻይዱ።
እቲ ብረቡዕ 22 መስከረም፣ ቅድሚ 30 ዓመታት ኣብ ዝዓነወ 'ሃገራዊ ት [...]
ሱዳን፣ ትካላት ናይቲ ንናጽነት ፍልስጤማ ዝቓለ ሓማስ ኣደስኪላ
Radio Erena: 24 September 2021
መንግስቲ ሱዳን፣ ንናጽነት ፍልስጤም ከምዝቓለ ብዝገልጽ ምንቅስቓስ ሓማስ ንዝውነን ዝተፈላለየ ትካላት ከምዘደስከለ ተገሊጹ።
ሮይተርስ ኣብታ ሃገር ንዘለው ምንጭታቱ ብምጥቃስ [...]