Category: ኣህጉራዊ ዜና
ሰራዊት ሱዳን ኣብ ሃገራዊ ምርጫ ከምዘይወዳደር ጀነራል ኣልቡርሃን ገሊጹ
Radio Erena: 07 December 2021
ኣብ ሱዳን፣ ኣብ 2023 ካየድ ተመዲቡ ኣብ ዘሎ ሃገራዊ ምርጫ፣ ኣባላት ሰራዊት እታ ሃገር ንውድድር ከምዘይቀርቡ፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ገሊጹ።
እቲ ጀነራል ምስ [...]
ወራስ ዓራት ስዑዲ ዓረብ፣ መሓመድ ቢን ሳልማን፣ ኣብ ሓሙሽተ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ዑደት የካይድ ኣሎ
Radio Erena: 07 December 2021
ወራሲ ዓራትን ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚን ስዑዲ ዓረብ፣ መሓመድ ቢን ሳልማን፣ ናብ ሓሙሽተ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ዑደት የካይድ ኣሎ።
ዑደቱ ብ6 ታሕሳስ፣ ብዖማን ዝጀመረ መሓ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ፈረንሳ፣ ናብ ጂቡቲ ክበጽሕ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 07 December 2021
ቀዳማይ ሚኒስተር ፈረንሳ፣ ዦን ካስቴክስ፣ ናብ ጂቡቲ ክበጽሕ ምዃኑ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሪካን ኢንተሊጀንስ ገሊጹ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ናብታ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ እትርከብ ሃገ [...]
ኡጋንዳ፣ ዕዳኣ ክትከፍል ስለዘይክኣለት፣ መዓርፎ ነፈርታ ንቻይና ኣረኪባ ዝብል ዜና ሓቅነት ከምዘይብሉ ፕረዚደንት ሙሰቬኒ ገሊጹ
Radio Erena: 06 December 2021
ሃገራት ምዕራብ፣ ኣብ ኡጋንዳ ካፒታለን ከፍስሳ ባህጊ ስለዘይብለን፣ ወፍርታት ቻይና እናዓበየ ይመጽእ ከምዘሎ ፕረዚደንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ገሊጹ።
እቲ ፕረዚደንት ምስ ሮይተስ ኣብ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ 19 ቢልዮን ዶላር ዝዋግኡ ነፈርቲ ውግእ ሄሊኮፕተራትን ድሮናትን ካብ ፈረንሳ ክትሽምት’ያ
Radio Erena: 06 December 2021
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ 19 ቢልዮን ዶላር ዝዋግኡ ዝተፈላለየ ኣጽዋር ካብ ፈረንሳ ንምሽማት ስምምዕ ከቲማ።
እቲ ኣብ መንጎ ወራስ ዓራት ኣቡዳቢን ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ኢ [...]
ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ፣ ዘቕረቦ ጠለባት ኣብ ክልተ ቅነ መልሲ እንተዘይረኺቡ፣ ዳግማይ ንፖርት ሱዳን ክዓጹ ምዃኑ ኣጠንቂቑ
Radio Erena: 06 December 2021
ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ - ናዚሪስ፣ ኣብ ስምምዕ ሰላም ምብራቕ ሱዳን ዘቕረቦ ጠለባት፣ ኣብ ክልተ ቅነ፣ ካብ መንግስቲ መልሲ እንተዘይረኺቡ፣ ንወደብ ፖርት ሱዳንን ናብቲ ወደብ ዘ [...]
ኣንቶንዮ ጉተረዝ ምስ ኣልቡርሃን ምውጋኑ ብሱዳናውያን ፖለቲከኛታት ይንቀፍ
Radio Erena: 05 December 2021
ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብዓብደላ ሓምዶክን ኣልቡርሃንን ዝቐረበ እማመ ማሕበር ሰብ ሞያ ሱዳን ክቕበሎ ንዘቕረቦ ጻውዒት፣ እቲ ማሕበር ነጺጉዎ።
ኣንቶንዮ ጉተረዝ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ማሕበ [...]
‘ቻይና፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ምትእትታው ወጻኢ ሃገራት ብትሪ ትቃወም’: ኣምባ. ዣዎ ሺዩዋን
Radio Erena: 05 December 2021
cክብል ኣምባሳደር’ታ ሃገር ገሊጹ።
ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣዎ ሺዩዋን ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሃገራት ምዕራብ ብስም ሰብኣዊ መሰላትን ደሞክራሲን ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብርኦ ምትእትታ [...]
ሱዳን፣ ናብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘዳውባ ዞባ ኣልፋሺጋ ተወሳኺ ሰራዊትን ኣጽዋርን ተጸግዕ ከምዘላ ተሓቢሩ
Radio Erena: 04 December 2021
ሱዳን፣ ናብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘዳውባ ዞባ ኣልፋሽጋ ተወሳኺ ሰራዊትን ኣጽዋርን ተዋፍር ከምዘላ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
እታ ሃገር ናብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕባ ዘሎ [...]
ሰራዊት ኡጋንዳ፣ ዕጡቓት ንምህዳን ዶብ ሰጊሩ ናብ ኮንጎ ከምዝኣተወ ተገሊጹ
Radio Erena: 03 November 2021
ኡጋንዳ፣ ኣብ ዞባ ኪቩ ዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ንምህዳን ምስ ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ብሓባር ዝስለፍ ሰራዊት ከምዝልኣኸት መደበር ቴሌቪዥን ፈረንሳ ኣቃሊሓ።
ሰራዊት ኡጋንዳ፣ [...]