Category: ኣህጉራዊ ዜና
‘ሶማል፣ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ደርቂ’ያ ዘላ።’ ፕረዚደንት ሸኽ ማሕሙድ
Radio Erena: 03 June 2022
ኣብ ሶማል፣ ከቢድ ሓደጋ ደርቂ ኣንጸላልዩ ከምዘሎ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ገሊጹ።
እቲ ብምርጫ ዝተዓወተ ፕረዚደንት፣ ኣብ 23 ግንቦት ስልጣን ድሕሪ ምርካቡ፣ ናብ ዞባታት እታ [...]
ኣመሪካ፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ መዚዛ
Radio Erena: 03 June 2022
ምምሕዳር ባይደን፣ ንኣምባሳደር ሚካኤል ሃመር፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክኸውን መዚዝዎ።
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፣ ኣቐዲሙ ፍሉይ [...]
ሱዳን፣ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ክስጎግ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 03 June 2022
ኣብ ሱዳን፣ ኣማኢት ነበርቲ ካርቱም ዝተሳተፍዎ፣ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ካብታ ሃገር ክስጎግ ዝጸውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ከምዝተኻየደ መርበባት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን።
እቶም ደገፍቲ ዝተ [...]
ኣብ ሱዳን፣ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ልዕሊ 1000 ኢትዮጵያውያን ዑቕባ ሓቲቶም
Radio Erena: 02 June 2022
ኣብ ሱዳን፣ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ጥራይ 1167 ኢትዮጵያን ዑቕባ ንምሕታት ከምዝተመዝገቡ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።
እቶም ዝበዝሑ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል [...]
ጂቡቲን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ወፍሪ ወደብን ናጻ ናይ ንግዲ ዞባን ዘትየን
Radio Erena: 02 June 2022
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ወደብን ናጻ ናይ ንግዲ ዞባን ከተውፍር መንግስቲ ጂቡቲ ዕድመ ኣቕሪቡ።
እቲ መንግስቲ ነዚ ዕድመ ዘቕረበ፣ ብሓላፊ ወደብን ናጻ ናይ ንግዲ ዞባን፣ ኣቡባከር ዑመር ሓዲ ዝ [...]
‘ብሪጣንያ፣ ካብ 14 ሰነ፣ ምስግጋር ሓተቲ ዑቕባ ናብ ርዋንዳ ክትጅምር’ያ’
Radio Erena: 01 June 2022
ብሪጣንያ፣ ቀዳማይ ጉጅለ ሓተቲ ዑቕባ፣ ናብ ርዋንዳ ናይ ምስግጋር መስርሕ ኣብ 14 ሰነ ክትጅምሮ ምዃና ሚኒስተር ዘቤታዊ ጉዳያት፣ ንፕሪቲ ፓተል ብምጥቃስ ዘ ጋርድያን ሓቢሩ።
መንግ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ክንቀሳቐሱ ዝጸንሑ ልዕሊ 490 ዕጡቓት ኢዶም ሂቦም ክብል መንግስቲ ሓቢሩ
Radio Erena: 01 June 2022
ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ክንቀሳቐሱ ዝጸንሑ 493 ዕጡቓት፣ መንግስቲ ብዘቕረበሎም ጻውዒት ኢዶም ከምዝሃቡ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ።
እቶም መንእሰያት ምዃኖም ዝተገልጹ ዕ [...]
ኣብ ጂቡቲ ኣብ መንጎ ብሄራት ዓፈርን ሶማል ዒሳን ግጭት ምክያዱ ተሓቢሩ
Radio Erena: 30 May 2022
ኣብ ጂቡቲ፣ ኣብ መንጎ ብሄራት ዓፈርን ሶማል ዒሳን ብዝተኻየደ ግጭት ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ከምዝወረደ ተገሊጹ።
መርበባት ዜና እታ ሃገር ኣብ ዝዝርግሕኦ ሓበሬታ፣ እቲ ግጭት ኣ [...]
ሱዳን፣ ንሸውዓተ ኣዋርሕ ተነቢሩ ዝጸንሐ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ተኣልዩ
Radio Erena: 31 December 2022
ኣብ ሱዳን፣ ካብ 25 ጥቅምቲ 2021 ኣትሒዙ፣ ንሸውዓተ ኣዋርሕ ተነቢሩ ዝጸንሐ ናይ ህጽጽ እዋን ኣዋጅ ተላዒሉ።
ወትሃደራዊ መራሒ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን፣ ብ [...]
ንኤርትራን የመንን ኣብ ዘዋስን ክሊ ማይ፣ መጥቃዕቲ ካብ ዝተኻየደ ጃልባ ዝደሓኑ ፈረንሳውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም
Radio Erena: 30 May 2022
ንኤርትራን የመንን ኣብ ዘዋስን ክሊ ማይ፣ መጥቃዕቲ ካብ ዝተኻየደላ ጃልባ ዝደሓኑ ፈረንሳውያን ባሕረኛታት፣ ብሰላም ናብ ዓዶም ከምዝተፋነዉ ተሓቢሩ።
ከንቲባ፣ ቸስኒ-ረኮንኩር ናይ ዝተ [...]