Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኢትዮጵያ፣ ናብ ሶማል ተወሳኺ ሰራዊት ኣዋፊራ
Radio Erena: 11 August 2022
ኢትዮጵያ፣ ካብ ኣልሸባብ ንዝገጥማ ዘሎ ተደጋጋሚ መጥቃዕታት ንምክልኻል፣ ናብ ሶማል ዞባ ጌዶ ተወሳኺ ሰራዊት ከምዝልኣኸት ተሓቢሩ።
እቲ ናብ ደቡባዊ ምዕራብ ሶማል ተዋፊሩ ዘሎ ሰ [...]
ሰራሕተኛ ትዊተር ነበር፣ ብስዑዲ ዓረብ ተቖጺሩ ክስሊ ምጽንሑ ተቃሊዑ
Radio Erena: 11 August 2022
ናይ ሊባኖስን ኣመሪካን ዜግነት ዘለዎ፣ ኣሕመድ ኣቡዓሞ ዝተባህለ ሰራሕተኛ ትዊተር ነበር፣ ብስዑዲ ዓረብ ተቖጺሩ ኣብ ስለያ ክነጥፍ ምጽንሑ ተገሊጹ።
እቲ ወዲ 44 ዓመት ሰራሕትኛ ትዊተ [...]
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ሓሙሽተ ዓመታት ሻድሻይ ኣማሓዳሪ ሃገራዊ ባንክ ሰጕጉ
Radio Erena: 10 August 2022
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ንኣማሓዳሪ ሃገራዊ ባንክ፣ ሞሰስ ማኩር ደንግ ካብ መዝነቱ ሰጕጉ።
እቲ ፕረዚደንት፣ ኣብ ውሽጢ ሸሞንተ ኣዋርሕ ንኻልኣይ እዋኑ'ዩ ኣ [...]
ዕጡቓት ቻድ ዶብ ሱዳን ሰጊሮም 18 ሰባት ምቕታሎም መንግስቲ ከሲሱ
Radio Erena: 10 August 2022
ዕጡቓት ቻድ፣ ዶብ ሱዳን ሰጊሮም 18 ሰባት ከምዝቐተሉ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ከሲሱ።
እቶም ዕጡቓት፣ ብ4 ነሓሰ፣ ናብ ምዕራብ ዳርፉር ብምስጋር፣ ኣግ [...]
ቻይና፣ ኤርትራ ካብ እትርከበን 16 ሃገራት ዝኣቱ ነገራት ካብ ቀረጸ ናጻ ክትገብሮ’ያ
Radio Erena: 10 August 2022
ቻይና፣ ኤርትራ ካብ እትርከበን ኣብ ምምዕባል ዝርከባ 16 ሃገራት ዝኣቱ ነገራት፣ ብዜሮ ታሪፍ ወይ ድማ ካብ ናይ ሰደድ ቀረጽ ናጻ ክትገብሮ'ያ።
ሚኒስትሪ ፋይናንስ እት እታ ሃገ [...]
ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ደቡብ 11 ሰለማውያን ሰባት ከምዝቐተሉ ተገሊጹ
Radio Erena: 09 August 2022
ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ደቡብ፣ ደራሼ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ 11 ሰለማውያን ሰባት ከምዝቐተሉ፣ ንሰራሕተኛታት ሆስፒታል ብምጥቃስ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
ሓይልታት [...]
ሱዳን፣ ሰለስተ መራሕቲ ተቓወምቲ ናብ ደቡብ ሱዳን ኣረኪባ
Radio Erena: 09 August 2022
ሱዳን፣ ንሰለስተ መራሕቲ ተቓወምቲ ደቡብ ሱዳን ናብ ጁባ መሊሳ።
እቶም ሜጀር ጀነራል ፑር ኡርዎፕ ኮል( Major General Pur Aruop Kuol) ሜጀረ ጀነራል ንዮን ጋራንግ ኮል [...]
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ናብ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት የካይድ ኣሎ
Radio Erena: 09 August 2022
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ምምሕዳር ባይደን፣ ኣብ ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት የካይድ ኣሎ።
እቲ ጸሓፊ ጉዳያት፣ ዑደቱ ብ7 ነሓሰ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ናይ ጎረባብቲ ዑደት ብምቕጻል ናብ ኡጋንዳ ከምርሕዩ
Radio Erena: 08 August 2022
ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ብኤርትራ ዝጀመሮ ዑደት ጎረባብቲ ሃገራት ብምቕጻል፣ 9 ነሓሰ ናብ ኡጋንዳ ከምርሕ'ዩ።
እቲ ፕረዚደንት ኣብ ናይ ክልተ መዓልታት ዑደቱ፣ ም [...]
‘ሃገራት ኣፍሪቃ ንሩስያ ምድጋፈን ዝረኽብኦ ረብሓ የለን።’ ፕረዚደንት ዩክሬይን
Radio Erena: 08 August 2022
ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ንሩስያ ምድጋፈን ዝረኽብኦ ረብሓ ከምዘየለ፣ ፕረዚደንት ዩክሬይን፣ ቮሎድሚር ዘለንስኪ ገሊጹ።
ንሱ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ ዝተፈላለያ ሜድያታት እዛ ኣህጉር፣ ብመርበብ [...]